SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ኣውሮጳ ብማዕበል ሙቐት ትልብለብ:
    ኣብ ሓያሎ ሃገራት ኣውሮጳ ብሰንኪ ሓያል ሃሩር ፡ ይልብለባ ኣለዋ። በዚ ከኣ ፡ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ባርዕ መሮር ካብ ቍጽጽር ወጻኢ እናዀነ ይኸይድ ኣሎ ። ኣብ ዓለም ብቅልጡፍ ትመዉቕ ዘላ ኣህጉር ኤውሮጳ ፡ ብሰንኪ'ቲ ዘሎ ዋዒ ፡ ብድርቅን ኣዕናዊ ባርዕ ዱርን ኣዝያ ትጥቃዕ ኣላ ።
    8 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (22 ሓምለ 2026)
    ** ኣብ ዩክሬን ህዝቢ ናይ ተቓዉሞ ሰላማዊ ሰልፊ ድሕሪ ምግባሩ ሓድሽ ኣዛዚ ሰራዊት ተሸይሙ... ** ቻይና ኣብ ባሕሪ ደቡብ ቻይና ትፍጽሞ ዘላ ተግባራት "ምርግጋእ ዝዘርግን ሓደገኛን ተግባር'ዩ" ክትብል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣውስትራሊያ ፔኒ ዎንግ ገሊጻ።... ** ኣብ ወስት ኣውስትራሊያ ሓደ ወዲ 16 ዓመት መንእሰይ ፡ንኣዲኡ ብኻራ ወጊኡ ብምቕታልን ነታ 12 ዓመት ዝዕድሚኣ ሓፍቱ ኣቚሲሉ ተባሂሉ ተኣሲሩ።
    5 min
  • When can my teenager start work in Australia? - ኣብ ኣውስትራሊያ መንእሰይ ዉሉደይ መዓስ'ዩ ስራሕ ክጅምር ዝኽእል?
    Teenagers in Australia can undertake paid work under certain restrictions, with general employment rights also protecting young workers. Here’s what you need to know as a parent or guardian of a worker under 18. - ኣብ ኣውስትራሊያ ውሽጢ ዘለዉ መናእሰይ ኣብ ትሕቲ ዝተወሰነ ቀይድታት እናተኸፍሉ ስራሕ ክሰርሑ ይኽእሉ ሓፈሻዊ ናይ ስራሕ መሰላት ንመንእሰያት ሰራሕተኛታት ውሕስነት ዝህብን'ውን እዩ ። ከም ወላዲ ወይ ኣላዪ ናይ ትሕቲ 18 ዓመት ሰራሕተኛ መጠን ክትፈልጥዎ ዘሎኩም ነገራት ኣብዚ ትሕዝቶ ቐሪቡ ኣሎ ።
    9 min
  • ሖቲ ናይ የመን ኣብ ልዕሊ ሓይሊ ባሕሪ ሱዕዲ ዓደብ ዕጽዋ ኣዊጁ (ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (21 ሓምለ 2026)
    ** ኣብ የመን ዝርከብ ብ ኢራን ዝድገፍ ዕጡቕ ሖቲ ኣብ ልዕሊ ሓይሊ ባሕሪ ሱዕዲ ዕጽዋ ኣዊጁ። ** ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ኣንዲ በርሃም ቀዳማይ ካቢኔኡ ሸይሙ... ** ዋንጫ ዓለም 2026 ዝተዓወተት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ስጳኛ ኣብ ማድሪድ ልዕሊ 2 ሚልዮን ህዝቢን መራሕትን ተቐቢሎማ።
    5 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (20 ሓምለ 2026)
