SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብሕቡራት ሃገራ ንዝቐረበ ክሲ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ምላሽን (ጸብጻብ)
    ፍሉይ ራፖርተር ሕቡራት መንግስታት ኣብ ትግራይ ከምኡ’ዉን ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘሎ ወጥሪ ኣመልኪቱ መግለጺ ሂቡ። ኤርትራ ብሕቡራት ሃገራ ንዝቐረበ ክሲ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ምላሽ ሂባ። ህወሓት፣ ፌደራላዊ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ሓዱሽ መጥቃዕቲ ንምኽፋት ተዳልዩ ኣሎ ክብል ከሲሱ። ቢሮ ሰላምን ጸጥታን ትግራይ መናእሰይ ንወተሃደራዊ አገልግሎት የሰልጥን ምህላው ኣሚኑ። ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ናይ ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ኣብ ልዕሊ ግብጺ ዓቢ ጸገም ይፈጥር ከም ዘሎ ተዛሪቡ።
    7 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (17 ሰነ 2026)
    ** የማናይ ሰልፊ ዋን ኔሽን ተቐባልነቱ እናዓበየ ኣብዝኸደሉ ዘሎ መራሒቱ ፖሊን ሃንሰን ኣብ ሃገራዊ ክለብ ፕረስ መደረ ከተስምዕ እያ... ** ዕብየት ቁጠባ ኣውስትራሊያ ናብቲ ኣድላዪ ዝኾነ ምዝሓል ይኸይድ ኣሎ ክብል ሪሰርቭ ባንክ ገሊጹ.. ** ሶማሊላንድ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናይ ፈለማ ኤምባሲኣ ከፊታ።
    5 min
  • How do charities and individual fundraisers work in Australia? - ማሕበራት ግብረ ሰናይን ሓገዝ ዝሓቱ ዉልቀሰባትን ዝምልከት ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ ይሰርሕ?
    What are the rules around raising money and charities? How can you ensure you don't get scammed? Here is what you need to know if you're donating, raising money yourself or launching an online crowdfunding appeal. - ብዛዕባ ምሕታት ናይ ሓገዝ ገንዘብን ግብረ ሰናይን ዝምልከቱ ሕግታት እንታይ እዮም ? ከም ዘይጠፋፋእ ወይ ሃክ ከምዘይግበር ብኸመይ ከተረጋግጽ ትኽእል? ወፈያ ትገብር እንተ ኣሊኻ ፡ ናይ ሓገዝ ገንዘብ ገዛእ ርእስኻ ትሓትት እንተ ኣሊኻ ፡ ወይ ከኣ ኣብ ኦንላይን ናይ ክራውድፍንዲንግ ናይ ምሕጽንታ ሕቶ ትጅምር እንተ ኣሊኻ ክትፈልጦ ዝግባእ ኣብዚ ትሕዝቶ ኣሎካ ።
    9 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (16 ሰነ 2026)
    ** ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ንሃገሩ ካብቲ ኣብ መንጎ ኣመሪካን ኢራንን ዝግበር ስምምዕ ኣግሊልዋ... ** ሎሚ ዝጋባእ ሪሰርቭ ባንክ መጠን ወለድ ከምዘለዎ ከጽንሖ ትጽቢት ይግበር... **ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ጋንታ ሶኮሩ ንቱርኪየ ኣብ ዋንጫ ዓለም ፊፋ ካናዳ ብዘመዝገብቶ ዘደንቕ ዓወት ሓጎሱ ብምግላጽ ንጋንታ ሶኮሩ እንቋዕ ኣሓጎሰኩም ኢሉ ኣሎ ...
