
Sign up to save your podcasts
Or


From the publisher's feed
Welcome to the Dedebit Podcast! We work extensively on community awareness by presenting News, News Analysis, multi-faceted technological breakthroughs, celebrity speeches, comments, and reviews of…
እንኳዕ ናብ ደደቢት ፖድካስት ብሰላም መፃኹም! ኣብዚ ፖድካስት እዚ ብዙሓት ትሕዝቶታት ዘለዉዎም ናይ ዜናታት፣ ቴክኖሎጂ ውፅኢታት፣ ናይ ፍሉጣት ሰባት መደረታት፣ ርኢቶታትን ከምኡ እውን ሳይንሳዊ፣ ፖለቲካዊ፣ ሃይማኖታዊ፣ ቁጠባውን ማሕበራውን ጉዳያት ግምገማ ብምግባርን ንማሕበረሰብና ብዝምጥን ኣቀራርባ ብምቕራብ ማሕበረሰባዊ ንቕሓት ብሰፊሑ ኢና ንሰርሕ። ናይ ስራሕትና ተጠቀምቲ ክትኮኑን ንኻልኦት እውን ክተካፍሉን ከዓ ብኽብሪ ንዕድም። ሰላም ንዓኹም!