    ኣርእስታት ዜና፥ ስምምዕ ተዂሲ ካብዝፈርስ ንዳሓር ንፈለማ ሰራዊት ኣመሪካ ኣባላቱ ድሕሪ ምስኣኑ ኣመሪካ 'ንቴህራን ብኸቢድ ክምትቐጽዓ' ዋሽንግተን ኣጠንቂቓ። ሰልፊ ጥምረት ነቲ መንግስቲ ብዛዕባ እስላሞፎብያ (ጽልኣት ኣብ ልዕሊ እስልምና) ኣብ ኣውስትራልያ ዝምልከት ዝቐረበ ጸብጻብ መንግስቲ ዝሃቦ ምላሽ፡ ይምርምሮን ኣብ ቀረባ ምላሽ ከምዝህበሉን ገሊጹ ። ስጳኛ ኣንጻር ኣርጀንቲና ኣብ ተወሳኺ ግዜ ሓንቲ ሸቶ ብምምዝጋብ ኣብ ግጥም ፍጻመ ዋንጫ ዓለም ተዓዋቲት ኮይና ።
    11 min
  • ኤርትራን ኣሜሪካን "ኣድማዒ" ዘተ ኣካይደን ተባሂሉ። (ጸብጻብ)
    ኤርትራ፣ ግብጽን ሶማልን ኣብ ጉዳይ ዞባዊ ምትእስሳር ብዛዕባ ጸጥታ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተዛትየን። መራሒ ሱዳን ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ኣካይዱ ኣብ መንጎ መራሕቲ ትግራይን ፌደራልን ዝግበሩ ዘለዉ ዲፕሎማስያዊ ጻዕርታት 'ግዜ መግዝኢ' እዮም ክብል ዶክተር ደብረጽዮን ተዛሪቡ። ኣብቲ ክልል ናይ መኸተ ምድላዋት ሓይሉ ከም ዝቕጽል ውን ኣፍሊጡ። ኣብ ትግራይ "ግፋ ደው ይበል፡ ሰላም ይንገስ" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣንጻር ንትግራይ ዘመሓድር ዘሎ መሪሕነት ሰልፊ ተኻይዱ።
    10 min
  • "ድኽመት ፈረንሳ መወዳእታ እዋናት ኣሰልጣኒ ደሻምፕ ዘመልክት'ዩ፣ ጸገም እንግሊዛውያን ድማ ንጹር መንነት ኣጸዋውታ ክህልዎም ዘይምኽኣሉ'ዩ፣" ትንታነ ነጋ ወልደጊዮርጊስ
    ክቡራት ሰማዕትና ከመይ ትኾኑ! ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ዓለም 2026 ናብ ፍጻመ ገጹ ኣቕኒዑ ይርከብ። ሰሉስ ስፐይንን ፈረንሳን ኣብ ዘካየደኦ ቀዳማይ ግጥም ፍርቂ ፍጻመ ስፐይን ብዘተኣማምን ክበሃል ዝከኣል 2-0 ተዓዊታ፡ ሽቶታታ ድማ ሚከል ኦያርዛባልን ፔድሮ ፖሮን ኣመዝጊቦመን። ሮቡዕ ኣርጀንቲናን እንግሊዝን ኣብ ዘካየደኦ እቲ ካልኣይ ግጥም ፍርቂ ፍጻመ እንግሊዝ ካልኣይ ክፋል ነዊሕ ከይከደ ብኣንቶኒ ጎርደን ኣቢላ ብዘመዝገበታ ሽቶ ክትመርሕ እንተወዓለት'ኳ ግጥም ክዛዘም 5 ደቒቕ ምስ ተረፎ ብኤንዞ ፈርናንደዝ፣ ኣብ ተወሳኺ ደቓይቕ ድማ ተቐይሩ ብዝኣተወ ሎውታሮ ማርቲነዝ ኣቢላ ኣርጀንቲና ተኣምራታዊ ዓወት ኣመዝጊባ። መሲ ሒዝካ እንታይ ከይሰኣን ከምዝበሃል ኣብ ክልቲኤን ሽቶታት ነቲ ዕድል ዝፈጠረ ወይ ዝሓገዘ 'ኣሲስት' ዝገበረ መሲ ኔሩ። ኣብ'ዚ ትሕዝቶ'ምበኣር ምስ ተንታኒ ስፖርት ነጋ ወልደጊዮርጊስ ኮይና ነዞም ግጥማት ፍርቂ ፍጻመ ምልስ ኢልና ክነዕልለሎም ኢና። ድሕሪ'ቶም ውጽኢታት ተፈጢሮም ዘለዉ ነቐፌታታትን ግብረመልስታትን'ውን ክንምልከት ኢና።
    33 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,865 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners