Radio Erena - Daily Broadcasts

Radio Erena - Daily Broadcasts

By Radio ErenaNewsPoliticsDaily News
Download on the App Store

Radio Erena - Daily Broadcasts episodes

  • ዓርቢ 20 ሰነ 2025 / Friday, 20 June 2025

    ናይ ዓርቢ 20 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

    • ኲናት እስራኤልን ኢራንን - ህሉው ኩነታት ኤርትራውያን - ዘተ ኣብ ግዜና ምስ ክብሮም ተወልደ ካብ ቴል ኣቪቭ
    • ብምኽንያት 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ዝተዳለወ ፍሉይ መደብ
    2 hr 37 min
  • ሰኑይ 16 ሰነ 2025 / Monday, 16 June 2025

    ናይ ሰኑይ 16 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

    • ብርጌድ ንሓመዱ ምስ ኢትዮጵያ ምሕዝነት ምፍጣሩ፡ መኽሰቡ ዶ ይዓቢ ክሳራኡ? ዘተ ምስ ጥዑምዚጊ ጠዓመ - ኣቦ መንበር ብርጌድ ንሓመዱ ዓለምለኻዊ
    1 hr 9 min
  • ዓርቢ 13 ሰነ 2025 / Friday, 13 June 2025

    ናይ ዓርቢ 13 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

    • ኩነታት ስነ ኣእምሮን ነብሰ ቅትለትን - ኣብ ግዜና ምስ ሳብሪና ሳህለ
    • ንመን ትናፍቒ? ብይርጋኣለም ፍስሃ
    1 hr 7 min
  • ሓሙስ 12 ሰነ 2025 / Thursday, 12 June 2025

    ናይ ሓሙስ 12 ሰነ 2025 ፈነወ ራድዮ ኤረና፦

    • ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዕጥቃዊ ቃልሲ ጀሚረ ኢሉ፡ ህዝቢ ኸ ከመይ ይቕበሎ ኣሎ? ብአርቢ ሓርነት ዝተኻየደ ዘተ
    • 'ህግደፍ፡ ፍጹም ክጽወር ዘይብሉ ስርዓት' - ብዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን ዝተዳለወ መደብ
    1 hr 4 min

About Radio Erena - Daily Broadcasts

From the publisher's feed

Produced in Tigrinya and Arabic, this Eritrean podcast delivers fact-checked news, in-depth analysis, and vibrant discussions on politics, society, and culture—connecting listeners inside Eritrea…