Access to safe drinking water is essential, and Australia’s often harsh environment means that our drinking water supplies are especially precious. With differences in the availability and quality of drinking water across the country, how do we know if it’s safe to drink? In this episode we get water experts to answer this question and more. - ጽሩይ ዝስተ ማይ ምርካብ ኣገዳሲ እዩ ፡ ኣብ ኣውስትራልያ ዘሎ ሕማቕ ሃዋህው ከኣ ፡ ቀረብ ዝስተ ማይና ኣዝዩ ክቡር እዩ ። ዝስተ ማይና ንጥዕናውን ድሕንነታውን ስርዓታት ዘማልእ ንክኸውን ክንክን ይግበረሉ እዩ ። ይኹን "ምበር ኣብ ሙሉእ ኣውስትራሊያ ዘሎ ቀረብን ጽፉፍ ዝስተ ማይ ፍልልያት ኣሎ ፤ እዚ ኣ ናይ'ቲ ማይ ካበይ ከምዝምንጩ ፤ ከባብያዊ ጽልዋ ከምኡ "ውን ኩነታት ቱቦታት ማይን ናይ ክንክን መሳለጥያታትናን ይምርኮስ ።