SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ኤርትራውያን፣ ተጋሩን ካልኦት ኢትዮጵያውያንን ብዕረፍቲ ስሙይ ስነ-ጥበበኛ በረኸት መንግስትኣብ ሓዘኖም ይገልጹ ኣለዉ።
    በሃር ስነ ስነጥበብኛ በረኸት መንግስትኣብ ኣብ መበል 89 ዓመቱ ሎሚ ንግሆ ኣብ ኣስመራ ከምዝዓረፈ ተፈሊጡ። ብሕልፈት ስነ ጠበበኛ በረኸት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ሓዘኖም ይገልጹ ኣለዉ፡ ነዚ ዝምልከት ዝተዳለወ ሓጺር ጸብጻብ።
    4 min
  • ኢትዮጵያ ንዋዕላ ክሊማ 2027 ከተዳሉ'ያ፡ ዑመር ገለ ንሻድሻይ እብረ ፕረሲደንት ክኸውን......ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (12 ሕዳር 2025)
    ** ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ኣብ እስላማባድ ኣብ ኣፍደገ ቤት ፍርዲ ፡ 12 ሰባት ዝቐተለን ብዙሓት ዘቝሰለን ርእሰ-ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ኮኒኑ... ** ክፍለ ግዝኣት ቪክቶርያ ነቶም ዓመጽ ዝፍጽሙ መንእሰያት ዒላማ ዝገብር ሕግታት ተተኣታቱ ፣... ** ኢትዮጵያ ን መቐናቕንታ ናይጀሪያ ብምስዓር ጉባኤ ክሊማ 2027 ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት (COP32) ከተአንግድ እያ።
    9 min
  • How to plan for your child’s financial future in Australia - ኣብ ኣውስትራሊያ ፋይናንሲያዊ ውጥን መጻኢ ዉልድኩም ብኸመይ ትሰርዕዎ፡
    Financial planning can feel stressful for any parent. When it comes to saving for your child’s future, knowing your options helps make informed decisions. And teaching your kid healthy money habits can be part of the process. - ገንዘባዊ ውጥን ምውጻእ ንዝዀነ ይኹን ወላዲ ውጥረት ኽስምዖ ይኽእል እዩ ። ብዛዕባ መጻኢ ዉህለላ ገንዘብ ውሉድካ ዝምልከት ፡ ኣማራጺታትካ ምፍላጥ ፡ ኣብ ቅኑዕ ሓበሬታ ተመርኲስካ ውሳነ ንኽትገብር ክሕግዘካ ይኽእል እዩ ። ናይ ቆልዓኻ ጥዑይ ናይ ገንዘብ ልማድ ምምሃር ሓደ ክፋል ናይቲ መስርሕ ክኸውን ይኽእል እዩ ።
    9 min
  • ስደተኛ ዝስእኖም ግዜን ቦታን ፡ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ
    ስደተኛ ኣብዚ ዓለም ዘድልዮ ንብረትን ኣገልግሎታትን እንተረኸበ'ኳ ወትሩ ኣብ ስምዒቱ ዝፍጠር ዘይምላእ ሃጓፍ ጸይሩ እዩ ዝጓዓዝ። እዚ ሃጓፍ እዚ እንታይ እዩ፧ ዋላ ናብቲ መበቆል ዓዱ እንተተመልሰ'ውን፡ እቲ ኣብ ስምዒት ስደተኛት ሓንሳእ ዝተፈጥረ ሃጓፍ ኣይመልእን። ነዚ ንምብራህ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲከን ትመራማሪ ማሕበራዊ ስነ ፍልጠት ዶ/ር ኣማኑኤል ዓዲምናዮ ዝሃበና መብርሂ።
    26 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ሕዳር 2025)
    ** ኣንተኒ ኣልበኔዝ ከም ኣካል ምግታእ ምስፍሕፋሕ ኒዮ ናዚ ፡ ኣብ እዋን ሰልፊ ጸሊም መሸፈኒ ገጽ ከይልበስ ዝገብር ሕጊ ደጊፉ። ** 503 ስደተኛታት ንመትረብ እንግሊዝ ብምስጋር ናብ ዓዲ እንግሊዝ ኣትዮም።... ** ዶናልድ ትራምፕ ነቲ ፈደራል መንግስቲ ዳግም ንምኽፋት ን ሰኔት ከምዝድግፍን በዚ ድማ ንናይ ፌደራል ሰራሕተኛታት ዘይተኸፍሎም ደሞዝ ክኽፈሉ ምዃኖምን ኣሚቱ።
    6 min
  • ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሕዳር 2025)
    ኣርእስታት ዜና፥ ** ተጣበቕቲ ፍልስጤማውያንን ክሊማን ምስ ኣይሁዳውያን ጕጅለታት ሓቢሮም ነቲ መንግስቲ ኒው ሳውዝ ዌልስን ፖሊስን ንጉጅለ ኒዮ ናዚስት ሰልፊ ክገብሩ ንምድጋፍ ዝተወስደ ስጉምቲ ተቓዊሞም። ** ኣስታት 300 ገያሾ ጽዒና ኣብ ጥቓ ዶብ ታይላንድ-ማለዥያ ካብ ዝጠሓለት ጃልባ ሸውዓተ ሰባት ሞይቶም ኣማኢት ድማ ጠፊኦም ። ** ማንቸስተር ሲቲ ነታ ሻምፕዮን ፕሪሜር ሊግ ዝኾነት ሊቨርፑል ኣብ ሜዳኣ ኣብ ማንቸስተር ሰለስተ ብባዶ ሲዒራታ።
