Sign up to save your podcastsEmail addressPasswordRegisterOrContinue with GoogleAlready have an account? Log in here.
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።ካብ እግዚኣብሄር ኣቦናን ካብቲ ኸም ፍቓድ ኣቦና ኣምላኽ፡ ካብዛ ሕጂ ዘላ እክይቲ ዓለም ምእንቲ ኼድሕነና ኢሉ፡ ብሰሪ ሓጢኣትና ነፍሱ ዝሃበ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስን፡ መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ፡ ጸጋን ሰላምን ይውረድኩም። ንእኡ ኻብ ዘለኣለም ንዘለኣለም ክ... more
FAQs about መሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewahdo:How many episodes does መሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewahdo have?The podcast currently has 27 episodes available.
May 31, 2021ተፍቅረኒዶ ኢኻ፧- ብቀሺ ተስፋኣለም በራኺ- New-Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket-2021መልአኽቲ ቤተ ክርስትያን ንዕለት ፳፪ ግንቦት ፳፻፲፫ / May 30, 2021 "ሓምሻይ ሰሙን ናይ ትንሳኤ" ወ. ዮሐንስ 21:15-17 "ጴጥሮስ፡ ሳልሳይ ጊዜ ተፍቅረኒዶ ኢኻ፧ ስለ ዝበሎ፡ ጕህዩ፥ ጐይታይ፡ ንስኻ ዅሉ ትፈልጥ አሎኻ፡ ኣነ ኸም ዘፍቅረካውን ትፈልጥ አሎኻ፡ በሎ። የሱስ ከኣ፥ ኣባጊዔይ ኣብልዕ።"...more32minPlay
March 24, 2021ቤተይ ቤት ጸሎት እያ - ብቀሺ ተስፋኣለም በራኺ- New-Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket-2021ሉቃስ 19:46 "ቤተይ ቤት ጸሎት እያ፡ ተጽሒፉ አሎ፡ ንስኻትኩም ግና በዓቲ ጐሓሉት ገበርኩምዋ፡ እናበሎም ኬውጽእ ጀመረ።"...more17minPlay
March 15, 2021ንእግዚኣብሄር ኣመስግንዎ - ብቀሺ ተስፋኣለም በራኺ- New-Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket-20211ይ ዜና መዋዕል 16:8-12 "ንእግዚኣብሄር ኣመስግንዎ፡ ስሙ ጸውዑ፡ ግብርታቱ ኣብ መንጎ ህዝብታት ንገሩ። ንእኡ ዘምሩ፡ ቃንዩሉ፡ ብዛዕባ ዂሉ ተኣምራቱ ተዛራረቡ። በቲ ቅዱስ ስሙ ተኸበሩ፡ ልብ እቶም ንእግዚኣብሄር ዚደልዩ ይተሐጐስ። ንእግዚኣብሄርን ስልጣኑን ድለዩ፡ ገጹ ዂሉጊዜ ድለዩ። ነቲ ዝገበሮ ተኣምራቱን፡ ንትእምርትታቱን ፍርድታት ኣፉን ዘክሩ።"...more13minPlay
March 11, 2021ምስ ኣምላኽ ክዓርቐና - ብቀሺ ተስፋኣለም በራኺ- New-Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket-20212ቆረ5:19 "ማለት፥ ኣምላኽ ንዓለም ምስ ርእሱ ኺዓርቃ ኸሎ፡ ኣብ ክርስቶስ ነበረ እሞ፡ በደሎም ኣይሐዘሎምን፡ ኣባና ኸኣ ቃል ዕርቂ ኣንበረ።"...more13minPlay
March 10, 2021ህይወቱ በጃ ክህብ - ብቀሺ ተስፋኣለም በራኺ- New-Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket-2021ወ. ማርቆስ 10:45 "ወዲ ሰብ ድማ ኬገልግል ህይወቱውን በጃ ብዙሓት ኪህብ እምበር፡ ኬገልግልዎ ኢሉ ኣይመጸን፡ በሎም።"...more10minPlay
