SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (01 ሓምለ 2026)
    ** ንብሚሊዮናት ዝቑጸሩ ሰራሕተኛታት ደሞዞም ካብ ሎሚ ክውስኽ እዩ... ** ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሓደ ናይ ረድኤት ቃፍላይ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሓያሎ ሰራሕተኛታት ረድኤት ተቐቲሎም... ** ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣንጻር ስደተኛታት ተቓውሞታት ክካየድ ውዒሉ።...
    5 min
  • How to get into inclusive football in Australia - ኣብ ኣውስትራልያ ንጥዕና ክትጻወቱ ይኹን ኣብ ክለባት ኩዕሶ እግሪ ክትጥርነፉ ምስ ትደልዩ ከመይ ትጅምሩ፧
    It’s no exaggeration when we hear that the FIFA World Cup is bringing the world together. After all, football is known as the world’s most popular sport. But football really begins on the suburban ovals and in the local clubs, with everyday players of all ages and abilities. Here’s how you can become one of them. - ዋንጫ ዓለም ፊፋ ንዓለም ዝጥርንፍ ወይ ናብ ሓደ ዘምጽእ'ዩ ዝብል ክንሰምዕ እንከለና ምግናን ኣይኮነን። እኳ ደኣ ኩዕሶ እግሪ ኣብ ዓለም እቲ ኣዝዩ ህቡብ ዝኾነ ስፖርት ተባሂሉ'ዩ ዝፍለጥ። እንተኾነ ግን ኩዕሶ እግሪ ኣብ መንበሪ ከባቢ ኣብ ዝርከቡ መጻወቲ ሜዳታትን ንኣሽቱ ከባብያዊ ክለባትን'ዩ ብልክዕ ዝጅምር፡ በቶም ካብ ኩሉ ዕድመን ዓቕምን ዝኾኑ ተራ ተጻወቲ። ሓደ ካብ'ዚኦም ክትኮኑኑ ትኽእሉ ኣብ'ዚ [ንኣውስትራልያ ንገልጸሉ] ትሕዝቶ ተገሊጾም ኣለዉ።
    12 min
  • "ዕላማ'ዚ ምትእኽኻብ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ፡ ካብ ፖሎቲካን ሃይማኖትን ካልእን ጸግዒ ዘይብሉ ነጻ ርክብ ንምፍጣር'ዩ።" ኣሌክስ
    ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት፡ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝመጹ ናይ ቀደም ናይ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ተመሃሮ ተኣኪቦም ኔሮም። ናይዚ ርክብ ዕላማ፡ ነዚ ንምውዳብ ዝተሓልፈ ላዕሊ ታሕቲን ውጽኢታቱን መጻኢ መደባቱን ዝምልከት ምስ ካብ ኣወሃሃድቲ ናይቲ መደብ ምስ ኣለክሳንደር ጠዓመ ፈቶ ዝተገብረ ዕላል።
    27 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (30 ሰነ 2026)
    ንሎሚ ሰሉስ 30 ሰነ 2026 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ: * ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣብ ዝሃሰያ ቬንዙዌላ ጻዕርታት ምድሓን ህይወት ብድሕሪ ምንቅጥቃጣት ይሰናኸሉ፣ * ቴህራን ዝተመደቡ ዝርርባት የለውን ኣብ ትብለሉ ዋይት ሃውስ ግን ላዕለዎት ሰበስልጣን ኣሜሪካ ምስ ተደራደርቲ ኢራን ኣብ ቀጠር ክራኸቡ’ዮም ይብል፡ * ኣውስትራልያን ቫኑዋቱን ኣብ ጽልዋ ቻይና ኣብ ፓሲፊክ ክፈላለያ ብምስምማዕ ውዕል ተፈራሪመን፣ ቻይና ድማ ድሕሪ’ዚ ውዕል ናብ ኣውስትራልያ ዘቕንዐ መጠንቀቕታ ሂባ፣
    7 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (29 ሰነ 2026)
    ኣርእስታት ዜና፥ ብናይ ወጻኢ ፈጠርቲ ትሕዝቶ ኣብ ኦንላይን ንዋን ኔሽን ዝግበር ዘሎ ጎስጓስ ኣዚዩ ዘተሓሳስብ ምዃኑ ናይ ሰልፊ ግሪንስ ሰኔተር ሳራ ሃንሰን ያንግ ገሊጻ። ሓለዋ ሰውራ ኢራን፡ ኣብ መላእ እቲ ዞባ ሓድሽ ተጻብኦታት እናተዘርግሐ ኣብዝኸደሉ ዘሎ ምጥቃዕቲታት ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ ብዝሓየለ መገዲ ምላሽ ንምሃብ ድሉው ምዃኑ ኣጠንቂቑ። ካናዳ ንደቡብ ኣፍሪቃ 1-0 ድሕሪ ምስዓራ ፡ ናይ ፈለማ ናብ ዙር 16 ዋንጫ ዓለም ዝሓለፈት ጋንታ ኮይና ።
    13 min
  • MiniPod: Hammered | Words we use - MiniPod: Hammered | Words we use
    Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like ‘hammered’. - Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like ‘hammered’.
