Sign up to save your podcastsEmail addressPasswordRegisterOrContinue with GoogleAlready have an account? Log in here.
Christianity እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፣ እንሆ፣ ኣነ ናብታ ሃገር ጥሜት ዝሰደለን መዓልትታት ኪመጻ እየን። ንምስማዕ ቃል እግዚኣብሄር እምበር፣ ጥሜት እንጌራን ጽምኢ ማይን ኣይኰነን። (ኣሞጽ8፡11)See, the days are coming, says the Lord God, when I wil... more
FAQs about ኣሞጽ ማልቲመድያ Amos Multimedia:How many episodes does ኣሞጽ ማልቲመድያ Amos Multimedia have?The podcast currently has 142 episodes available.
December 07, 2020Bible figures-David an Honest man ዳዊት እቲ ቅኑዕ ሰብኣይ ብ ሓው ዛክፖነንሎሚ ኣብ'ዚ ሆሊ ውድ ስታርስ፡ዩቱዩብ ስታር፡ሰለብሪቲ እናተባህሉ ዝውረየሎምን፡ዝንገረሎምን ዝውዕሉን ዝሓድሩን ማእለያ ዘይብሎም "ከዋኽብቲ" ኣለው.ኣብከምዚ ዓይነት ኩነታትን ደጋዊ ጽልዋን እናነበርካ እምበኣር ነቶም ናይ ብሓቂ ክንመሃረሎምን፡ክነጽነዖምን ዝግባኣና ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘለው ሰባት ዕሽሽ ክትብሎም እምበኣር ንቡር እዩ.በዚ ምኽንያት ኢና እምበኣር ንሎሚ ንሓደ ካብዞም ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ሰባት ኣምጺ እናዮ ዘሎና-ዳዊት ሰናይ ምክትታል...more1h 24minPlay
FAQs about ኣሞጽ ማልቲመድያ Amos Multimedia:How many episodes does ኣሞጽ ማልቲመድያ Amos Multimedia have?The podcast currently has 142 episodes available.