SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ቀነኒሳ በቀለ ኣብ ማራቶን ለንደን ካልኣይ ወጺኡ፣ ኣብ ኢጣልያን ቱርኪን ተቐዳደምቲ ብሽግለታ ኤርትራን ኢትዮጵያን ይሳተፉ፣
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (22/04/2024) * ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ መንገዲ ኣትለቲክስ ዓለም ብደረጃ ፕላቲነም ዝስራዕ ማራቶን ለንደን ተኻይዱ ቀነኒሳ በቀለ ካልኣይ ወጺኡ፣ * ጉዳፍ ጸጋይን ለመቻ ግርማን ኣብ ውድድራት ዳያመንድ ሊግ ዣመን ተዓዊቶም፣ * ኣብ ቅድድማት ብሽግለታ ዙር ኣልፕስ ናይ ኢጣልያን ፕረዚንታዊ ዙር ቱርኪን ኤርትራውያንን ኢትጵያውያንን ተቐዳደምቲ ተሳቲፎም፣ * ብዘይካ ኣስቶን ቪላ ኩለን ጋንታታት ዓዲ እንግሊዝ ማለት ማንቸስተር ሲቲን ኣርሰናልን ካብ ግጥማት ሻምፒዮንስ ሊግ ክለባት ኤውሮጳ ሊቨርፑልን ወስትሃምን ከኣ ካብ ግጥማት ዩሮፓ ሊግ ድሕሪ ምግላፈን ፈላሞት ግጥማት ፕሪምየር ሊግን ዋንጫ ኤፍኤ ካፕን ተኻይዶም፣
    10 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ሚያዝያ 2024)
    ንሎሚ ሰኑይ 18 መጋቢት 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። መንግስቲ ኣምሓራ ህወሓት ንስምምዕ ፕሪቶሪያ ጥሒሱ ራብዓይ ዙርያ ወራር ፈጺሙ ክብል ከሲሱ። ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ግን ብሓይልታት ኣምሓራ ኣብተን ከባቢታት ዝቖመ ምምሕዳር ንምፍራስ ምስ መንግስቲ ፌደራል ስምምዕ ተገይሩ ይፍጸም ከም ዘሎ ኣፍሊጡ ኣሎ። ዝብል ዝርከቦ ጸብጻብ ሉኽና ኣሎ። ዝለዓለ ድሕነት ህጻናት ደቅኹም ንምሕላው ኣብ መኪና ኣቀማምጥኦም ከመይ ክኸውን ኣለዎ፧ ። ነዚ ዝምልከት ትሕዝቶ ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ሓደ ትሕዝቶ ከነቕርብ ኢና። ቅለ መሕትትን ካልእ ትሕዝቶታትንውን ሒዝና ተዳሊና ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ እስራኤል ድሕሪ እቲ ዝሓለፈ ሰንበት [14 ሚያዝያ] ኢራን ዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ ፡ ኣብ ልዕሊ ኢራን ሕነ ክትፈዲ ትሓስብ ኣላ ። ብሰንኪ ዘጋጠመ ሕማቕ ኩነታት ኣየር፡ ካብን ናብን ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ዱባይ ዝግበር ናይ ልዕሊ 270 በረራታት ተሰሪዙ ፡ ሓገዝ ወሃብቲ ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ንምብጻሕ 610 ሚልዮን ዶላር ንምሃብ ተመባጺኦም።
    56 min
  • ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ሚያዝያ 2024)
    ኣርእስታት ዜና፥ እስራኤል ድሕሪ እቲ ዝሓለፈ ሰንበት [14 ሚያዝያ] ኢራን ዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ ፡ ኣብ ልዕሊ ኢራን ሕነ ክትፈዲ ትሓስብ ኣላ ። ብሰንኪ ዘጋጠመ ሕማቕ ኩነታት ኣየር፡ ካብን ናብን ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ዱባይ ዝግበር ናይ ልዕሊ 270 በረራታት ተሰሪዙ ፡ ሓገዝ ወሃብቲ ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ንምብጻሕ 610 ሚልዮን ዶላር ንምሃብ ተመባጺኦም።
