
Sign up to save your podcasts
Or


እዚ ንኹሉ ተዛራባይ ትግርኛ ዝተዳለወ መደብ፡ ኣብ ስደት ንዘጋጥሙ ብድሆታት ብኸመይ ንሰግሮም ዘተኩር እዩ። ብዛዕባ ናብራ ስደት፣ ባህሊ፣ ምዕባይ ቆልዑ፣ መንነትን ፍቕርን ዝምልከቱ ሃነጽቲ ዛዕባታት ነቕርብ።
ተመክሮ ዝተፈላለዩ ሰባትን ንውሽጥና ዝፍውሱ መሰጥቲ ዕላላትን ሒዝና ክንመጽእ ኢና። ዕላማና ኣብ ስደት ንዘለና ወገናት ምሕያልን ምህናጽን እዩ። ሻሂ ወይ ቡንኩም ሒዝኩም ምሳና ክተምስዩ ብኽብሪ ንዕድመኩም!
From the publisher's feed
እንቛዕ ናብ ዕላልና ፖድካስት ብደሓን መጻእኩም፤ አብዚ ፖድካስት ኩሉ ነቕርቦ መደባት ብቛንቛ ትግርኛ እዩ፤ :
ብዛዕባ አብ ስደት ከጋጥሙና ዝኽእሉ ብድሆታትን ብኸመይ ንገጥሞን ከአ ትምህርን ትምዕድን፤፤
አበይ ተወሊድና ብዘይገድስ፤ አስመራ፤ አዲስ አበባ፤ መቐለ፤ ካልእ ከተማታት…