SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ሚያዝያ 2024)
    ኣርእስታት ዜና፥ ኢራን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ዝገበርክዎ መጥቃዕቲ ዕዉት ነይሩ ትብል ፡ እስራኤል ድማ ሕነ ከምትፈዲ ኣጠንቂቓ ። ኣብ ከተማ ሲድኒ ብዘጋጠመ ዘስካሕክሕ ብካራ ተሃሪዶም ዝሞቱ ሰባት መንነቶም ክግለጽ ጀሚሩ ። ካልኣይ ዙር ዝርርብ ህወሓትን ብልፅግናን ኣብ ኣዲስ ቀፂሉ
    16 min
  • ኣብ ጎንደር ሓደ ኤርትራዊ ህጻን ተጨውዩ ተባሂሉ። (ጸብጻባት)
    ካልኣይ ዙር ዝርርብ ህወሓትን ብልፅግናን ኣብ ኣዲስ ቀፂሉ ኣብ ጎንደር ኤርትራዊ ህጻን ተጨውዩ ተባሂሉ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኢትዮጵያውያን ንዓዶም ክምለሱ ጀሚሮም ሶማልያ እማመ ኬንያ ንጉዳይ ኣፍደገ ባሕሪ ነፂጋ ሆስፒታል መቐለ ብ50 ሚልዮን ብር ይፅገን ኣሎ
    8 min
  • “ካብ ትሕቲ ዕድመ ወተሃደር ኣብ ኤርትራ ክሳብ ዳይረክተር ተክኒክ ኣብ ዓቢ ኮርፖሬሽን ኣመሪካ።” ዕላል ምስ ጸሓፊ ቶማስ ሶሎሞን
    ዶ/ር ቶማስ ሶሎሞን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተወሊዱ በቲ ዝነበረ ፖለቲካዊ ቅልውላው ኢትዮጵያን ኣብቲ ንነጻነት ኤርትራ ዝግበር ዝነበረ ቃልሲ ምስ ስድራኡ ብንእሽቶኡ ናብ ሳሕል ከይዱ ኣብ ትሕቲ ኸቢድ ኩነታት ዝዓበየ እዩ። ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ዝተማህረን ትሕተ ዕድመ ዕጡቕ ኮይኑ ዝዓበየን ዶ/ር ቶማስ ድሕሪ ናጽነት ናብ ኣመሪካ ተሰዲዱ ትምህርቱ ናብ ዝለዓለ ደረጃ ኣብጺሑ ሎሚ ናይ ሓደ ዓቢ ኮርፖሬሽን ቴክኒካል ዳይረክተር እዩ። እዛ “The Unlikely Journey” ዘርእስታ መጽሓፉ ካብ ትሕተ ዕድመ ወተሃደር ክሳብ ተክኒካል ዳይረክተር ኣብ ኣመሪካ ዝኸደሉ ጉዕዞ ትትርኽ ናይ ዉልቁ ዝኽሪ ዝሓዘት እያ። ምስ ታሪኹ ዝተሓሓዘ ዕላል ገይርና ኣለና።
    28 min
  • “ካብ ትሕቲ ዕድመ ዕጡቕ ኣብ ኤርትራ ክሳብ ዳይረክተር ተክኒክ ኣብ ዓቢ ኮርፖሬሽን ኣመሪካ።” ዕላል ምስ ጸሓፊ ዶ/ር ቶማስ ሶሎሞን
    ዶ/ር ቶማስ ሶሎሞን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተወሊዱ በቲ ዝነበረ ፖለቲካዊ ቅልውላው ኢትዮጵያን ኣብቲ ንነጻነት ኤርትራ ዝግበር ዝነበረ ቃልሲ ምስ ስድራኡ ብንእሽቶኡ ናብ ሳሕል ከይዱ ኣብ ትሕቲ ኸቢድ ኩነታት ዝዓበየ እዩ። ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ዝተማህረን ትሕተ ዕድመ ዕጡቕ ኮይኑ ዝዓበየን ዶ/ር ቶማስ ድሕሪ ናጽነት ናብ ኣመሪካ ተሰዲዱ ትምህርቱ ናብ ዝለዓለ ደረጃ ኣብጺሑ ሎሚ ናይ ሓደ ዓቢ ኮርፖሬሽን ቴክኒካል ዳይረክተር እዩ። እዛ “The Unlikely Journey” ዘርእስታ መጽሓፉ ካብ ትሕተ ዕድመ ወተሃደር ክሳብ ተክኒካል ዳይረክተር ኣብ ኣመሪካ ዝኸደሉ ጉዕዞ ትትርኽ ናይ ዉልቁ ዝኽሪ ዝሓዘት እያ። ምስ ታሪኹ ዝተሓሓዘ ዕላል ገይርና ኣለና።
