Sign up to save your podcasts
Or

Presentatör: Natsenet Asmalash Berhe, redaktör: Emelie Pierrou, ljudtekniker: Matti Hänninen. Podcasten görs av Ludvika kommun.
ኣብ ናይ’ዚ ሰሙን’ዚ እንዛረበሉ ባእታት፣ ብዛዓባ ኣገባባት ንኣብ ሽወደን እንጥቀመሎም ዝተፈላለዩ ዓይነታት ናይ መንበሪ ኣባይትን፣ ሕጋጋት ዕድግን ክራይ ገዛን፣ ብቐዳማይ፣ ካላይን ሳልሳይን ደረጃ ንዝግበሩ ዉዕላት ክራይ ገዛን፣ ከምኡውን ኣብ ኣገዳስነት ኣራኻቢ ወይ ደለላ ዝኣመሰሉ ጉዳያት ዘተኮረ ከምዝኾነ ክንሕብር ንፈቱ።
By Ludvika kommunPresentatör: Natsenet Asmalash Berhe, redaktör: Emelie Pierrou, ljudtekniker: Matti Hänninen. Podcasten görs av Ludvika kommun.