    15 min
  • መንግስቲ ኣምሓራ ህወሓት ንስምምዕ ፕሪቶሪያ ጥሒሱ ራብዓይ ዙርያ ወራር ፈጺሙ ክብል ከሲሱ።
    ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ግን ብሓይልታት ኣምሓራ ኣብተን ከባቢታት ዝቖመ ምምሕዳር ንምፍራስ ምስ መንግስቲ ፌደራል ስምምዕ ተገይሩ ይፍጸም ከም ዘሎ ኣፍሊጡ ኣሎ። ኣብ ምምሕዳር አዊ ዝተላዕለ ጎንጺ ኣብ ሲቪላት ሰባት ጉድኣት ምብጽሑ ነበርቲ ገሊጾም ኣብ ርእሰ ከተማ ፈረንሳይ ዝኾነት ፓሪስ ንመንግስቲ ኤርትራ ዘጓነየ ዋዕላ ጎረባብቲ ሃገራትን መሻርኽትን ሱዳን ተኻይዱ። ሚኒስተር ፋይናንስ ኢትዮጵያ ምስ ሓላፊት ዓለምለኻዊ ትካል ገንዘብ ዓለም ተራኺቡ ሓገዝ ወሃብቲ ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ንምብጻሕ 610 ሚልዮን ዶላር ንምሃብ ተመባጺኦም።
    8 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ሚያዝያ 2024)
    ሰላም ክቡራት ሰማዕትና፣ ናይ ሎሚ ሮቡዕ 17 ሚያዝያ 2024 ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ፣ * ሰራዊት እስራኤል ንሓደ ኣዛዚ ሒዝቡላህ ቀቲለ ይብል፡ * እስራኤል ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማቓዚ 11 ሰባት ቀቲላ ይብል ሚኒስትሪ ጥዕና ቓዛ፡ * ኣብ ከባቢታት ኣላማጣ ደጊሙ ዝተወልዐ ኲናት ዓሰርተታት ኣሽሓት ሰባት ኣመዛቢሉ፡ * ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ንሰብኣዊ ቅልውላው ኣብ ኢትዮጵያ ዝውዕል 600 ሚልዮን ዶላር መብጽዓ ተኣትዩለይ ይብል፣
    6 min
  • ዝለዓለ ድሕነት ህጻናት ደቅኹም ንምሕላው ኣብ መኪና ኣቀማምጥኦም ከመይ ክኸውን ኣለዎ፧
    ብኣጠቓቕማ መእሰሪ ዘለዎ ወንበር ህጻናት ኣብ መኪና ኣውስትራልያ ሓንቲ ካብ’ቶም ዝለዓሉ መጠናት ዘለዋ እንተኾነት’ኳ፣ ብዙሓት ህጻናት ዛጊት ካብ’ቲ ዝግባእ ትሕት ዝበለ ድሕነት ብዘለዎም ኣገባባት ኣብ መኪና ይጓዓዙ’ለው። ሓደጋ መኪና ኣብ ዘጋጥመሉ እዋን ዕድላት ምድሓን ህጻናት ብዝለዓለ መጠኑ ንምውሓስ ወለድን ኣለይትን ክልቲኦም ማለት ሕጋውያን ጠለባትን ብሉጻት ኣገባባትን ክርድእዎም ኣገዳሲ’ዩ።
    13 min
  • ኣህጉራዊ ዋዕላ ብዛዕባ ሱዳን ኣብ ፓሪስ
    ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ኣብ ሱዳን ኣብ መንጎ ሓይልታት ኪዳን ሱዳንን ሓይልታት ህጹጽ ደገፍን ንሓደ ዓመት ዝቐጸለ ኲናት ከብቅዕ ጸዊዑ ። እዚ ዝበለ ኣብቲ ኣብ ፓሪስ ዝተገብረ ኣህጉራዊ ዋዕላ ብዛዕባ ሱዳን እዩ ፣ኣብቲ ዋዕላ ኣህጉራዊያን ለገስቲ ሃገራት ፣ ብሰንኪ' ቲ ኲናት ፣ ብዙሕ ህዝቢ ኣብ ጥሜት ብምውዳቑ ፣ ንሱዳን ንምሕጋዝ ልዕሊ 3 ቢልዮን ዶላር ($2.1 ቢልዮን ዶላር ኣመሪካ) ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝገብራላ ቃል ኣትዮም ኣለዉ ።