    28 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ሚያዝያ 2024)
    ንሎሚ ሓሙስ 11 ሚያዝያ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ዶ/ር ቶማስ ሶሎሞን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተወሊዱ በቲ ዝነበረ ፖለቲካዊ ቅልውላው ኢትዮጵያን ኣብቲ ንነጻነት ኤርትራ ዝግበር ዝነበረ ቃልሲ ምስ ስድራኡ ብንእሽቶኡ ናብ ሳሕል ከይዱ ብኸቢድ ኩነታት ዝዓበየ እዩ። ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ዝተማህረ ዶ/ር ቶማስ ድሕሪ ናጽነት ናብ ኣመሪካ ተሰዲዱ ትምህርቱ ናብ ዝለዓለ ደረጃ ኣብጺሑ ሎሚ ናይ ሓደ ዓቢ ኮርፖሬሽን ቴክኒካል ዳይረክተር እዩ። እዛ “The Unlikely Journey” ዘርእስታ መጽሓፉ ካብ ትሕተ ዕድመ ወተሃደር ክሳብ ተክኒካል ዳይረክተር ኣብ ኣመሪካ ዝኸደሉ ጉዕዞ ትትርኽ ናይ ዉልቁ ዝኽሪ ዝሓዘት እያ። ምስ ታሪኹ ዝተሓሓዘ ዕላል ገይርና ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ። ኣብ ኤርትራ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብዝበኣሰ መልክዑ ይቕጽል ኣሎ ተባሂሉ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈጸመ ቅትለት ላዕለዋይ ፖለቲካዊ መራሒ ግንባር ናጽነት ኦሮሞ ቁጠዐ ኣለዓዒሉ። “ኣብ ኣውስትራሊያ ዘለና ተቓዉሞ ናይ ምግባር መሰል።” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ ሰሙናዊ መደብ ንባር ኣብ ኣውስትራሊያን ካልእን ቀሪብና ኣለና። ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሓቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ኣርእስታት ዜና፥ መራሒ ሰልፊ ተቓዋሚ ፒተር ዱተን ፡ ኣንቶኒ ኣልባነሲ ኣብ ኣውስትራልያ ኣንጻር ሴማዊ ኣተሓሳስባ ኽዕብልል ይሰርሕ ኣሎ ክብል ከሲሱ ፣ መበል 1445 ህጅሪያ ዒድኣልፈጥር ኣብ ትግራይን ኤርትራን ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ተኸቢሩ። መራሒ ሓማስ እስማዒል ሓኒየህ ፡ ኣብ ቓዛ ብመጥቃዕቲ መጥቃዕቲ እስራኤል ሰለስተ ደቁን እንተ ወሓደ ክልተ ደቂ ደቁን ከም እተቐትሉ ገሊጹ ። ማሕበር ተጋሩ ቪክቶርያ ኣውስትራልያ ኣብ ትግራይ ንምግቢ ዝዉዕል ልዕሊ 16 ሚልዮን ብር ን ሓይሊ ዕማም ህጹጽ ምላሽ ንትግራይ ኣረኪቡ።
    58 min
  • “ካብ ትሕቲ ዕድመ ዕጡቕ ኣብ ኤርትራ ክሳብ ዳይረክተር ተክኒክ ኣብ ዓቢ ኮርፖሬሽን ኣመሪካ።” ዕላል ምስ ጸሓፊ ዶ/ር ቶማስ ሶሎሞን
