SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ህወሓት፥ "ምስ ኤርትራን ሱዳንን ብሓባር ይሰርሕ ኣሎ።" ንዝብል ክሲ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ነፂጉ። (ጸብጻብ)
    ኮለጅ ስነ ፍልጠት ማይ ነፍሒ ከምህሮም ዝጸንሐ 300 ተመሃሮ ብመዓርግ ቀዳማይ ዲግሪ ኣመሪቑ። ብሪጣንያ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት ይቕጽል ምህላዉ ገሊጻ። ኤርትራ፡ ንምስሳን መሬትን ኣከባብን ዝውዕል ናይ 8.4 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ረኺባ። ኡጋንዳ ብጉዳይ ስደተኛታት ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክትዝቲ ምዃና ኣፍሊጣ። ኢትዮጵያ ጥራይ ዝርከብ ብሕታዊ እንስሳ ዋሊያ አይበክስ ቁፅሪ ዓሌቱ ኣንቆልቊሉ ኣብ ሓደጋ ምጥፋእ ከም ዘሎ ተገሊጹ። ቤት ፍርዲ ሱዳን ንጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳግሎ፡ ዝርከቡዎም 16 መራሕቲ ሓይሊ ህጹጽ ወሃቢ ደገፍ ሞት ፈሪዱ።
    10 min
  • ዋንጫ ዓለም ፊፋ ጽባሕ ዓርቢ ኣብ መንጎ ፈረንሳን ሞሮኮን ፡ ብዝግበር ዉድድር ርብዒ ፍጻመ ክጅመር እዩ።
    ዋንጫ ዓለም ፊፋ ጽባሕ ዓርቢ ኣብ መንጎ ፈረንሳን ሞሮኮን ፡ ብዝግበር ዉድድር ርብዒ ፍጻመ ክጅመር እዩ። ክልቲኤን ሃገራት ኣብ 2022 ቐጠር ኣብዝተገብረ ግጥማት ፍርቂ ፍጻመ ተራኺበን ፈረንሳ ስዒራ ኔራ። ሞሮኮ ሕነኣ ትፈዲ ዶ ትኸውን ወይስ ፈረንሳ ነቲ ዓወት ክትደግሞ እያ ? እዚ ጽሟቕ ናይ መበል 28 መዓልቲ ውድድር ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 እዩ።
    4 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (09 ሓምለ 2026)
    ኣርእስታት ዜና፥ ዴንማርክ ንግሪንላንድ ካብ ወረራ ኣመሪካ ንምክልኻል ድልውቲ ምዃና ገሊጻ። ተልስትራ ፡ እቲ ናይ መራኸቢ መርበቡ ከምዝተዓረየ ገሊጹ። እቲ ትማሊ ዘጋጠመ ምቁራጽ መርበብ ብደረጃ ሃገር ኣገልግሎት ሞባይል ፡ ስርዓተ መጓዓዝያ ባቡርን ገለ ናይ ትሪፕል ዜሮ ምድዋልን ተዓናቒፉ ዊዒሉ እዩ። ኣርጀንቲና ኣንጻር ግብጺ ገጢማ ምስሰዓረትን ስዊዘርላንድ ብፍጹም ቅላዕ መጥቃዕቲ ንኮሎምቢያ ምስ ሰዓረትን ኩለን ናብ ርብዒ ፍጻመ ዋንጫ ዓለም ዝሓለፋ ሃገራት ተፈሊጠን።
    11 min
  • "ብራዚል ኣይግድን...፣ ኬፕ ቨርደ ግን መቐረት ፈጢሮምን ብዝሒ ህዝቢ ኣብ ብቕዓት ኩዕሶ እግሪ ወሳኒ ከምዘይኮነ ኣመስኪሮምን፣" ትንተና ዋንጫ ዓለም ምስ ነጋ ወልደጊዮርጊስ
    ክቡራት ሰማዕትና፣ ከመይ ትኾኑ። ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ (ዩኤስኤይ)፣ ሜክሲኮን ካናዳን ዘአንግድኦ ዘለዋ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 ናብ ርብዒ ፍጻመ በጺሑ’ሎ። 48 ሃገራት ኣሳቲፉ ታሪኻዊ ውራይ ብምዃን ናብ ምዝዛም ገጹ ኣብ ዝቀራረበሉ ዘሎ እዋን እዚ ዋንጫ ዓለም ዘይትጽቢታዊ ውጽኢታት ብፍላይ ድማ ጀርመንን ነዘርላንድስን ኣብ ዙር 32 ተገሊፈን ዘሰንብድ ውጽኢት ክርከበሉ’ንከሎ፣ ተኣምራታዊ ብቕዓትን ውጽኢትን ኬፕ ቨርደ ዝደመቐሉን ኔሩ። ተስፋ ኣፍሪቃ ኣብ ሞሮኮን ግብጽን ክወድቕ’ንከሎ ኮትዲቯርን ሰነጋልን ካብ ትጽቢት ንታሕቲ ውጽኢት ኣመዝጊበን ንዓደን ዝተመልሳሉ ኮይኑ። ኣብ ዙር 16 ድማ መሰጥቲ ግጥማትን ጽንዓት ዝመልኦም ተወፋይነታት ተራእዮም፣ ሃላንድን ኖርወይን ንብራዚል፣ ቪኒስየስ ጁንየርን ነይማርን ብኣግኡ ዓዶም ክምለሱ ክገብርዎም’ንከለዉ እንግሊዛውያን ድማ ብ10 ተጻወቲ ቅያን ጅግንነትን ብምርኣይ ዝሓለፍሉ ኮይኑ። ጉዕዞ ወከልቲ ኣፍሪቃ ሞሮኮን ግብጽን፣ ሓበን ኬፕ ቨርደ፣ ከምኡ’ውን ክሳብ’ዚ በጺሕዎ ዘሎ ደረጃ ዝተራእዩ ካልኦት ተጠቀስቲ ተርእዮታትን ክትንትነልና ከም ወትሩ ንጋዜጠኛን ተንታኒን ስፖርትን ኣዳላዊ መደባት ስፖርት ኣብ ዩትዩብ ቻነል 'ነጋ ስፖርትስ' ዝኾነን ነጋ ወልደጊዮርጊስ ደጊምና ዓዲምናዮ ኣለና። ምክትታልኩም ንዕድም።
    34 min
  • ግብጺ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሓዊሱ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ዜጋታት ብኣልማማ ትኣስርን ተባርርን ከም ዘላ ተገሊጹ። (ጸብጻብ)
