SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (16 ሓምለ 2026)
    ኣርእስታት ዜና፥ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ካልእ ማዕበላዊ መጥቃዕትታት ጀሚራ ። ኣብ ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ፡ ለበዳ ኢቦላ ናብ 2000 መልከፍቲ በጺሑ ። ኣርጀንቲና ኣብ ግጥም ፍርቂ ፍጻመ ኣንጻር እንግሊዝ ገጢማ 2ብ1 ብምዕዋት ናብ ግጥም ፍጻመ ዋንጫ ዓለም ፊፋ በጺሓ ።
    11 min
  • ኤርትራ ንፖሊሲታት ‘ውድብ ብልጽግና’ ብምኹናን ንዞባዊ ምርግጋእ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ እዩ ክትብል ኣጠንቂቓ። (ጸብጻብ)
    ኤርትራ ንፖሊሲታት ‘ውድብ ብልጽግና’ ብምኹናን ንዞባዊ ምርግጋእ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ እዩ ክትብል ኣጠንቂቓ። ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ክካየድ ጀሚሩ; ወከልቲ ትግራይ ኣብቲ 'ኣብ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥ' ዝተባህለሉ ዘተ ከይተሳተፉ ተሪፎም። ሓንቲ ኮሚሽነር እቲ ሃገራዊ ዘተ ድማ ብፍቓዳ ሓላፍነት ክትለቅቕ ከላ ፤ ውድብ ኢሕአፓን ትካል ሲቪል ማሕበረሰብ 'ፅላልን' ብወገኖም ኣብ መፈለምታ መዓልቲ እቲ ሃገራዊ ዘተ ተቓውሞ ኣስሚዖም ኣለዉ። ሓላፊት ጉዳያት ወጻኢን ፖሊሲ ጸጥታን ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ ተካይድ ኣላ። ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኤርቪን ማሲንጋ ኣብ መቐለ ዑደት ኣሳሊጡ። ኣብ ኤርትራ ውጽኢት ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ካልኣይ ደረጃ ተነጊሩ።
    11 min
  • ብዕድመ ዝኣረጉ ሰባት ዝመልእዎ ኮንግረስ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ:
    እዚ ሕጂ ዘሎ ናይ ኣመሪካ ኮንግረስ ፡ ኣብ ታሪኽ ሳልሳይ ዓበይቲ ዝመልእዎ ኮይኑ ፡ እቶም ኣብ ኡ ዘለዉ ዝነውሕ ኣብ ስልጣን ዝጸንሑ ይርከብዎ ። ኣብዚ ቀረባ ግዜ ፡ ሊንድሰይ ግራሃምን ምማቱን ሚች ማኮነልን ድማ ኣብ ሆስፒታል ምናዩን፡ እቲ ብዛዕባ ደረት ዕድመ ንኮንግረስ ዝግበር ክትዕ ተበራቢሩ ኣሎ።
    10 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (15 ሓምለ 2026)
    ***ኮንጎ ፡ ነቲ ብ15 ግንቦት ንፈለማ ግዜ ከምዝተራእየ እተነግረ ፡ ክሳዕ ሕጂ ሕክምናን ክታበትን ዘይተረኽቦ ሳሕቲ ዘጋጥም ሕማም ኢቦላ ብቐጻሊ ትቃለሶ ኣላ ። ***ዶናልድ ትራምፕ ብ ሆርሙዝ ኣብ ዝሓልፋ መራኽብ 20 ሚእታዊ ከኽፍለን ዝወጠኖ ሰሪዝዎ። *** ስጳኛ ንፈረንሳ ኣብ ናይ ፍርቂ ፍጻመ ግጥማ ክልተ ብባዶ ድሕሪ ምርትዓ ናብ ግጥም ፍጻመ ዋንጫ ዓለም ፊፋ ሓሊፋ ።
    5 min
  • What are the rules for taking photos in Australia? - ኣብ ኣውስትራሊያ ስእሊ ንምስኣል እንታይ ሕግታት'ዮም ዘለዉ?