    ዶ/ር ቶማስ ሶሎሞን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተወሊዱ በቲ ዝነበረ ፖለቲካዊ ቅልውላው ኢትዮጵያን ኣብቲ ንነጻነት ኤርትራ ዝግበር ዝነበረ ቃልሲ ምስ ስድራኡ ብንእሽቶኡ ናብ ሳሕል ከይዱ ኣብ ትሕቲ ኸቢድ ኩነታት ዝዓበየ እዩ። ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ዝተማህረን ትሕተ ዕድመ ዕጡቕ ኮይኑ ዝዓበየን ዶ/ር ቶማስ ድሕሪ ናጽነት ናብ ኣመሪካ ተሰዲዱ ትምህርቱ ናብ ዝለዓለ ደረጃ ኣብጺሑ ሎሚ ናይ ሓደ ዓቢ ኮርፖሬሽን ቴክኒካል ዳይረክተር እዩ። እዛ “The Unlikely Journey” ዘርእስታ መጽሓፉ ካብ ትሕተ ዕድመ ወተሃደር ክሳብ ተክኒካል ዳይረክተር ኣብ ኣመሪካ ዝኸደሉ ጉዕዞ ትትርኽ ናይ ዉልቁ ዝኽሪ ዝሓዘት እያ። ምስ ታሪኹ ዝተሓሓዘ ዕላል ገይርና ኣለና።
    28 min
  • ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ሚያዝያ 2024)
    ኣርእስታት ዜና፥ መራሒ ሰልፊ ተቓዋሚ ፒተር ዱተን ፡ ኣንቶኒ ኣልባነሲ ኣብ ኣውስትራልያ ኣንጻር ሴማዊ ኣተሓሳስባ ኽዕብልል ይሰርሕ ኣሎ ክብል ከሲሱ ፣ መበል 1445 ህጅሪያ ዒድኣልፈጥር ኣብ ትግራይን ኤርትራን ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ተኸቢሩ። መራሒ ሓማስ እስማዒል ሓኒየህ ፡ ኣብ ቓዛ ብመጥቃዕቲ መጥቃዕቲ እስራኤል ሰለስተ ደቁን እንተ ወሓደ ክልተ ደቂ ደቁን ከም እተቐትሉ ገሊጹ ። ማሕበር ተጋሩ ቪክቶርያ ኣውስትራልያ ኣብ ትግራይ ንምግቢ ዝዉዕል ልዕሊ 16 ሚልዮን ብር ን ሓይሊ ዕማም ህጹጽ ምላሽ ንትግራይ ኣረኪቡ።
    14 min
  • ርዋንዳ፡ ጠንቅን ሳዕቤንን ዝኽሪ መበል 30 ዓመት ጽንተት ዓሌትን
    7 ሚያዝያ ነቲ ብ1994 ናይቲ ኣብ ሩዋንዳ ኣብ ልዕሊ ቱትሲ እተፈጸመ ጃምላዊ ቅትለት ዝተፈጸመላ 'ኣህጉራዊ መዓልቲ ኣስተንትኖ " እያ ። ይኹን እምበር ፡ እቲ ጃምላዊ ቅትለት እቲ ንዓሰርተታት ዓመታት ዝጸንሐ ዓሌታዊ ውጥረትን ፖለቲካዊ ዘይምርግጋእን ስዒቡ እዩ ተፈጺሙ ። እዚ ስዒቡ ዝቐርብ ትንታነ ዜና ነዚ ክርእይ እዩ ።
    9 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሚያዝያ 2024)
    ንሎሚ 10 ሚያዝያ 2024 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ፡ ኣርእስታት ዜና፥ ብሰንኪ ኩናት ሓድሕድ ሱዳን ኣብታ ሃገር ዘስካሕክሕ ጥሜት ተኸሲቱ። ሓማስ ነቲ እስራኤል ብዛዕባ ኣብ ምቍራጽ ተዅሲ ዝምልከት ዘቕረበቶ እማመ ፡ ንጠለባት ፍልስጤማውያን ከም ዘየማልእ እኳ እንተ ኣፍለጠ ፡ ነቲ ዝቐረበ ሓሳብ ብዝያዳ ኣጽኒዑ ንሸምገልቲ መልሲ ከም ዝህብ ገሊጹ ። ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስላማዊ ክልል ኣምሓራ መበል 1445 ዒድ ኣል-ፊጥር ብዝምልከት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ነቲ ኣብ ባህርዳር ዝተፈጸመ ሞት ናይ 4 ኣመንቲ ኮኒኑ።
    6 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,866 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners