Sign up to save your podcastsEmail addressPasswordRegisterOrContinue with GoogleAlready have an account? Log in here.
FAQs about ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America:How many episodes does ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America have?The podcast currently has 2,933 episodes available.
January 16, 2025ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ - ጥሪ 16, 2025ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ካብ ትምህርቲ ዝበዀራ ተመሃሮ ኣኽሱም ክቕጽላ መምርሒ ሂቡሰልፊ “ይኣክል” ድሕሪ ሰለስተ መዓልታት ተዛዚሙምቁራጽ ተጻብኦ ቓዛመሰረታዊ ስልጠና ኣብ ኤርትራ፡ ቅድመ-ምክልኻል ንሞት ዕሽላት ኣብ እዋን ሕርሲ...more30minPlay
January 15, 2025ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ጥሪ 15, 2025ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሰብ-መዚ ሶማሊያ ኣንጻር ዳዕሽ መጥቃዕቲ ጀሚሮምሓያሎ ብሕታውያን መራኸቢታት ብዙሃን ኢትዮጵያ ይዕፀዋ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ...more30minPlay
January 14, 2025ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ - ጥሪ 14, 2025ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባትሰሉስ፡ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ/ ኣመሪካና...more30minPlay
January 13, 2025ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ጥሪ 13, 2025ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ተመዛበልቲ “ይኣክል፦” ይጭርሑ፡ ግዜያዊ ምምሕዳር ይሰማማዕ ኣህጉራዊ ዋዕላ ኣስመራ ንጥንቃቀታት ምድካይ ልሙዕ መሬት...more30minPlay
January 12, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ጥሪ 12, 2025ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው።ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።...more30minPlay
January 11, 2025ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - ጥሪ 11, 2025ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው።ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።...more30minPlay
January 10, 2025ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ - ጥሪ 10, 2025ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ኢትዮጵያ ዕዳጋታት ስቶክ ንኣውፈርቲ ክፉት ምግባራ ኣፍሊጣፍልሰት ሰብ-ሞያ ጥዕና ክልል ትግራይባርዕ ጫካ ሎስ-ኣንጀለስ -- ብድምጺ ነበርቲ...more30minPlay
January 09, 2025ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ - ጥሪ 09, 2025ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካኢትዮጵያ ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ ትግብር፡ ነበርቲ የማርሩወግዓዊ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ጂሚ ካርተር ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ይፍጸም ባርዕ ጫካ ካሊፎርኒያ ንምጥፋእ ርብርብ ይቕጽል፡ ኣሽሓት ህንጻታት ይዓኑዝርጋሐ መልከፍቲ ኤች.ኣይ/ቪ/ቫይረስ ኣብ ክልል ትግራይ ካበይ ናበይ?...more30minPlay
January 08, 2025ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ - ጥሪ 08, 2025ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ክልል ኦሮምያ ክልተ ሲቪላዊያን ሓረስቶት ብዕጡቓት ምቕታሎም ነበርቲን ስድራን ገሊጾምመደረ ትራምፕ ኣብ ምቍጽጻር መትረብ ፓናማን ግሪንላንድን መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንዝኽሪ ኤርትራዊ ድምጻዊ የማነ ገብረሚካኤል(ባርያ)...more30minPlay
January 07, 2025ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ - ጥሪ 07, 2025ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካዕለታዊ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜናኣከባብራ በዓል ልደት ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያንመደብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣመሪካ ምስ ተክኒሻን መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ...more30minPlay
FAQs about ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America:How many episodes does ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America have?The podcast currently has 2,933 episodes available.