Sign up to save your podcasts
Or

Presentatör: Natsenet Asmalash Berhe, redaktör: Emelie Pierrou, ljudtekniker: Matti Hänninen. Podcasten görs av Ludvika kommun.
ኣብዚ ናይዚ ሰሙንዚ ኣብ ሉድቪካ ኢንፎ ብዛዓባ ሓደ ፍሉይ ዓምዲ ወይ ኣርእስቲ ኣቶኪርና ክናርብ ከምዝኾና ንሕብር። ኣብዚ ዓምዲዚ ብዛዓባ ክሊማትን/ኩነታት ኣየርን ኣመልኪትና ከንዛረብ ከምዝኾናን፣ ገለ ቅልል ዝበሉ ንኩነታት ኣየርናን ክሊማትና ሓገዝቲ ዝኾኑ ሓበሪታታትን ከማኡውን እቶም ኣብ ንድርብዮም ወይውን እንጉሕፎም ንጥረ ነገረት ንኽምስሙሹ ንዝወስደሎም ግዜን ከማኡውን ናብ ኣብቲ ከባቢ ነብሩ እንሳሳታትን ንዘለዎም ሳዕቤንን ወ.ዘ.ተ. ኣመልኪትና ክንዛረብ ከምዝኾና ንሕብር።
By Ludvika kommunPresentatör: Natsenet Asmalash Berhe, redaktör: Emelie Pierrou, ljudtekniker: Matti Hänninen. Podcasten görs av Ludvika kommun.