    6 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ሚያዝያ 2024)
    ንሎሚ 16 ሚያዝያ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ አቕርበልኩም ፈለማ ኣርእስታት ኣብ ሓደ ቤተ ክርስትያን ናይ ሲድኒ ዝተገብረ መጥቃዕቲ ግብረ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ምዃኑ ፖሊስ ኒው ሳውዝ ወልስ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ፈረንሳ ኣብ ፓሪስ ዝካየድ ዘሎ ዓለምለኻዊ ዋዕላ ሱዳን እቲ ንሓደ ዓመት ዝጸንሐ ግጭት መፍትሒ ክረክብ ተስፋ ከምዘለዎ ገሊጹ። ዶናልድ ትራምፕ ብገበን ተኸሲሱ ኣብ መጋባእያ ናይ ኒው ዮርክ ቀሪቡ ።
    5 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ሚያዝያ 2024)
    ንሎሚ ሰኑይ 15 መጋቢት 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣብ ጎንደር ኤርትራዊ ህጻን ተጨውዩ ተባሂሉ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኢትዮጵያውያን ንዓዶም ክምለሱ ጀሚሮም ሶማልያ እማመ ኬንያ ንጉዳይ ኣፍደገ ባሕሪ ነፂጋ ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ሰሙናዊ ዜናታት ስፖርትን ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና ። ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሃቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም፡ ኣርእስታት ዜና፥ ኢራን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ዝገበርክዎ መጥቃዕቲ ዕዉት ነይሩ ትብል ፡ እስራኤል ድማ ሕነ ከምትፈዲ ኣጠንቂቓ ። ኣብ ከተማ ሲድኒ ብዘጋጠመ ዘስካሕክሕ ብካራ ተሃሪዶም ዝሞቱ ሰባት መንነቶም ክግለጽ ጀሚሩ ። እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኢራን ሕነ ክትፈዲ እንተወሲና ኣመሪካ ከምዘይትሳተፎ ኣፍሊጣ ። ማራቶን ሮተርዳም ተኻይዱ ብዓወት ኢትዮጵያዊት ኣሸተ በከር ተዛዚሙ። ቢንያም ግርማይ ኣብ ዉድድር ብሽግለታ ጂሮ ዲ ኢታሊያ 2024 ክሳተፍ ምዃኑ ጋንታኡ ኣፍሊጣ። ኣብ ፕሪሜር ዓዲ እንግሊዝ ማቸስተር ሲስቲ ብገፊሕ ኣብ ዝተዓወተትሉ፡ ኣርሰናልን ሊቨርፑልን ትጽቢት ዘይተገብረሉ ስዕረት ኣጋጢምወን።
    47 min
  • ቢንያም ግርማይ ኣብ ዉድድር ብሽግለታ ጂሮ ዲ ኢታሊያ 2024 ክሳተፍ ምዃኑ ጋንታኡ ኣፍሊጣ።
    ማራቶን ሮተርዳም ተኻይዱ ብዓወት ኢትዮጵያዊት ኣሸተ በከር ተዛዚሙ። ቢንያም ግርማይ ኣብ ዉድድር ብሽግለታ ጂሮ ዲ ኢታሊያ 2024 ክሳተፍ ምዃኑ ጋንታኡ ኣፍሊጣ። ኣብ ፕሪሜር ዓዲ እንግሊዝ ማቸስተር ሲስቲ ብገፊሕ ኣብ ዝተዓወተትሉ፡ ኣርሰናልን ሊቨርፑልን ትጽቢት ዘይተገብረሉ ስዕረት ኣጋጢምወን።
    8 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,866 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners