Deleted Podcast Show

14. Tigrinja


Listen Later

Presentatör: Tekie Berhane Weldemichael, redaktör: Emelie Pierrou, ljudtekniker: Matti Hänninen. Podcasten görs av Ludvika kommun.

አብዚ ናይ ሎሚ  ፈነወና ብዛዕባ ሕክምና ሽወደን ክንዛረብ ኢና ::

አብ ትሓመሉ ግዜ እቲ  ቅኑዕ ዝኾነ ክንክን ጥዕና  ብኸመይ ንረክብ ::

አየኖ ት ዓይነት ዝተፈላለዩ  ክልኒካት አለዉን ክሳብ ክንደይ ዚአክል ገንዘብ ክትከፍል ከም ትኸእልን::

ሽወደናዊ ዘግነት ዘይብሉ ናይ ሕክምና መሰል አለዎን የብሉን::

ብዛዕባ ሓንቲ ካብ አንበብቲ ዜናና ነርስ ትምሃር ከም ዘላን ካልእን አለና

ምሳና ጽንሑ::

...more
View all episodesView all episodes
Download on the App Store

Deleted Podcast ShowBy Ludvika kommun