    5 min
  • World Cup Daily: ጀርመን ብገፊሕ ዓወት ትምርሽ ጃፓን ኣብቲ ዘደንቕ ጸወታ ብማዕረ ትፋላለ
    ጀርመን ክትምርሽ'ከላ ጃፓን ኣብ መሳጢ ውድድር ዋንጫ ዓለም ኣብ ቃልሲ ዊዒላ ። እንቋዕ ብደሓን ናብ መዓልታዊ ጸብጻብ ውድድር ዋንጫ ዓለም መጻእኩም ። እናበልና እዚ ጽሟቕ ጸብጻብ 4ይ መዓልቲ ውድድር ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 እዩ ።
    10 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (15 ሰነ 2026)
    ሚኒስተር ጥዕና ፌደራል ማርክ በትለር ፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ሃገራዊ መድሕን ስንክልና (NDIS) ተገይሩ ንዘሎ ለውጢ ዝምልከት እማመታት ፡ ዝቐርብ ዘሎ ስክፍታ ኣፍልጦ ከምዝህቦ ገሊጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ፡ ኣብ መንጎ ኣመሪካን ኢራንን ብዛዕባ እተገብረ ስምምዕ ንኺመያየጡ ናይ ጸጥታ ካቢነኡ ኸእክቦም እዩ ። ኣሰልጣኒ ሃገራዊ ጋንታ ኲዕሶ እግሪ ኣውስትራሊያ ሶኮሩ ቶኒ ፖፖቪች ፡ ኣውስትራልያ ንቱርኪየ 2ብ0 ብምስዕራ ኣዝዩ ከም ዝሕበን ገሊጹ ።
    10 min
  • ፕረዚደንት ሶማሊላንድ ኣብ እየሩሳሌም ኤምባሲ ንክኸፍት ናብ እስራኤል ኣትዩ። (ጸብጻብ)
    መበል 13 ዓመታዊ ፈስቲቫል ኮለጅ ሕክምናን ስነ-ፍልጠት ጥዕናን ኦሮታ፡ ተሳሊጡ። ናይ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብ3 ዕፅፊ ዘዕቢ ንኡስ ጣብያ ተመሪቑ። ኤርትራ ፓርቲ ብልጽግና ኣብ እተዛበዐ ሓበሬታ ዝተሰረተ ፕሮፓጋንዳ ይዝርግሕ ኣሎ ክትብል ከሲሳ። CPJ ሓንቲ ፈረንሳዊት ጋዜጠኛ ካብ ትግራይ ጸብጻብ ኣዳልያ ብዝብል ንዘባረሩዋ ንሰበስልጣን ኢትዮጵያ ኮኒኑ። ፕረዚደንት ሶማሊላንድ ንፈለማ ወግዓዊ ዑደት ናብ እስራኤል ኣትዩ፤ ኣብ እየሩሳሌም ኤምባሲ ክኸፍት እዩ።
    12 min
  • World Cup Daily: Debutants lead Australia to a dream 2-0 victory over Türkiye - World Cup Daily: ንፈለማ ግዜ ንኣውስትራልያ ዝወከሉ ተጻወቲ ናብ 2-0 ዓወት ኣብ ልዕሊ ቱርኪየ መሪሖማ
    The Socceroos opened their 2026 FIFA World Cup campaign with a vital win against a strong rival, while five-time champions Brazil were held to a surprise draw by Morocco. - ሃገራዊት ጋንታ ኣውስትራልያ (ሶከሩስ) ናይ 2026 ጎስጓሳ ንዋንጫ ዓለም ፊፋ ብዓወት ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ካብ’ተን ሓያላት ተቐናቐንቲ ብምምዝጋብ ክትከፍቶ’ንከላ ሓሙሽተ ግዜ ሻምፒዮን ዝኾነት ብራዚል ግን ትጽቢት ዘይተገብረሉ ምስ ሞሮኮ ማዕረ ወጺኣ።

    ነብሲ ወከፍ ደቒቕ ዋንጫ ዓለም ፊፋ (FIFA World Cup 2026™) ብ SBS On Demand ተዓዘብዎ።
    6 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,865 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners