SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (11 ሕዳር 2026)
    ** ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ [[ረቡዕ 11 ሕዳር]] ነቶም ኣብ ግጭትን ስርሒታት ዓቃብ ሰላምን ዘገልገሉን ዝሞቱን ኣፍልጦ ብምሃብ ስርዓተ ዝኽሪ ተገይሩ። ... ** ሰበስልጣን ሩስያን ዩክሬንን ድሕሪ ወርሒ ለካቲት ንፈለማ እዋን ዝርርብ ሰላም ክገብሩ ኣብ ኣቡዳቢ ተራኺቦም። ... ** ሚኒስተር ኲናት ኣሜሪካ [[ጸሓፊ ምክልኻል]] ፒት ሄግሰት፡ ብዛዕባ እቲ ምስ ኢራን ዝተኻየደ ኲናትን ኣብ ወርሒ ጥሪ ንፕረዚደንት ቬንዙዌላ ኒኮላስ ማዱሮ ካብ ስልጣኑ ንምእላይ ዝተገብረ ወተሃደራዊ ወራርን ካብ ስልጣኑ ንምእላይ ዝግበር ንዘሎ ጻዕሪ ኣቃሊልዎ።

    #sbsaudiopodcast
    5 min
  • What does Kumanjayi mean? Understanding Sorry Business - ኩማንጃይ እንታይ ማለት እዩ፧ ብዛዕባ ስርዓተ ሓዘን ደቀ'ባት-Sorry Business ምርዳእ
    When someone dies, families and communities may have cultural practices and responsibilities around mourning. For many Aboriginal and Torres Strait Islander people, this is known as Sorry Business. There is no single way to observe Sorry Business. Practices differ between communities, families and language groups. Learn about what Sorry Business can involve, what the term “Kumanjayi” means in some Central Australian communities, and how you can show care when someone is grieving. - ሓደ ሰብ ክመውት ከሎ፡ ስድራቤታትን ማሕበረሰባትን ኣብ ዙርያ ሓዘን ባህላዊ ልምድታትን ሓላፍነትን ክህልዎም ይኽእል። ንብዙሓት ኣቦርጅናውያን ቶረስ ስትሬት ኣይላንደራትን እዚ ስነ ስርዓት ዓዘን ብሶሪ ቢዝነስ ይፍለጥ። ሶሪ ቢዝነስ ክትዕዘበሉ እትኽእለሉ ሓደ መንገዲ የለን። ኣሰራርሓታት ኣብ መንጎ ማሕበረሰባት፡ ስድራቤታትን ጉጅለታት ቋንቋን ይፈላለዩ እዩ። ብዛዕባ ሶሪ ቢዝነስ እንታይ ከጠቓልል ከም ዝኽእል፡ “ኩማንጃይ” ዝብል ቃል ኣብ ገለ ማሕበረሰባት ማእከላይ ኣውስትራልያ እንታይ ማለት ምዃኑ፡ ከምኡ’ውን ሓደ ሰብ ክሓዝን ከሎ ብኸመይ ሓልዮት ከተርኢ ከም እትኽእል ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ።

    #sbsaudiopodcast - #sbsaudiopodcast
    13 min
  • ብድሆታት መንእሰያት ኣፍሪቃን ንምሕጋዞም ዝውሰድ ዘሎ ስጉምትታትን፡ ዝርርብ ምስ ዋና ኣካያዲ ኣፍሪከውዝ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ።
    መንእሰያት ኣፍሪቃውያን ኣውስትራሊያውያን ኣብ ትምህርቲን ኣብ ስራሕ ምርካብን ብዙሕ ብድሆታት ኣለዎም። እዚ ብፍላይ ምስ ገበን ተተሓሒዙ ካብ'ቲ ኣዚዩ ንህይወቶም ዘጸግም ዘሎን ክወጽእሉ ኣብ ዘይክእልሉ ዕንክሊል ዘእትዎምን ኮይኑ ኣሎ። ብንኡስን ዓብን ገበን ተኸሲሶም ኣብ መዳጎኒ ዝርከቡ ናብ ኣሸሓት ቁጽሪ ደይቡ ይርከብ። ነዚ ጸገም ኣብ ምፍታሕ ኣብ ጎኒ ወለድን ትካላት መንግስቲን ዝሰርሕ ዘሎ ንመኽሰብ ዘይሰርሕ ትካል Africause ሓደ እዩ። ነቲ ኣብ መንአያት ዘሎ ጸገምን ትካሎም ዝገብሮ ንጥፈታትን ንኽምልሰልና ምስ ዋና ኣካያዲ'ቲ ትካል ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት።

    #sbsaudiopodcast
    30 min
  • "ኢትዮጵያ፥ ልኡላዊ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕራ ዳግማይ ንምርካብ ብሓይሊ'ውን ቈሪጻ ኣላ።" ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ። (ዜና 10 ሕዳር 2026)
    ** ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነዝ፡ ኣውስትራልያ ብሓባር እተአንግዶ ዘላ ዋዕላ ክሊማ COP31 ናብ ቱርኪ ክገይሽ ምዃኑ ተፈሊጡ... ** ዋና ኣካያዲ ትካል ተክኖሎጂ ኒቪድያ ምስ ቻይናዊት ሰላዪት ዝምድና ኣለዎ ብዝብል ኣብ ወጥሪ ኣትዩ... ** ኣመሓዳሪ ቤት ጽሕፈት ምምሕዳር መንበረ-ፓትሪያርክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዓሪፎም...

    #sbsaudiopodcast
    8 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (09 ሕዳር 2026)
    ኣርእስታት ዜና፥ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ከባቢ ርእሰ ከተማ ሰንዓ የመን ኣብ እትርከብ ቁሸት ባኒ ሑሻይሽ መጥቃዕቲ ኣየር ድሕሪ ምክያዳ ብውሕዱ 32 ሰባት ተቐቲሎም። ፕረዚደንት እስራኤል ኢሳቕ ሄርዞግ ሓድሽ መንግስቲ ንከቕውም ንሓላፊ ወተሃደራዊ ሓይሊ ነበር ጋድ ኣይዘንኮት መሪጹ። ኣውስትራልያ ንፊጂ 30 ብ 14 ብምስዓር ንሓሙሻይ ግዜኣ ተኸታታሊ ናብ ፍጻመ ዋንጫ ዓለም ራግቢ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ሓሊፋ።

    #sbsaudiopodcast
    12 min
  • ኣብ ትግራይ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ገደብ ምንቅስቓስ ተሽከርከርቲ ተነቢሩ። (ጸብጻብ)
    ልኡኽ ቻይና ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ተራኺቡ። ኣብ ትግራይ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ገደብ ምንቅስቓስ ተሽከርከርቲ ተነቢሩ። ብወገን ብተዋጋእቲ ዕጡቓት ድማ መፈራርሒ ወረቐት ተበቲኑ ብተዛማዲ ሓበሬታ ኣብ ጋምቤላ ድሕሪ ምሸት ሰዓት 1፡00 ናይ ምንቅስቓስ እገዳ ተነቢሩ ሕቡራት ሃገራት ። ብሰንኪ ግጭት ሞያለ ናብ ኬንያ ንዝተሰደዱ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ህጹጽ ረድኤት ንምሃብ 3 ሚልዮን ዶላር መዲቡ፡ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ዞባ ኣሶሳ፣ ሓይልታት ጸጥታ ሓዊሱ ልዕሊ 50 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተሰሚዑ።

    #sbsaudiopodcast
    8 min
  • ኣድመጽቲ ንኣጀንዳ ትራምፕ ነጺጎሞ። ንሱ ግን ሕጂ ንሓደ ካብ እኽረርቲ ማጋ (MAGA) ሓለቓ ስታፍ ክኸውን ሰምይዎ
    ፖለቲካዊ መርገጺ'ቲ ሓድሽ ተሰምዩ ዘሎ መራሒ ወይ ኣመሓዳሪ ቤተመንግስቲ ዋይት ሃውስ፡ ስቲፈን ሚለር፡ ዘመልክቶ፡ ድሕሪ ስዕረት ምርጫታት መፋርቕ ግዜ ስልጣን (midterm)፡ ትራምፕ፡ ኣካይድኡ ወይ ኣንፈቱ ክቕይር ዘይምዃኑ'ዩ።

    #sbsaudiopodcast
    8 min
  • ምርጫ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ- ኣመታቱን ተሳትፎ ኣፍሪቃውያንን ፡ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ቶማስ ኣርኣያ
    ብዛዕባ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፣ ደሞክራታውያን (Democrats) ንክልቲኦም ባይቶ ወይ ኮንግረስ ክቆጻጸሩ ዘኽእሎም ህዝቢ ድምጹ ሂቡ ኣሎ። ካብ ኢትዮጵያን ኤርትራ ወሲኽካ ኣብዚ ምርጫ ዝተሳተፉን ዝተዓወቱን ብዙሓት ኣፍሪቃዊ መበቆል ዘለዎም ሕጹያት ተራእዮም። ነዚ ብዝምልከትን እቲ ምርጫ ኣብ ህይወት ኣመሪካውያንን ዝህልዎ ጽልዋ ኣመልኪትና ምስ ዶ/ር ቶማስ ኣርኣያ ዝተገብረ ቃለ ምሕትት።

    #sbsaudiopodcast
    24 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

112,234 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners