SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ሕዳር 2024)
    ኣርእስታት ንሎሚ 6 ሕዳር 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ፡ ** ኣብ መዓልቲ ምርጫ፡ ዓሰርተታት ሚልዮናት ኣመሪካዊያን ድምጾም ሂቦም... ** ውድብ ጥዕና ዓለም ፡ ሳሕቲ ጥራይ ዝግበር ሕክምናዊ ምውጻእ፡ ልዕሊ 100 ብከቢድ ሕሙም ዝሓመሙ ካብ ጋዛ ኣውጺኡ ... ** ኣመሪካ ብኹነታት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርአ ዘሎ ስእነት ጸጥታ ስክፍታ ከም ዘለዋ ሚ/ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብንሊከን ገሊጹ።
    5 min
  • Migrants aren't being hired in the jobs they're qualified for. It's costing Australia billions - SBS Examines: ሓደስቲ መጻእቲ ናብ ኣውስትራልያ ብቑዓት ኣብ ዝኾኑሉ ሞያ ኣይኮኑን ዝቑጸሩ ዘለዉ፣ እዚ ኸኣ ንኣውስትራልያ ቢልዮናት የኽስራ፣
    Australia is facing a skills shortage. So why are migrants struggling to find work in line with their education and experience? - ኣውስትራልያ ሕጽረት ክኢላታት ኣጋጢምዋ’ሎ። እንተኾነ ግን ሓደ ሓድሽ ጸብጻብ እቶም ዘድልይዋ ሞያታትን ክእለታትን ዝሓዙ ልዕሊ 600,000 ሰባት ኣብ’ዚ ኣብ ኣውስትራልያ ኣለዉ ክብል ይገልጽ። ስለ’ዚ መጻእቲ ናብ’ዚ ሃገር ዝኾኑ ሰባት በቲ ብቑዓት ዝኾንዎ ሞያ ስራሕ ክረኽቡ ዝሽገሩ ዘለዉ ደኣ እንታይ ኮይኖም’ዮም፧
    9 min
  • ፕረሲደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ፡ ሃሪስን ዶናልድን ን ኣመሪካዊያንን ዓለምን እንታይ ሒዞም'ዮም ቀሪቦም ዘለዉ፧ ዝርርብ ምስ ክብረኣብ ይመስገንን ሳሚኤል ቢዘንን
    ኣብ ኣመሪካ ዝግበር ዘሎ ፕረሲደንታዊ ምርጫ ሕጹያት ካመላ ሃሪስን ዶናልድ ትራምፕን ብተቐራራቢ ድምጺ ናብ ናይ መወዳእታ ደረጃ በጺሖም ኣለዉ። ነዚ ኣብ ኣመሪካ ዝግበር ዘሎ ምርጫን ብዛዕባ ሕጹያት ንህዝቢ ሒዞሞ ቐሪቦም ዘለዉን ብሓፈሻ ህዝቢ ነዞም ሕጹያት ብኸመይ ይግምግሞም ከምዘሎ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ብፍላይ ኣብዚ ቕሩብ እዋን "ዕላል መዛኑ" ብዝብል ትንተና ዘካይዱ ኣቶ ሳሙኤል ቢዘንን ኣቶ ክብረኣብ ይመስገንን ገሊጾሙልና ኣለዉ። (ብተክኒካዊ ጸገም ዘይንጹር ድምጺ ኣቐዲምና ይረታ ንሓትት።)
    42 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ሕዳር 2024)
    ኣርእስታት፡ ንሎሚ 5 ሕዳር 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ፡ ኣብዚ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ምርጫ ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕን ካማላ ሃሪስን ኣብተን ወሰንቲ ቦታታት ምርጫ ናይ መወዳእታ ጎስጓሶም የካይዱ ኣለዉ። እቲ ንህዝቢ ኣውስትራሊያ ደው ንኽብል ዝገብር ተባሂሉ ዝፍለጥ በብዓመቱ ዘካየድ ውድድር ኣፍራስ መልበርን ካፕ ፡ ሎሚ [5 ሕዳር] ኣስታት 90 ሽሕ ሰባት ክዕዘብዎ ትጽቢት ይግበር ። ብሪጣንያ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ዘለዉ ግጭታት ደው ክብሉ ጸዊዓ።