March 09, 2021ንኣቦ ከግህዶ - ብቀሺ ተስፋኣለም በራኺ- New-Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket-2021ወ. ዮሐንስ 1:18 "ሓደ እኳ ንኣምላኽ ዝረኣዮ የልቦን፡ እቲ ኣብ ሕቝፊ ኣቦኡ ዘሎ ሓደ ወዲ፡ ንሱ ኣግሃዶ።"...more11minPlay
March 08, 2021ንጥፉኣት ኪደልን ኬድሕንን መጸ - ብቀሺ ተስፋኣለም በራኺ- New-Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket-2021ሉቃስ 19:9-10 "የሱስ ድማ፡ ወዲ ሰብ ንጥፉእ ኪደልን ኬድሕንን እዩ ዝመጸ እሞ፡ ንስኻ ኸኣ ወዲ ኣብርሃም ስለ ዝዀንካ፡ ሎሚ ነዛ ቤት ምድሓን ኰነላ፡ በሎ።"#ጾም #ጾምኣርብዓ #መሰረትእምነትኦርተዶክስተዋህዶMeseretEmnetOrthodoxtewhdo...more11minPlay
February 24, 2021ኣታ ደቃሲ ተንስእ - ብቀሺ ተስፋኣለም በራኺ- New-Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket-2021ዮናስ 3:8-9 "ሰብን እንስሳን ክሻ ይከደኑ፣ ዓው ኢሎም ድማ ናብ ኣምላኽ የእውዩ። ነፍሲ ወከፍ ከኣ ካብ እኩይ መገዱን ካብቲ ኣብ ኢዱ ዘሎ ዓመጽን ይመለስ። ኣምላኽ እንተ ተመልሰን እንተ ተጣዕሰን፣ ንሕና ኸይንጠፍእ ከኣ ካብ ጕሁር ቍጥዓኡ እንተ ተመልሰን፣ መን ይፈልጥ∶ ኣምላኽ ከኣ ካብ እኩይ መገዶም ከም እተመልሱ፣ ግብሮም ረኣየ፣ ኣምላኽውን ነቲ ኼውርደሎም ኢሉ እተዛረቦ መዓት ተጣዕሰሉ፣ ኣይገብሮን ከኣ።"...more27minPlay
January 17, 2021ነቲ ሕጻንን ነዲኡን ሒዝካ ናብ ግብጺ ህደምማቴዎስ 2፡13-23“ንሳቶም ምስ ሐለፉ፡ እንሆ፡ መልኣኽ እግዚኣብሄር ንዮሴፍ ብሕልሚተራእዮ፡ ሄሮዶስ ነቲ ሕጻን ኪቐትሎ ይደሊ አሎ እሞ፡ ተንስእ፡ ነቲ ሕጻንንነዲኡን ሒዝካ ናብ ግብጺ ህደም፡ ክሳዕ ዝነግረካ ኸኣ ኣብኡ ጽናሕ፡ በሎ።14 ተንሲኡ፡ ነቲ ሕጻንን ነዲኡን ሒዙ፡ ብለይቲ ናብ ግብጺ ኸደ።15 እቲእግዚኣብሄር ብነብዪ፡ ንወደይ ካብ ግብጺ ጸዋዕክዎ፡ ዝበሎ ምእንቲኺፍጸም ድማ፡ ሄሮዶስ ክሳዕ ዚመውት ኣብኡ ጸንሔ።...more22minPlay
December 12, 2020ተኸታታሊ ትምህርቲ ጾመ ነብያት (19 ክፋል) - ብቀሺ ተስፋኣለም በራኺ- New-Eritrean Orthodox Tewahdo Sibket-2020መልአኽቲ ቤተ ክርስትያን እዚ እንጅምሮ ጾም ናይ ዓወት፡ ይግበረልና። ምድርናን ዓለምናን ዝረግኣሉ፡ ኣብ ኩናት ዘለዉ ናብ ሰላም ዝመጽሉ፡ ዝረሓቁ ዝቀርብሉ፡ ዝተፈላለዩ ዝዕረቅሉ፡ ዓለምና ትፍወሰሉ ጸምን ጸሎትና ይግበረልና። ከምቲ ኤርምያስ 33:3 ዝበሎ " ጸውዓኒ እሞ ክመልሰልካ፡ ዘይትፈልጦ ዓብይን ስውርን ነገር ከኣ ክነግረካ እየ። " ክንጽዎም ዘይንፈልጦን ካብ ዓቅምና ንላዕሊ ዝኾነን ዝተሰወረናን ክገልጸልና፡ ብቀንዱ ከኣ ክርስቶስ ኣብ ልብና ክውልደ ፡ እግዚአብሔር ይሓግዘና።...more10minPlay
FAQs about መሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewahdo:How many episodes does መሰረት እምነት ኦርተዶክስ ተዋህዶ Meseret Emnet Orthodox tewahdo have?The podcast currently has 27 episodes available.