
Sign up to save your podcasts
Or


እንጅምሮ ጾምና ናይ ዓወት፡ ይግበረልና። ምድርናን ዓለምናን ዝረግኣሉ፡ ኣብ ኩናት ዘለዉ ናብ ሰላም ዝመጽሉ፡ ዝረሓቁ ዝቀርብሉ፡ ዝተፈላለዩ ዝዕረቅሉ፡ ዓለምና ትፍወሰሉ ጸምን ጸሎትና ይግበረልና። ከምቲ ኤርምያስ 33:3 ዝበሎ " ጸውዓኒ እሞ ክመልሰልካ፡ ዘይትፈልጦ ዓብይን ስውርን ነገር ከኣ ክነግረካ እየ። " ክንጽዎም ዘይንፈልጦን ካብ ዓቅምና ንላዕሊ ዝኾነን ዝተሰወረናን ክገልጸልና፡ ብቀንዱ ከኣ ክርስቶስ ኣብ ልብና ክውልደ ፡ እግዚአብሔር ይሓግዘና።
November 24 2020 ( ሕዳር 15 2013) እንጅምሮ ጾምና ናይ ዓወት፡ ይግበረልና። ምድርናን ዓለምናን ዝረግኣሉ፡ ኣብ ኩናት ዘለዉ ናብ ሰላም ዝመጽሉ፡ ዝረሓቁ ዝቀርብሉ፡ ዝተፈላለዩ ዝዕረቅሉ፡ ዓለምና ትፍወሰሉ ጸምን ጸሎትና ይግበረልና። ከምቲ ኤርምያስ 33:3 ዝበሎ " ጸውዓኒ እሞ ክመልሰልካ፡ ዘይትፈልጦ ዓብይን ስውርን ነገር ከኣ ክነግረካ እየ። " ክንጽዎም ዘይንፈልጦን ካብ ዓቅምና ንላዕሊ ዝኾነን ዝተሰወረናን ክገልጸልና፡ ብቀንዱ ከኣ ክርስቶስ ኣብ ልብና ክውልደ ፡ እግዚአብሔር ይሓግዘና።
መልአኽቲ ቤተ ክርስትያን ንዕለት September 20 2020
ማቴዎስ 12 :7፤ "ግናኸ፡ ምሕረት እፈቱ፡ መስዋእቲ ኣይኰነን፡ እንታይ ምዃኑ እንተ ትፈልጡስ፡ ኣብዞም በደል ዜብሎም ኣይምፈረድኩምን ኔርኩም።"
2ይ ቆሮንቶስ 6፡2 "ብቕብልቲ ጊዜ ሰማዕኩኻ፡ ብመዓልቲ ምድሓን ከኣ ረዳእኩኻ፡ ይብል እዩ እሞ፡ እንሆ፡ እታ ቕብልቲ ጊዜ ሕጂ እያ፡ እንሆ፡ እታ መዓልቲ ምድሓን ሕጂ እያ።"
ሉቃስ 12: 21-23 "እቲ ንርእሱ መዝገብ ዚእክብ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሃብታም ዘይኰነ ከምኡ እዩ። ንደቀ መዛሙርቱ ድማ በሎም፥ ካብ ምግቢ ህይወት ትዐቢ፡ ካብ ክዳንውን ስጋ ይዐቢ እዩ እሞ፡ ስለዚ ንህይወትኩም ብትበልዕዎ ወይስ ንስጋኹም ብትኽደንዎ ኣይትጨነቑ፡ ኣብለኩም አሎኹ።"
ማቴዎስ 10:5-7 "የሱስ ነዞም ዓሰርተው ክልተ ለኣኾም፡ ከምዚ ኢሉውን ኣዘዞም፡ ናብተን ጥፉኣት ኣባጊዕ ቤት እስራኤል ደኣ ኺዱ እምበር፡ ብመገዲ ኣህዛብ ኣይትኺዱ፡ ናብ ከተማ ሳምራውያን ድማ ኣይትእተዉ። ኬድኩም ድማ፡መንግስተ ሰማያት ቀሪባ ኣላ፡ ኢልኩም ስበኹ።"
From the publisher's feed