    4 min
  • ካናዳ ንደቡብ ኣፍሪቃ ብምስዓር እታ ናይ ፈለማ ናብ ዙር 16 ዝሓለፈት ሃገር ክትከውን ኪኢላ።
    ካናዳ፥ ኣብ ተወሳኺ ደቓይቕ ሸቶ ብምእታው ንልቢ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝሰብር ተዓዊታ። በዚ ድማ ካናዳ ኣብ ታሪኽ ዋንጫ ዓለም ንፈለማ እዋን ኣብ ናይ ዙርያ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ካብ ሃገራ ዋጻኢ ዓወት ዝረኸበት ኣኣንጋዲት ሃገር ብምዃን ታሪኽ ሰሪሓ ። እዚ ጽሟቕ ጸብጻብ ናይ መበል 18 መዓልቲ ውድድር ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 እዩ ።
    4 min
  • ኢትዮጵያ ናብ ሃገሮም ክባረሩ ዘይኽእሉ ሓተትቲ ዕቑባ ካብ ሕብረት ኣውሮጳ ክትቕበል ምዃና ተገሊጹ። (ጸብጻብ)
    ሕብረት ኤውሮጳ፡ ኣብ ትግራይ እናኸረረ ዝኸይድ ዘሎ ወጥሪ ከምዘሻቐሎ ገሊጹ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ሚኒስተር መዚዙ። ፔን ኢንተርናሽናል ንመንግስቲ ኤርትራ ብዛዕባ እሱራት ጋዜጠኛታት ሓቲቱ። ኢትዮጵያ ናብ ሃገሮም ክባረሩ ዘይኽእሉ ሓተትቲ ዕቑባ ካብ ሕብረት ኣውሮጳ ክትቕበል ምዃና ተገሊጹ። ሓድሽ ውሳነ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ጸቕጢ ከም ዝፈጠረ ተገሊጹ።
    9 min
  • ኬፕ ቨርደ፣ ተኣምራታ ኣብ ዋንጫ ዓለምን ሚልዮናት ተኸተልቲ ዝኸሰበ ሓላው ልዳታን
    500 ሽሕ ሰባት ጥራይ ዘለውዋ ሃገረ ኬይፕ ቨርደ (ብቋንቋ ፖርቱጊዝ ካቦ ቨርደ ተባሂላ ትጽዋዕ) ነቶም ኣብ ኣውስትራልያ’ውን ዝነብሩ ተወላዶኣ ዘሐጎሰ ኩሉ ግምታት ኣምኪና ናብ ዙርያታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ በጺሓ’ላ። ኬፕ ቨርዳውያን ደገፍቲ ኣብ ኣውስትራልያ እታ ንእሽቶ ደሴታዊት ሃገር ንፈለማ ግዚኣ ናብ ደረጃታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 ድሕሪ ምብጻሓ ሓጎሶም ይገልጹ’ለዉ።
    5 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,865 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners