Presentatör: Tekie Berhane Weldemichael, redaktör: Emelie Pierrou, ljudtekniker: Matti Hänninen. Podcasten görs av Ludvika kommun.
አብዚ ናይ ሎሚ ፈነወና ብዛዕባ ሕክምና ሽወደን ክንዛረብ ኢና ::
አብ ትሓመሉ ግዜ እቲ ቅኑዕ ዝኾነ ክንክን ጥዕና ብኸመይ ንረክብ ::
አየኖ ት ዓይነት ዝተፈላለዩ ክልኒካት አለዉን ክሳብ ክንደይ ዚአክል ገንዘብ ክትከፍል ከም ትኸእልን::
ሽወደናዊ ዘግነት ዘይብሉ ናይ ሕክምና መሰል አለዎን የብሉን::
ብዛዕባ ሓንቲ ካብ አንበብቲ ዜናና ነርስ ትምሃር ከም ዘላን ካልእን አለና
ምሳና ጽንሑ::