
Sign up to save your podcasts
Or


ውጥን ስድራቤት፣ ኣብ ዝግበር ውሳኔታት፣ ተነቀፍቲ ወገናትን ሓገዝ ንረክበሉ መገድታትን።
The post ውጥን ስድራቤት 2ይ ክፋል first appeared on Radio ARA.
ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ሬድዮ ራኢ ፣ ኣብዚ ክፋል ክልተ ኣርእስቲ ዘጠቃለለ እዩ።
ጾታዊ ምዝመዛ፣ ብሕታዊ ስእልታትና ተጠንቂቅና ንሕዞም ዶ? ብሰንኪ ብሕታዊ ምስልታት ብዙሓት ሰባት ግዳያት ጾታዊ ምዝመዛ ይኾኑ ኣለዉ። እንተተኻእለ ጾታዊ ሓዘል ስእልታት ዘይምስዳድ፣ ካብኡ ሓሊፍካ ድማ ምጥንቃቅ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። ምስዚ ኣርእስቲ ዝተሓሓዝ እንታይ ክንገብር ንኽእል ከምኡ ውን ኣብ ሉክሰምቡርግ ሓገዝ ክንሓተሉ ዘኽእለና መስመራት ዝሓዘ እዩ።
ሕጻናትን ስክሪን፣ ሕጻናት ከከም ዕድሚኦም ንደረጃ ልቦናኦም ብዝምጥን ኣጠቃቅማ ሞባይል፣ ቲቪ ኮነ ታብሌት ክህልዎም ይግባእ። ነዚ ዝምልከት ካብ ምኒስትሪ ጥዕና ሉክሰምቡርግ ተወኪስና ኣቅሪብናልኩም ኣሎና። ሰናይ ምክትታል።
The post ጾታዊ ምዝመዛ/ ሕጻናትን ስክሪንን first appeared on Radio ARA.
ኣብ መንጎ መጻምድቲ ዝግብር መደባትን ውሳኔታትን፡ ውጥን ስድራቤት ኸምጽኦ ዝኽእል ጥቅምታትን፡ ንቕሓትን ኣፍልጦን ውጥን ስድራቤትን ኣብ መደብ ምስራዕን ውጽኢታቱን።
The post ውጥን ስድራቤት first appeared on Radio ARA.
ቑጠባዊ ንቕሓት ኣብ መዓልታዊ ሂወትናን፣ ኣገደስቲ መገድታትን ልምድታትን ንቑጠባዊ ንቕሓት ዘብጽሑ።
The post ቑጠባዊ ንቕሓት first appeared on Radio ARA.
ቖልዑ (0-4) ኣብ ኣፍ ምውጻእ ዘጋጥሞም ብድሆታትን ክንገብሮ ንኽእል መፍቲሒታትን። ካብ INFO-LANGAGE ዝተወስደ ሓበሬታ።
The post ህጻናትን ምዕባለ ቛንቛን(Info-langage). first appeared on Radio ARA.
ኣብ 3 ወርሒ ካብ A1 ናብ B1 ኣብ ምምሃር ቛንቛ ዘብጽሕ መገድታት።
The post ቀለልቲ መገድታት ምምላኽ ቛንቛ first appeared on Radio ARA.
ዝተፈላለየ ጸወታታት ከስዕበልና ዝኽእል ወልፍን፡ ካብ ምቑማር ዝመጽእ ጠንቅታት ኣብ ሂወትን ስድራቤትን።
The post ቑማርን ወልፉን first appeared on Radio ARA.
ግቡኣትን መሰላትን፡ ማሕበራዊ ደገፍ። ኽንፈልጦ ዝግበኣና ኣምራት
The post ማሕበራዊ ደገፍን REVISን first appeared on Radio ARA.