DegeSelam ደገ-ሰላም

Introduction to dege-selam podcast


Listen Later

ሰላም ንዓኹም!እዚ ፖድካስት "ደገ-ሰላም" ንመንእሰያት ዝጠቅም ዝበልክዎ፡ ኣብ ጉዳይ ሃይማኖት፡ ባህሊ፡ ጥዕና ኣእምሮን ሕማምን፡ ምሁራን ሰብ ሞያ፡ በብግዚኡ እንዳዓደምኩ ከቕርብ እየ። ከምኡ'ውን ናይ ቀጥታ ቃለ-መሕትት እንተወሓደ 2-3 መዓልታት ኣብ ሰሙን ከቕርብ እየ።ኣብዚ ፖድካስት/ቻነል ዝተፈላለየ ሓሳብ ልክዕ ከምዚ ኣብዚ ቪድዮ ገሊጸዮ ዘለኹ፣ ኣገዳሲ ዝበልክዎ ኣርእስታት እንዳምጻእኩ ሓቢርና ክንመሃርን ክንጥቀምን የዕዚዘ ክሰርሕ ሙዃነይ ቃል የኣቱ። ንዘለኩም ርእይቶን፥ ሓሳባትን ድማ በዚ ኣብ ታሕታ ዘሎ ኢመይል ክትረኽቡኒ ትኽእሉ ኢኹም።https://www.youtube.com/@degeselamኣብዛ ዩቱብ ቻነል ዝተጻዕነ ጠቓሚ ዝበልክዎ መደባት ነቶም ዘይጥዕመኩም ግዜ ዘይብልኩም፥ መኪና እንዳዘወርኩም፥ ስፖርት እንዳሰራሕኩም ምእንቲ ክትከታተሉ እዚኣ ናይ ድምጺ ጥራሕ ፖ...
...more
View all episodesView all episodes
Download on the App Store

DegeSelam ደገ-ሰላምBy መድሃኔ ኪዳነ