    6 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኢአስ ቢ ኤስ ትግርኛ (04 ሕዳር 2024)
    ንሎሚ ሰኑይ 04 ሕዳር 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ሎሚ ብዙሓት ኤርትራዊያን ንኡጋንዳ ከም ካልኣይትቲ ዓዶም ሓሲቦም ኣብታ ሃገር ከውፍሩ ደቆም ከምህሩን ኣብ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ክሳተፉን ትካላት ሃይማኖት ከዐንብቡን ይረኣዩ ኣለዉ። ኣኽሊሉ ሃብተሚካኤል'ውን ኣብ ኡጋንዳ ንልዕሊ 13 ዓመታት ኣብዝነብረሉ ዘሎ ነቶም ኣብቲ ሃገር ዝነብሩ ኤርትራዊያን ዝተፈላልዩ ሞያታት ክሕዙን ብማሕበራዊ መድያ ዘንቅሑን ዘለዉ እዩ። እቲ ንሱ ኣብታ ሃገር ዝገብሮ ንጥፈታት፡ ኣብ ኡጋንዳ ዘሎ ዕድላትን ግድላትን ሰፊሕ መብርሂ ሂቡና ኣለዉ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ስምምዓት ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ መሊኦም ክትግበሩ ከምዝግባእ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ። መበል ካልኣይ ዓመት ውዕሊ ፕሪቶሪያ ኣመልኪቱ መግለጺ ዝሃበ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብወገኑ ዘይተመለሰ ተመዛባልን ግዝኣትን ክምለስ ጸዊዑ ኣሎ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ልኡኽ ከባቢ ናጻ ንግዲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ዝርርብ ኣካይዱ።።ዝብሉን ካልእን ሒዙ ቀሪቡ ኣሎ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት፡ ካልእ ትሕዝቶን’ውን ክቐርብ’ዩ። ኣርእስታት ዜና፥ ሰልፊ ለበር ኣብዝግበር ምርጫ እንተተዓዊቱ ካብ ዕዳ ልቓሕ ተመሃሮ እቲ 20 ሚእታዊ ከምዝቖርጸሎም ቃል ኣትዩ። ክልቲኦም ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ኣመሪካ፡ ክልተ መዓልቲ ቅድሚ ምርጫ ኣመሪካ ኣብቲ ቀንዲ ወሳኒ ግዝኣታት ናይ መወዳእታ ጎስጓሳቶም ኣጽዒቖሞ ኣለዉ። እስራኤል ንፈለማ ግዜ ወተሃደራታ ናብ ሶርያ ኣእትያ ክትዋጋእ ጀሚራ ።
    55 min
  • ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ተስፋ ኣርሰናል ንጽዋዕ ፕሪምየር ሊግ የጸልምት፣ ለሚ ብርሃኑ ኣብ ማራቶን በይጂንግ ሃዊ ፈይሳ ኣብ ፍራንክፈርት ተዓዊቶም፣
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (04/11/2024) * ለባሲ ቀጠልያ ማልያን ሰለስተ ግዜ ተዓዋቲ መድረኽ ዝኾነን ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ክቡር ዕዱም ኮይኑ ኣብ ዝተረኽበሉ ዙር ፈረንሳ 2025 ዝኽተሎም መንገድታት ብወግዒ ኣፍሊጡ፡ * ሃዊ ፈይሳ ኣብ ማራቶን ፍራንክፈርት ድሕሪ ምዕዋታ ኢትዮጵያውያን ዝርዝር ኣስማት ብሉጽ ግዜ ማራቶን ናይ ኩሉ ግዜ ዘመዝገባ ኣትሌታት ዓለም ምዕብላለን ይቕጽላ፣ * ኣብ ማራቶን ቶክዮ ካልኣይቲ ዝወጸት ጸሃይ ገመቹ ምስ ምድንፋዕ ደም ብዝተኣሳአር ጥሕሰት ተጠርጢራ ንኣርባዕተ ዓመት ተኣጊዳ፣ * ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ምንቁልቋል ኣርሰናል ዘጋደደት ሽቶ ብምምዝጋብ ጋንትኡ ኒውካስትል ዩናይትድ ክትዕወት ክሕግዝ'ንከሎ ሻምፒዮን ማንቸስተር ሲቲ ንፈለማ ግዜ ኣብ'ዚ ወቕቲ ስዕረት ኣጋጢምዋ፣