    13 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሕዳር 2025)
    ን ሎሚ ሰኑይ 10 ሕዳር 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ኣውስትራሊያ ካብ መወዳእታ ካልኣይ ኩናት ዓለም ጀሚሩ ክሳብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት እዚ ዝሃበቶ ቀዋሚ ናይ ሰብኣውነት ቪዛ ሓደ ሚሊዮን ከምዝበጽሕ ተፈሊጡ ። እዚ ኣገዳሲ ቁጽሪ ፡ ስደተኛታት ኣብ ታሪኽ ኣውስትራልያ ዓብዪ ኣበርክቶ ከምዝገበሩ ክብሪ ክወሃቦም ደሪኹ ኣሎ ። ነዚ ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶ ድሕሪ ዜና ክቐርብ እዩ። ምስ ዳይረክተር ፔን ኤርትራ ዝገበርናዮ ካል ኣይ ክፋል ዕላልውን ክቐርብ እዩ። ኣርእስታት ሉኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ ፡ ኮሚሽን ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ኣብ ፕሮጀክትታት ታሕተዋይ ኦሞ መሰል ደቀባት ብምግሃስ ገበነኛ ገይሩ። ቀይሕ ባሕሪ ንዅለን ሃገራትን ህዝብታትን ዓለም ዘገልግል ክኸውን ኣለዎ' ክብል ፕረዚደንት ኢሳይያስ ተዛሪቡ። ስርዓት ሓመድን ማይን ትግራይ ብኲናት ከም ዝተመረዘ፣ ዘላቒ ሓደጋ ስነ-ህይወት ከም ዘሎ ሓደ መጽናዕቲ ኣጠንቂቑ። ኣብ ክልል ዓፋር ዝነበሩ ዕጡቓት ካብቲ ከባቢ ከም ዝገለሱ ገሊጾም። ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሓቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም፡ ኣርእስታት ዜና፥ ** ተጣበቕቲ ፍልስጤማውያንን ክሊማን ምስ ኣይሁዳውያን ጕጅለታት ሓቢሮም ነቲ መንግስቲ ኒው ሳውዝ ዌልስን ፖሊስን ንጉጅለ ኒዮ ናዚስት ሰልፊ ክገብሩ ንምድጋፍ ዝተወስደ ስጉምቲ ተቓዊሞም። ** ኣስታት 300 ገያሾ ጽዒና ኣብ ጥቓ ዶብ ታይላንድ-ማለዥያ ካብ ዝጠሓለት ጃልባ ሸውዓተ ሰባት ሞይቶም ኣማኢት ድማ ጠፊኦም ። ** ማንቸስተር ሲቲ ነታ ሻምፕዮን ፕሪሜር ሊግ ዝኾነት ሊቨርፑል ኣብ ሜዳኣ ኣብ ማንቸስተር ሰለስተ ብባዶ ሲዒራታ።
    52 min
  • ሓደስቲ መጻእትን AI (ኤኣይ) ዝዓብለሎ ናይ ስራሕ ዓለም ዝፈጥሮም ብድሆታትን
    ዳርጋ ክልተ-ሲሶ ዝኾና ኣውስትራልያውያን ትካላት ኣብ መስርሕ ምቑጻር ሰራሕተኛታት ሰብ ሰርሖ ብልሒ (Artificial Intelligence, AI) ይጥቀማ፣ እዚ ግን ስግኣታት ተኽእሎ ኣድልዎ ወይ ኣፈላላይ ኣብ ሓደስቲ መጻእቲ፣ ስደተኛታትን ደቀንስትዮን ኣልዒሉ’ሎ።
    9 min
  • ቀይሕ ባሕሪ ንዅለን ሃገራትን ህዝብታትን ዓለም ዘገልግል ክኸውን ኣለዎ' ክብል ፕረዚደንት ኢሳይያስ ተዛሪቡ። (ጸብጻብ)
    ኮሚሽን ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ኣብ ፕሮጀክትታት ታሕተዋይ ኦሞ መሰል ደቀባት ብምግሃስ ገበነኛ ገይሩ። ቀይሕ ባሕሪ ንዅለን ሃገራትን ህዝብታትን ዓለም ዘገልግል ክኸውን ኣለዎ' ክብል ፕረዚደንት ኢሳይያስ ተዛሪቡ። ስርዓት ሓመድን ማይን ትግራይ ብኲናት ከም ዝተመረዘ፣ ዘላቒ ሓደጋ ስነ-ህይወት ከም ዘሎ ሓደ መጽናዕቲ ኣጠንቂቑ። ኣብ ክልል ዓፋር ዝነበሩ ዕጡቓት ካብቲ ከባቢ ከም ዝገለሱ ገሊጾም።
    10 min
  • ኣውስትራሊያ መበል ሓደ ሚልዮን ቀዋሚ ቪዛ ክትህብ ትቀራረብ፡
    ኣውስትራሊያ ካብ መወዳእታ ካልኣይ ኩናት ዓለም ጀሚሩ ክሳብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት እዚ ዝሃበቶ ቀዋሚ ናይ ሰብኣውነት ቪዛ ሓደ ሚሊዮን ከምዝበጽሕ ተፈሊጡ ። እዚ ኣገዳሲ ቁጽሪ ፡ ስደተኛታት ኣብ ታሪኽ ኣውስትራልያ ዓብዪ ኣበርክቶ ከምዝገበሩ ክብሪ ክወሃቦም ደሪኹ ኣሎ ። እንተኾነ ትካላት መሰል ስደተኛታት ከምዝብልዎ ኣውስትራሊያ ነቲ ብጃምላ ዓለም ዝካየድ ዘሎ ምምዝባል እትህቦ ግብረመልሲ ብኸመይ ከተመሓይሾ ከምትኽእል ክትሓስበሉ ኣገንዚቦም ።
    9 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,874 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners