Sign up to save your podcastsEmail addressPasswordRegisterOrContinue with GoogleAlready have an account? Log in here.
Zerisenai and Wihbet Ministry have a mission to share the love of God which is found in and revealed by Christ Jesus to everyone. Let's Think Podcasts come with insights to be inspired. Wihbet Ministr... more
FAQs about The Wihbet Podcast:How many episodes does The Wihbet Podcast have?The podcast currently has 35 episodes available.
July 26, 2020024 - ራይናርድ ቦንኪ (Reinhard Bonnke)ወንጌላዊ ራይናርድ ቦንኪ - ጀርመናዊ ጴንጠቆስጣዊ ወንጌላዊ እዩ። ካብ 1967 ጀሚሩ ኣብ ኣፍሪቃ ከም ሚስዮናውን ኣገልጋሊ ወንጌል ኮይኑ ክሳብ ናይ ጥሮታ ግዚኡ ማለት 2017 ኣገልጊሉ።...more14minPlay
July 26, 2020027 - ህድእቲ ለይቲ - Silent Night = Stille Nachህድእቲ ለይቲ - Silent Night = Stille Nacht (Joseph Franz Mohr and Franz Xaver Gruber) - ብ1818 እተዘመረት መዝሙር፣ ንልደት ጐይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ናይ ምድሓኑ ዕዮ እትገልጽ መዝሙር።...more14minPlay
June 25, 2020023 - ዘገርም ጸጋ - ዮሃንስ ነውተን (Amazing Grace)ዘገርም ጸጋ (Amazing Grace) - ብ1772 እተጻሕፈ መዝሙር፣ ንጸጋን ናይ ኣምላኽ ምድሓን ዝገልጽ መዝሙር።...more15minPlay
June 19, 2020022 - ሴይሞር ጂ. ዊልያም - ናይ ኣዙሳ ሓዊ (Seymour J. William)ጅግና ናይ እምነት ኣቦ ቀዳማይ ጸሊም፡ ባርያ-ነበር ኣሜሪካዊ ወንጌላውን መተንስኢ ጴንጤቆስታዊ ምንቅቃሕን ምንቅስቃስ ኣብ ኣሜሪካ።...more16minPlay
May 27, 2020021 - ነፍሰይሲ ህድእቲ ኣላ! ሆራሺዮ ስፓፎርድዳዊት 46:10ህድእ በሉ እሞ ኣነ ኣምላኽ ምዃነይ ኣስተብህሉ፣ ኣብ ማእከል ኣህዛብ ልዕል ክብል፣ ኣብ ምድሪ ልዕል ክብል እየ።...more14minPlay
May 17, 2020019 - ኩለን መዓልታት ምሳኻ እየኤርምያስ 46:28ኣታ ባርያይ ያእቆብ፡ ኣነ ምሳኻ እየ እሞ፡ ኣይትፍራህ። ንዂሎም እቶም ናባታቶም ፋሕ ዘበልኩኻ ህዝቢ ብጥራስ ከጥፍኦም እየ፡ ንኣኻ ግና ብጥራስ ኣይከጥፍኣካን እየ፡ ብልክዕ ደኣ እየ ዝቐጽዓካ እምበር፡ ከይቀጻዕኩስ እኳ ኣይሐድገካን እየ፡ ይብል እግዚኣብሄር።...more9minPlay
May 10, 2020017 - ሓይሊ ሞት ተሳዕረ"...እዚ ሓላፊ ዘይሐልፍ ምስ ለበሰ፡ እዚ መዋቲውን ዘይመውት ምስ ለበሰ፡ ሽዑ እቲ ጽሑፍ፡ ሞት ብዓወት ተዋሕጠ፡ ዝበሎ ቓል ኪፍጸም እዩ። ዎ ሞት፡ ኣበይ ኣሎ ብልሕኻ፧ ኣታ ሲኦልከ፡ ኣበይ ኣሎ ዓወትካ፧ ብልሒ ሞት ሓጢኣት እዩ፡ ሓይሊ ሓጢኣትውን ሕጊ እዩ። ግናኸ ነቲ ብጐይታና የሱስ ክርስቶስ ገይሩ ዓወት ዚህበና ኣምላኽ ስብሓት ይኹኖ።" 1ቈረ 15.54-57...more13minPlay
May 10, 2020018 - ኣጎስጢኖስ በዓል ሂፖ (St. Augustine of Hippo)ዛንታ ህይወት - መምህር፡ መምህር ስነ-መለኮት፡ ፈላስፋ፡ ጳጳስን ፈላስን - ኣጎስጢኖስ በዓል ሂፖ (St. Augustine of Hippo)...more28minPlay
April 16, 2020016 - ማርቲን ሉተርን ቪተንበርግን ብ1527ማርቲን ሉተርን ቪተንበርግን ብ1527 ሓደ ለበዳ ሕማም መጾም። ብወርሒ ነሓሰ 1527 እዩ፣ ኣብታ ዘገልግለላ ዝነበረት ከተማ ቪተንበርግ፡ ሓደ ለበዳ ሕማም ስለዝተላብዐ እታ ከተማ ኣብ ፍጹም ጸልማት ኣተወት። ነገራት ኩሉ ፍጹም ተዓጽወ።...more19minPlay
FAQs about The Wihbet Podcast:How many episodes does The Wihbet Podcast have?The podcast currently has 35 episodes available.