Sign up to save your podcastsEmail addressPasswordRegisterOrContinue with GoogleAlready have an account? Log in here.
Zerisenai and Wihbet Ministry have a mission to share the love of God which is found in and revealed by Christ Jesus to everyone. Let's Think Podcasts come with insights to be inspired. Wihbet Ministr... more
FAQs about The Wihbet Podcast:How many episodes does The Wihbet Podcast have?The podcast currently has 35 episodes available.
July 25, 2019005 - ስም የሱስ ክርስቶስ (Part 3 of 3)ሓይሊ ስም የሱስ ክርስቶስ"ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።" ግብ 4፡12...more10minPlay
July 17, 2019004 - ስም የሱስ ክርስቶስ (Part 2 of 3)ሓይሊ ስም የሱስ ክርስቶስ"ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።" ግብ 4፡12...more9minPlay
July 13, 2019003 - ስም ክርስቶስ የሱስ (Part 1 of 3)ሓይሊ ስም የሱስ ክርስቶስ"ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።" ግብ 4፡12...more9minPlay
July 11, 2019002 - ብቑዕ ህዝቢናይ እግዚኣብሄር ሓሳብ ንሕና ኣብ ክርስትያናዊ ኮነ ኣብ መነባብሮና ብቑዓት ክንክውን እዩ። ብመሰረት ሉቃ 1፡17 "ንሱ ብቑዕ ህዝቢ ንእግዚኣብሄር ኬዳሉ፡ ልቢ ኣቦታት ናብ ውሉድ፡ ንዘይእዙዛት ድማ ናብ ጥበብ ጻድቃን ኪመልስ፡ ብመንፈስ ኤልያስን ብሓይሉን ቀቅድሚኡ ኪኸይድ እዩ።" ይብለና እሞ፣ ናብ ምብቃዕ እግዚኣብሄር ክንበጽሕ ንሕሰብ፡ ንመሃር፡ ንወስን፡...more8minPlay
July 09, 2019001 - ምኽሪ ኣምላኽ ምግባርሮሜ 9: 11-13ካብቲ ጸዋዒ እዩ እምበር፡ ካብ ግብሪ ኣይኰነን እሞ፡ እቲ ምኽሪ ኣምላኽ ብምሕራይ ምእንቲ ኺጸንዕሲ፡ ከምቲ፡ ንያእቆብ ኣፍቀርኩ፡ ንኤሳው ግና ጸላእኩ፡ ዚብል ጽሑፍ ዘሎ፡ እቶም ደቂ ገና ኸይተወልዱ ኸለዉ፡ ጽቡቕ ኰነ ወይ ክፉእ ከይገበሩ፡ እቲ ዓብዪ ነቲ ንእሽቶ ኺግዝኦ እዩ፡ ኢሉ ተባህለላ።...more39minPlay
FAQs about The Wihbet Podcast:How many episodes does The Wihbet Podcast have?The podcast currently has 35 episodes available.