    Whether you’re new to taking photographs, a social media content creator or a professional photographer, it’s important to be aware of where you can and can’t take photographs. Here’s what to consider before you take that perfect photograph, legally. - ፎቶግራፍ ክትወስድ ወይ ስእሊ ክትስእል ሓድሽ ኩን ፡ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ንዝኸውን ትስእሉ ወይ ክኢላ ሰኣልቲ እንተኾይንኩም፡ ኣበይ ክትስእል ከም እትኽእልን ስእሊ ክትወስድ ከም ትኽእልን ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ ። ፎቶግራፍ ቅድሚ ምውሳድካ ፡ ኣብ ግምት ክኣትዉ ዝግብኦም ነገራት ኣብዚ ትሕዝቶ ቐሪቡ ኣሎ ።
    9 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (14 ሓምለ 2026)
    ***ላዕለዋይ ወተሃደራዊ እዚ ኢራን ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ መጻኢ ሆርሙዝ ኣብ ምውሳን ግደ ከም ዘይብላን ኣብቲ ናይቲ መጻብቦ ኵነታት ጣልቃ ክትኣቱ ከም ዘየፍቀድን ገሊጹ። *** ልዕሊ 120 ስድራቤታት ብሰራሕተኛ ቻይልድ ኬር ግዳያት ምዃኖም እተፈልጡ ከምዘዛረበ ፈደራል ፖሊስ ኣውስትራሊያ ሓቢሩ ። *** ብዛዕባ ጉዳይ ናይቶም ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ምስ ዕጸፋርስ ብዝተኣሳሰር ገበን፡ ናይ ሞት ፍርዲ ዝጽበዮም ዘሎ ይከታተሎ ከምዘሎ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
    6 min
  • ጉዕዞ ፈረንሳ፡ ስጳኛ፡ ኣርጀንቲናን ኢንግላንድን ናብ ርብዒ ፍጻመ ጸወታ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026
    ካብተን ኣብዚ ዋንጫ ዓለም 2026 እተሳተፋ 48 ጋንታታት ፡ እተን ኣርባዕተ ጥራይ ተሪፈን ኣለዋ ፣ ኣብ መወዳእታ ውድድር ዋንጫ ዓለም ድማ ፡ ፈረንሳ ፡ ስጳኛ ፡ እንግሊዝን ኣርጀንቲናን ኮይነን ኣለዋ ። እቲ ውድድር ፡ቅድሚ ናይ ፍርቂ ፍጻመ ረቡዕ ምጅማሩ ናይ ክልተ መዓልቲ ዕረፍቲ ወሲዱ ኣሎ። ነፍሲ ወከፍ ጋንታ ናብዚ ናይ መወዳእታ ኣርባዕተ ዝርከብ ክቡር ቦታ ብኸመይ ከም ዝበጽሀት እስከ ንርአ ። እዚ ጽሟቕ ጸብጻብ ፊፋ ዋንጫ ዓለም 2026 መበል 32 መዓልቲ እዩ ።
    4 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (13 ሓምለ 2026)
    ኣርእስታት ዜና፥ መጻብቦ ሆርሙዝ ድሕሪ ምዕጻዉ፡ ኣመሪካን ኢራንን ፡ ብከቢድ ሚሳይላትን ድሮንን ተታዂሰን። ቻይና ኣብ ፓሲፊክ እተካይዶ ዘላ ፈተነ ኑክሌራዊ ዓቕሚ ዘለዎ ሚሳይል ፡ መሻርኽቲ ኣውስትራልያ ኣብ ጸጥታ ብሓባር ደው ንኽብሉ ደሪኹ ከም ዘሎ ተገሊጹ። ግጥማት ፍርቂ ፍጻመ ዋንጫ ዓለም ረቡዕ ንግሆ [15 ሓምለ] ዝጅምር ኮይኑ ፡ ፈረንሳ ኣንጻር ስጳኛ፡ ሓሙስ ድማ እንግሊዝን ኣርጀንቲናን ክገጥማ እየን ።
    12 min
  • እንግላንድ ብበሊንግሃም ዝተረኽባ ሸቶታት፡ ኣርጀንቲና ድማ ንስዊዘርላንድ ብምስዓር ናብ ፍርቂ ፍጻመ ዋንጫ ዓለም 2026 ሓሊፈን።
    እንግሊዝ ድሕሪ ካልእ ብሉጻት ሸቶታት ናይ ጁድ ቢንግሃም ናብ ግጥም ፍርቂ ፍጻመ ክትሓልፍ ከላ ፡ ኣርጀንቲና ድማ ነታ 10-ተጻወቲ ሒዛ ዝተረፈት ስዊዘርላንድ ብምስዓር ናይ ዋንጫ ዓለም ምርኩስ ብምግባር ናብ ግጥም ፍጻመ ሓሊፋ ኣላ ።
    4 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,865 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners