ሰላም ንዓኹም!
እዚ ቻነል "ደገ-ሰላም ፖድካስት" ንመንእሰያት ዝጠቅም ዝበልክዎ፡ ኣብ ጉዳይ ሃይማኖት፡ ባህሊ፡ ጥዕና ኣእምሮን ሕማምን፡ ምሁራን ሰብ ሞያ፡ በብግዚኡ እንዳዓደምኩ ከቕርብ እየ። ከምኡ'ውን ናይ ቀጥታ ቃለ-መሕትት እንተወሓደ 2-3 መዓልታት ኣብ ሰሙን ከቕርብ እየ።
ኣብዚ ፖድካስት/ቻነል
Share DEGE-SELAM PODCAST ደገ-ሰላም
Share to email
Share to Facebook
Share to X