Sign up to save your podcasts
Or

Presentatör: Natsenet Asmalash Berhe, redaktör: Emelie Pierrou, ljudtekniker: Matti Hänninen. Podcasten görs av Arbetsmarknads- och integrationsenheten på Ludvika kommun.
ኣብዚ ሰሙናዊ ዓምዲ ብዝዓባ ናይ መጻኢ መደባት ሉድቪካ ኮሙዩኒትይኣብ ገማግም ቐላይ ቬስማን፣ ብዛዓብ ምጅማር ክታበት ሕማም ኮሮና ቫይረስ (covid-19) ከምኡውን ሓድሽ ሕጊ ተላባዕቲሕማማት ንዝምልከት ሓበሬታን ክንሰምዕ ኢና። ዋላውን እኮ ብሰንኪ ሕማም ኮሮና ቫይረስ (covid-19) ተዓጺዩ እንተሎ ከመይጌርና ካብ ቤት ንባብ ሉድቪካ መጻሓፍቲ ክንልቓሕ ከምእንኽእልንከምኡውን ብዛዕእባ ሞያ መሻጦ ወይ ቐምቓሞ ሓበሬታ ክንሰምዕ ኢና።
By Ludvika kommunPresentatör: Natsenet Asmalash Berhe, redaktör: Emelie Pierrou, ljudtekniker: Matti Hänninen. Podcasten görs av Arbetsmarknads- och integrationsenheten på Ludvika kommun.