    15 min
  • ክልተ ዓመቱ ዝመልኦ ስምምዓት ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ መሊኦም ክትግበሩ ከምዝግባእ ሕብረት ኣውሮጳ ሓቲቱ።
    ስምምዓት ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ መሊኦም ክትግበሩ ከምዝግባእ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ። መበል ካልኣይ ዓመት ውዕሊ ፕሪቶሪያ ኣመልኪቱ መግለጺ ዝሃበ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብወገኑ ዘይተመለሰ ተመዛባልን ግዝኣትን ክምለስ ጸዊዑ ኣሎ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ልኡኽ ከባቢ ናጻ ንግዲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ዝርርብ ኣካይዱ።።ዝብሉን ካልእን ሒዙ ቀሪቡ ኣሎ።
    6 min
  • "ሰብ ካብ መፈጠሩ እናረሓቐ እንተኸይዱ፡ እናጎሃየን ትርጉም ህይወት እናሰኣነን'ዩ ዝኸይድ" ኣኽሊሉ ሃብተሚካኤል
    ሎሚ ብዙሓት ኤርትራዊያን ንኡጋንዳ ከም ካልኣይትቲ ዓዶም ሓሲቦም ኣብታ ሃገር ከውፍሩ ደቆም ከምህሩን ኣብ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ክሳተፉን ትካላት ሃይማኖት ከዐንብቡን ይረኣዩ ኣለዉ። ኣኽሊሉ ሃብተሚካኤል'ውን ኣብ ኡጋንዳ ንልዕሊ 13 ዓመታት ኣብዝነብረሉ ዘሎ ነቶም ኣብቲ ሃገር ዝነብሩ ኤርትራዊያን ዝተፈላልዩ ሞያታት ክሕዙን ብማሕበራዊ መድያ ዘንቅሑን ዘለዉ እዩ። እቲ ንሱ ኣብታ ሃገር ዝገብሮ ንጥፈታት፡ ኣብ ኡጋንዳ ዘሎ ዕድላትን ግድላትን ሰፊሕ መብርሂ ሂቡና ኣለዉ።
    34 min
  • ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (31 ጥቅምቲ 2024)
    ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ኣውስትራልያ በቲ ተዓሊሙ ክስርሓሉ ዝጸንሐ መጠን ዝቕባበ ካብ 2 ኽሳእ 3 ሚእታዊ ነክዩ እንተሎኳ መጠን ወለድ ግን ክሳብ ዝመጽእ ዓመት ከምዘይጎድል ተፈሊጡ። ሓድሽ መራሒ ሕዝቦላህ ፡ ናዒም ቃስም ፡ዘተኣማምን ውዕል እንተልዩ ምስ እስራኤል ተዅሲ ደው ንምባል ከምዝሰማምዕ ገሊጹ ፡ ኣብ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ ምርጫ ትሕቲ ሓደ ሰሙን ጥራይ ተሪፉ ኣብ ዘሎ እዋን ፡ እቶም ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ኣብቲ ወሳኒ ቦታታት ዝገብርዎ ወፈራ ኣሐዪሎም ቀጺሎም ኣለዉ ።
    14 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,875 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners