SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • "ርስቲን ጉልቲን ወሰን ኣለዎ፡ ሕውነት ግን ዶብ የብሉን።" ዶ/ር ይፍደኣምላክ ተስፋማሪያም
    ዶ/ር ይፍደኣምላክ ተስፋማሪያም በራኺ ዳይረክተር ባንክ ደም ኤርትራ ዝነበረ በዓል ሞያ እዩ። ብዘይካ እቲ ብሞያኡ ኣብ ኣመሪካ እናነበረ ዝሰርሖ መሃሪ ጽሑፋት’ውን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ዘካፍል እዩ። ሎሚ ብዛዕባ መንነት፡ ርስቲ፡ ምክብባርን ምስ ኡ ዝዛመዱ ዛዕባታት መሊሱልና ኣሎ።
    27 min
  • ኣድላይነት መርመራ ሕክምና ቅድመ ሕርሲ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
    ኣብ ኣውስትራልያ ፡ ኣብተን ናይ መጀመርታ 14 ሰሙን ጥንሲ ፡ ልዕሊ ሰለስተ ርብዒ ዝዀና ደቂ ኣንስትዮ ክንክን ወሊድ ከም እተገብረለን ፡ እዋናዊ ኣሃዛዊ ጸብጻባት ይሕብር ። እተን ኣብተን ቀዳሞት ሰለስተ ኣዋርሕ ብዙሕ ክንክን ዘይረኽባ ሰባት ፡ ኣብ ወጻኢ ሃገር ዝውለዳ ኣንስቲ ከምኡ "ውን ንኣሽቱ ኣንስቲ የጠቓልሉ ። ክኢላታት ጥዕና ከምዝሕብርዎ ፡ ኣብ እዋን ጥንሲ ኣንቲናታ ወሊድ ምርመራ ምግባር ዓቢ ለውጢ ከምጽእ ይኽእል እዩ ። ስለዚ ፡ እዚ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ ?
    10 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ነሓሰ 2022)
    ናይ ሰኑይ 29 ነሓሰ 2022 ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፥ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ኣርእስታት፥ ሚንስትር ጉዳይ ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ቀንዲ ጠንቅታት ጸገም ኣፍሪቃ ኣፍሪቃውያን እዮም ኢሉ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማታት ወልድያን ደባርቕን ሰዓት እቶ እቶ ተኣዊጁ። ምስ ናይ ኣእምሮ ጥዕና ኪኢላ ዶ/ር ሰላም ኪዳነ፡ ዝገበርናዮ ዕላል ካልኣይን ናይ መወዳእታን ትሕዝቶ ቀሪቡ ኣሎ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ካልእ ትሕዝቶን ቀሪቡ ኣሎ። ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብ ቪክቶሪያ፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ነርስን መሕረስቲን ክኾኑ ዝመሃሩ ብነጻ ክመሃሩ እዮም። ** ናይ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ኣብ ኣውስትራሊያ መንግስቲ ወተሃደራዊ መሳለጥያታት ጥራይ የጥቅዕ ከምዘሎ ንSBS ዜና ሓቢሩ
    54 min
  • ሚንስትር ጉዳይ ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ቀንዲ ጠንቅታት ጸገም ኣፍሪቃ ኣፍሪቃውያን እዮም ኢሉ። (ጸብጻብ)
    ካብ ትግራይ 10ታት ቢልዮን ብር ከምልሳ ዘይከኣላ ባንክታት ኢትዮጵያ ክስረዘለን ሓቲተን። ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማታት ወልድያን ደባርቕን ሰዓት እቶ እቶ ተኣዊጁ። ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ናብ ኣልጀርያ ገይሹ።
    5 min
  • ዱካን ሰቨን ኢለቨን (7-Eleven) ዋጋ ኩባያ ቡን ካብ ሓደ ናብ ክልተ ዶላር ክብ ከብሎ'ዩ፡ በዚ ዉሳነ ቀንዲ ዝጉዳእ መን'ዩ፧
    ኣብ ኣውስትራሊያ ንሓደ ኩባያ ቡን ክሳብ 6 ዶላር በጺሕሉ ኣብዘሎ እቲ ብሓደ ዶላር ንኩባያ ቡን ብምሻጥ ዝፍለጥ ዱኳን 7-Eleven' ንብዙሓት ብሕሱር ዋጋ ቡን ዝሽየጠሉ ቦታ ኮይኑ ጸኒሑ እዩ ። እንተኾነ እቲ ኩባንያ ዋጋ ናይቲ ውዑይ መስተ ናብ ክልተ ዶላር ክብ ብምባል ነቶም ኣብ ኣውስትራልያ ዝነብሩ ብፍላይ መንበሪ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት ኣሻቕሎ ኣሎ ። ... ተወሳኺ ሓበሬታ ይቕጽል ።
    7 min
  • ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ፈቓድ ስራሕ ስለዝደንጎዮ ኣብ ግጥም ኣንጻር ዎልቭስ ኣይተሳተፈን
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (29/08/2022) * ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ያለምዘርፍ የኋላውን ጀማል ይመርን ኣብ ፍርቂ ማራቶን ኣንትሪም ኮስት ናይ'ቲ ውድድር ሓድሽ ክብረወሰን ብዝኾነ ግዜ ደጊሞም ተዓዊቶም፣ * ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ብረታኘ ክላሲክ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝለዓሉ 10 ተቐዳደምቲ ኮይኑ ብምውዳእ 6ይ ወጺኡ፣ * ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ናብ ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ቻን 2023 ንምሕላፍ ቀዳማይ እግሪ መጻረዪ ግጥመን ኣካይደን ብዘይሽቶ ማዕረ ተፈላልየን፣ * ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣጥቃዓይ ኩዕሶ እግሪ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ጋንታ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ኒውካስትል ዩናይትድ ብከባቢ 60 ሚልዮን ፓውንድ ምስኣ ክጽንበር ከምዘፈረመቶ ብወግዒ ኣፍሊጣ፣ ናይ ስራሕ ፈቓዱ ገና ስለዘይተዋህቦ ግን ኣብ ግጥም ኣንጻር ዎልቭስ ከይተሰለፈ ተሪፉ፣ * ተሳትፎ ኣሜሪካዊ ገዲም ኩዕሶ ሰኪዐት ሻኪል ኦኒል ኣብ ጉዳይ ደቀባት ኣውስትራልያ ፍልልያት ርእይቶን ክትዕን ፈጢሩ
    13 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (25 ነሓሰ 2022)
    ናይ ሓሙስ 25 ነሓሰ 2022 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብ ፖድካስት፥ ጸብጻብ ልኡኽ፥ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ሕብረት ኣውሮጳ፣ ኣሜሪካን ሕብረት ኣፍሪቃን ተዋጋእቲ ሓይልታት ትግራይን ኢትዮጵያን ናብ ሰላም ክምለሱ ጸዊዖም። መራሕቲ ትግራይን ሱዳንን ብኢትዮጵያ ዝወደቐት ነፋሪት ከም ዘየላ ኣፍሊጦም። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጽቡቕ ክራማት ኣብ ልዕሊ ሰባት ጎናዊ ጉድኣት ከም ዘብጸሐ ተገሊጹ። ኣብ ቃለ መሕትት፡ ምስ ዶ/ር ሰላም ኪዳነ፡ ናይ ኣእምሮ ጥዕና ኪኢላ “ዑደት ዓመጽ ደው ይበል፡ እወታዊ መርኣይ ኩን!” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ኣለና። ካልእን
    57 min
  • ውድብ ሕ/ሃ፣ ሕ/ኣውሮጳ፣ ኣሜሪካን ሕብረት ኣፍሪቃን ተዋጋእቲ ሓይልታት ትግራይን ኢትዮጵያን ናብ ሰላም ክምለሱ ጸዊዖም።
    መራሕቲ ትግራይን ሱዳንን ብኢትዮጵያ ዝወደቐት ነፋሪት ከም ዘየላ ኣፍሊጦም። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጽቡቕ ክራማት ኣብ ልዕሊ ሰባት ጎናዊ ጉድኣት ከም ዘብጸሐ ተገሊጹ። መንግስቲ ኤርትራ ንናይ ካቶሊክ ቤት-ትምህርቲ ሕርሻን ቴክኒክን ሓጋዝ ወሪሱ ተባሂሉ። ሰልፊ ፖለቲካ ስርዓት ደርግ ዝነበረ ኢሰፓ ኣብ ቦርድ መረጻ ኢትዮጵያ ክምዝገብ ዘቕረቦ ሕቶ ተነጺጉ።
    8 min
  • መዓልቲ ነጻነት ዩክሬን ብደብዳብ ነፈርቲ ሩሲያ ተሰንዩ ተባዒሉ ውዒሉ።
    መዓልቲ ናጽነት ዩክረይን ፡ ኣብ ምብራቓዊ ሸነኽ እታ ሃገር ኣብ ዝርከብ መደበር ባቡር ፡ ብደብዳብ ነፋሪት ሩስያ ተሰንዩ ተዘኪሩ ። እቲ መጥቃዕቲ ዝመጽእ ዘሎ ሓደ ሩስያዊ ፖለቲከኛ ንውግእ ዩክሬን ብምቅዋሙ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ።
    6 min
  • “ዑደት ዓመጽ ደው ይበል፡ እወታዊ መርኣይ ኩን!” (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ )
    "ኣወዳት ኣወዳት ምዃኖም ኣይተርፎምን እዮ" ወይ "ደሓንዩ፡ ስለ ዝፈትወኪ ጥራይ እዩ ገይርዎ" ዝብል ሓረጋት ኣብ ልዕሊ ኣዋልድ ወይ ኣንስቲ ኣኽብሮት ዝጐደሎ ወይ ዘነኣእስ ጠባያት ብተደጋጋሚ ሰሚዕናዮ ንኸውን ። ክኢላታት ከም ዝገልጽዎ ፡ እዚ ሓረጋት እዚ ዋላ እኳ ዘይጐዳኢ እንተ መሰለ ፡ ንሕና ግና ከይፈለጥና ፡ ኣወዳት ጸቐጥቲ ክኾኑ ባህርያዊ ከምዝኾነን ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ጸብለል ክብሉ ሓላል ምዃኑ ኢና ንቕበልን ነተባብዕን ዘለና።
    11 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,809 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners