መሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewahdo

ተኸታታሊ ትምህርቲ ጾመ ነብያት (19 ክፋል) - ብቀሺ ተስፋኣለም በራኺ- New-Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket-2020


Listen Later

መልአኽቲ ቤተ ክርስትያን እዚ እንጅምሮ ጾም ናይ ዓወት፡ ይግበረልና። ምድርናን ዓለምናን ዝረግኣሉ፡ ኣብ ኩናት ዘለዉ ናብ ሰላም ዝመጽሉ፡ ዝረሓቁ ዝቀርብሉ፡ ዝተፈላለዩ ዝዕረቅሉ፡ ዓለምና ትፍወሰሉ ጸምን ጸሎትና ይግበረልና። ከምቲ ኤርምያስ 33:3 ዝበሎ " ጸውዓኒ እሞ ክመልሰልካ፡ ዘይትፈልጦ ዓብይን ስውርን ነገር ከኣ ክነግረካ እየ። " ክንጽዎም ዘይንፈልጦን ካብ ዓቅምና ንላዕሊ ዝኾነን ዝተሰወረናን ክገልጸልና፡ ብቀንዱ ከኣ ክርስቶስ ኣብ ልብና ክውልደ ፡ እግዚአብሔር ይሓግዘና።

...more
View all episodesView all episodes
Download on the App Store

መሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewahdoBy መሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewhdo

  • 4.5
  • 4.5
  • 4.5
  • 4.5
  • 4.5

4.5

4 ratings