    ዶ/ር ቴዎድሮስ ኣድሓኖም ዝተሸለምዎ 50 ሽሕ ዶላር ግዳያት ኲናት ንዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣበርኪቶም። ፖሊስ ከተማ ኣኽሱም ኣብ መንበሪ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ጥይት ተኲሶም ንዝበሎም ሰለስተ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኣፍሊጡ ። ኤርትራ ንዕኣ ዒላማ ንዝገበረ መደረ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ብትሪ ነቒፋ። ግብጺ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሓዊሱ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ዜጋታት ብኣልማማ ትኣስርን ተባርርን ከም ዘላ ተገሊጹ። ሰራዊት ሱዳን ኣብ ጥቓ ኢትዮጵያ እትርከብ ስትራቴጂካዊት ዶባዊት ከተማ ኩርሙክ ዳግማይ ከም ዝተቖጻጸራ ገሊጹ።
    8 min
  • ኣርጀንቲናን ስዊዘርላንድን ናብ ርብዒ ፍጻመ ጸወታት ዋንጫ ዓለም ፊፋ ሓሊፈን።
    ኣርጀንቲና ኣደናቒ ውጽኢት ኣንጻር ግብጺ ምስረኸበትን ስዊዘርላንድን ብፍጹም ቅላዕ መጥቃዕቲ ንኮሎምቢያ ምስ ሰዓረት ሎሚ ኩለን ናብ ርብዒ ፍጻመ ዋንጫ ዓለም ዝሓለፋ ተፈሊጠን። እዚ ጽሟቕ ናይ መበል 27 መዓልቲ ውድድር ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 እዩ።
    4 min
  • Bonus Practice: #114 Talking about the Census and data security (Med) - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ SBS : #114 Talking about the Census and data security (Med)
    Practise speaking the dialogue from episode #114 Talking about the Census and data security. - Practise speaking the dialogue from episode #114 Talking about the Census and data security.

    Find the full episode, learning notes and more free resources at SBS Learn English. - Find the full episode, learning notes and more free resources at SBS Learn English.
    3 min
  • "ኣይኰነንዶ ሻዕብያ፡ ወያነን ሱዳንን፡ ካልእ እውን እንተ ተወሰኸ፡ ስግኣት የለን፡" ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ (ሓጸርቲ ዜና)
    ** ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናረንድራ ሞዲ ፡ ካብ ሎሚ [ረቡዕ 8 ሓምለ] ጀሚሩ ኣብ ኣውስትራሊያ ይበጽሕ ኣሎ... ** ኣብ ብዙሓት ክፋላት ኣውስትራሊያ ፡ መራኸቢ ተለስትራ ኣቋሪጹ... ** "ኣይኰነን ዶ ሻዕብያ፡ ወያነን ሱዳንን፡ ካልእ እውን እንተ ተወሰኸ፡ ብዛዕባ ልዑላውነት ኢትዮጵያ ቅንጣብ'ውን ትዅን ስግኣት የለን፡" ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ
    6 min
  • 2026 Census: What you need to know to ensure you’re counted - መጽናዕቲ ህዝቢ (Census) 2026 : ከም ተቖጸርኩም ንምርግጋጽ ክትገብርዎ ዝግባእ ነገራት፡
    The 2026 Census is on Tuesday 11 August and every person in Australia on this night must be counted. Census data is used to understand where we live, the languages we use at home (including Auslan), the support we need and how Australia is changing as a nation. Being counted helps ensure your community, culture and beliefs are represented. Here’s what you need to know about completing the Census for your household. - ናይ 2026 ቆጸራ ህዝቢ ሰሉስ 11 ነሓሰ እዩ ፡ ኣብዛ ለይቲ እዚኣ ድማ ኣብ ኣውስትራሊያ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ክቝጸር ኣለዎ ። ሓበሬታ ቘጸራ ህዝቢ ኣበይ ከም እንነብር ፡ ኣብ ቤትና እንጥቀመሉ ቛንቋታት ፡ ዘድልየና ሓገዝን ኣወስትራልያ ከም ህዝቢ ብኸመይ ትልወጥ ከም ዘላን ንምርዳእ ዘገልግል እዩ ። ምቝጻር ማሕበረሰብካ ፣ ባህሊኻን እምነትካን ከም ዝውከል ይገብር ። ነቲ ዝግበር ቈጸራ ህዝቢ ኣብ ቤትኩም ብኸመይ ከም እትምልእዎ ኣብዚ ክግለጽ እዩ ።
    11 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,865 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners