ቁርሲ ቡን ጦብላሕታዊ ንባባት

51 - ራኢ | Vision |


Listen Later

 ራኢ'ለኒ ሕልሚ፡ ሕልሚ ናይ ትማሊ

ሂወተይ ክቕይር፡ ናብ ዝሓሸ ትልሚ
ትምኒተይ ከስምር፡ ናብራይ ክቅይራ
መፍትሕ ናይ መጻኢ፡ ሽግር ከባርራ
መዘና ኣልቦ፡ መለክዒ ብልሒ
ተስፋ ናይ ጽባሕ፡ ዝደምቕ ከም ወርሒ
ኣሎ'ዲዩ መስፈሪ፡ ንራኢ ዝዕይር
እንታይ ከም ዘሎ፡ ቅድመይ መሊኡ ዝነግር
ዓቢ'ዩ ማዕበሉ፡ ናይ ራኢና ጉዕዞ
ኣትሪርና ንሓዞ፡ ናይ ሂወትና ስቴርሶ
ናይ ዉሽጠይ ባህጊ፡ እቲ ዓቢ ነገር
ሕልናይ ዘዕርፍ፡ ናይ ቀጻሊ ምንባር
ንዉሽጠይ ዝገልጽ፡ ዓይነይ ዝመልኣለይ
ክቕጽል'የ ጉዕዞይ፡ ክሳብ ዝበርሃለይ
ዓወት ተወልደ

ፖድካስት ብድምጺ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠዉቑ
...more
View all episodesView all episodes
Download on the App Store

ቁርሲ ቡን ጦብላሕታዊ ንባባትBy Geez Liturgy. ሉጥርግያ ግእዝ.

  • 5
  • 5
  • 5
  • 5
  • 5

5

4 ratings