Sign up to save your podcastsEmail addressPasswordRegisterOrContinue with GoogleAlready have an account? Log in here.
Zerisenai and Wihbet Ministry have a mission to share the love of God which is found in and revealed by Christ Jesus to everyone. Let's Think Podcasts come with insights to be inspired. Wihbet Ministr... more
FAQs about The Wihbet Podcast:How many episodes does The Wihbet Podcast have?The podcast currently has 31 episodes available.
May 17, 2020019 - ኩለን መዓልታት ምሳኻ እየኤርምያስ 46:28ኣታ ባርያይ ያእቆብ፡ ኣነ ምሳኻ እየ እሞ፡ ኣይትፍራህ። ንዂሎም እቶም ናባታቶም ፋሕ ዘበልኩኻ ህዝቢ ብጥራስ ከጥፍኦም እየ፡ ንኣኻ ግና ብጥራስ ኣይከጥፍኣካን እየ፡ ብልክዕ ደኣ እየ ዝቐጽዓካ እምበር፡ ከይቀጻዕኩስ እኳ ኣይሐድገካን እየ፡ ይብል እግዚኣብሄር።...more9minPlay
May 10, 2020018 - ኣጎስጢኖስ በዓል ሂፖ (St. Augustine of Hippo)ዛንታ ህይወት - መምህር፡ መምህር ስነ-መለኮት፡ ፈላስፋ፡ ጳጳስን ፈላስን - ኣጎስጢኖስ በዓል ሂፖ (St. Augustine of Hippo)...more28minPlay
April 20, 2020017 - ሓይሊ ሞት ተሳዕረ"...እዚ ሓላፊ ዘይሐልፍ ምስ ለበሰ፡ እዚ መዋቲውን ዘይመውት ምስ ለበሰ፡ ሽዑ እቲ ጽሑፍ፡ ሞት ብዓወት ተዋሕጠ፡ ዝበሎ ቓል ኪፍጸም እዩ። ዎ ሞት፡ ኣበይ ኣሎ ብልሕኻ፧ ኣታ ሲኦልከ፡ ኣበይ ኣሎ ዓወትካ፧ ብልሒ ሞት ሓጢኣት እዩ፡ ሓይሊ ሓጢኣትውን ሕጊ እዩ። ግናኸ ነቲ ብጐይታና የሱስ ክርስቶስ ገይሩ ዓወት ዚህበና ኣምላኽ ስብሓት ይኹኖ።" 1ቈረ 15.54-57...more13minPlay
April 16, 2020016 - ማርቲን ሉተርን ቪተንበርግን ብ1527ማርቲን ሉተርን ቪተንበርግን ብ1527 ሓደ ለበዳ ሕማም መጾም። ብወርሒ ነሓሰ 1527 እዩ፣ ኣብታ ዘገልግለላ ዝነበረት ከተማ ቪተንበርግ፡ ሓደ ለበዳ ሕማም ስለዝተላብዐ እታ ከተማ ኣብ ፍጹም ጸልማት ኣተወት። ነገራት ኩሉ ፍጹም ተዓጽወ።...more19minPlay
April 03, 2020015 - ጆን ዊክሊፍ (John Wycliffe)ዛንታ ህይወት - ሊቅ፡ ተርጓሚ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሰባኽን፡ ኮኾብ ጽባሕ ተሃድሶን - ጆን ዊክሊፍ (John Wycliffe)...more28minPlay
March 27, 2020014 - ኮሮና ቫይረስ (Covid-19)ኮሮና ቫይረስ ስለምንታይ መጺኡ፧ እንታይ ክንገብር ይግብኣና፧ ኣብዚ እዋን መልስናን መልሲ እግዚኣብሄርን እንታይ እዩ፧...more21minPlay
March 10, 2020013 - ልብስኻ ቀይር (Part 2 of 2)ዘፍ 41.14 "ሽዑ ፈርኦን ልኢኹ ንዮሴፍ ጸውዖ። ቀልጢፎም ድማ ካብ ቤት ማእሰርቲ ኣውጽእዎ። ንሱ ኸኣ ተላጽዩ ኽዳኑ ለዊጡ ኣብ ፈርኦን ኣተወ።"...more21minPlay
February 28, 2020012 - ልብስኻ ቀይር (Part 1 of 2)ዘፍ 41.14 "ሽዑ ፈርኦን ልኢኹ ንዮሴፍ ጸውዖ። ቀልጢፎም ድማ ካብ ቤት ማእሰርቲ ኣውጽእዎ። ንሱ ኸኣ ተላጽዩ ኽዳኑ ለዊጡ ኣብ ፈርኦን ኣተወ።"...more22minPlay
February 26, 2020011 - ጃመስ ሃድሰን ተይለር (Part 2 of 2)ታሪኽ ህይወት ሚስዮናዊ ጀምስ ሃድሰን ተይለር፣ ካብ መጀምርታ ታሪክ ህይወቱን ሓጺር ምስክርነት ኣገልግሎቱን ኣብ ቻይና።...more28minPlay
FAQs about The Wihbet Podcast:How many episodes does The Wihbet Podcast have?The podcast currently has 31 episodes available.