SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 መስከረም 2022)
    ናይ ሎሚ ሰኑይ 12 መስከረም 2022 ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤን ኣቶ ጌታቸው ረዳን ሰላማዊ ዝርርብ ኲናት ትግራይ ክመርሑ ተመዚዞም። ሕብረት ኣፍሪቃ ብወገኑ መንግስቲ ትግራይ ዘቕረቦ ጻውዒት 'ፍሉይ ዕድል' ብምባል ከም ዝተቐበሎ ኣፍሊጡ። ሚንስትሪ ሰላም ኢትዮጵያ ንመጸዋዕታ ሰላም ኲናት ትግራይ ተቓዊምዎ። ብምኽንያት ምውዳእ ዓመት 2014ን ምጅማር ሓድሽ ዓመተ 2015 (ካብ ዘመነ ማርቆስ ናብ ዘመነ ሉቃስ) መልኣከ ጸሃይ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ከበደ ኣመሓዳሪ ሃመረ ኖህ ኪዳነ ምህረት ቤተ ክርስትያን ኣደላይድ ደቡብ ኣውስትራሊያ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ። ቃለ መሕትት፥ ምስ ዶ/ር ተስፋማሪያም መሓሪ ካብ ዓዲ እንግሊዝ ከምኡ'ውን ምስ ዶ/ር ኣደራጀው ሓድሽ ካብ ካንቤራ ኣውስትራሊያ ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ
    52 min
  • መንግስቲ ኤርትራ: "ወያነ ሓሶት፡ ጥልመትን ምትላልን ከም ጥበብ ፖለቲካ" ይጥቀምሉ ኣሎ ክብል ከሲሱ። (ጸብጻብ)
    ኣርእስታት ዜና ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤን ኣቶ ጌታቸው ረዳን ሰላማዊ ዝርርብ ኲናት ትግራይ ክመርሑ ተመዚዞም። ሕብረት ኣፍሪቃ ብወገኑ መንግስቲ ትግራይ ዘቕረቦ ጻውዒት 'ፍሉይ ዕድል' ብምባል ከም ዝተቐበሎ ኣፍሊጡ። ሚንስትሪ ሰላም ኢትዮጵያ ንመጸዋዕታ ሰላም ኲናት ትግራይ ተቓዊምዎ። መንግስቲ ኤርትራ: "ወያነ ሓሶት፡ ጥልመትን ምትላልን ከም ጥበብ ፖለቲካ" ይጥቀምሉ ኣሎ ክብል ከሲሱ። ፕረዚደንት ትግራይ ብወገኑ "ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዘይመልከተካ ኲናት ንከንቱ ካብ ትመውት ኢድካ ብምሃብ ህይወትካ ኣድሕን" ክብል ፀዊዑ።
    6 min
  • ቢንያም ግርማይ ኣብ ኲቤክ ሳልሳይ ወጺኡ፣ ጋንትኡ ምስ ስሙ ዘይናይሃገሩ ባንዴራ ስለዝተቐመጠሉ ጥርዓን ኣቕሪባ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (12/09/2022) * ሰለሞን ባሬጋን ቀነኒሳ በቀለን ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ግሬት ኖርዝ ራን ካልኣይን ሳልሳይን ወጺኦም፣ * ኣብ ውድድራት ኣትለቲክስ ኣልማዛዊ ሊግ ‘ቬልት ክላሰ ዙሪክ 2022’ ወርቅዉሃ ጌታቸው ኣብ ውድድር 3000 ሜ መሰናኽል መዳልያ ወርቂ ተሰሊማ፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ግራንድ ፕሪ ሲክሊስተ ደ ኲበክ ዝድነቕ ሳልሳይ ወጺኡ፣ ኣዳለውቲ ጌጋ ባንዴራ ኣብ ጎድኒ ስሙ ብምቕማጦም ግን ጋንትኡ ጥርዓን ኣቕሪባ፣ * ብምኽንያት ሞት ንግስቲ ኤሊሳቤጥ ንዝካየድ መስርሕ ሓዘንን ኣኽብሮትን ተባሂሉ ካብ ሰረታዊ ክሳብ ዝለዓሉ ሊጋት ዝካየዱ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ደው ክብሉ ምውሳኖም ብገለ ወገናት ጌጋ እዩ ተባሂሉ ነቐፌታታት ቀሪብሉ
    14 min
  • “ህዝቢ ንዓመተ 2015 ናይ ራህዋ ዓመት ክትኮነሉ ብተስፋ እዩ ዝጽበ ዘሎ።” መልኣከ ጸሃይ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ከበደ
    ብምኽንያት ምውዳእ ዓመት 2014ን ምጅማር ሓድሽ ዓመተ 2015 (ካብ ዘመነ ማርቆስ ናብ ዘመነ ሉቃስ) መልኣከ ጸሃይ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ከበደ ኣመሓዳሪ ሃመረ ኖህ ኪዳነ ምህረት ቤተ ክርስትያን ኣደላይድ ደቡብ ኣውስትራሊያ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ።
    8 min
  • “ንተጋሩ ልብና ይነብዕ’ዩ ዘሎ” ዶ/ ተ/ማርያም ፡ “ምስ ትግራይ ዝደናገጹ ኤርትራዊያን ክበዝሑ ኣለዎም” ዶ/ ኣደራጀው
    ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኲናት ዝምልከትን ምስኡ ዝተሓሓዝ ዛዕባታት፡ ብመነጽር ኤርትራዊያንን ተጋሩን ምስ ክልተ ምሁራን ማለት ምስ ዶ/ር ተስፋማሪያም መሓሪ ካብ ዓዲ እንግሊዝ ከምኡ'ውን ምስ ዶ/ር ኣደራጀው ሓድሽ ካብ ካንቤራ ኣውስትራሊያ ዝሃብዎ ትንታነ ካልኣይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
    22 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (08 መስከረም 2022)
    ናይ ሓሙስ 8 መስከረም 2022 ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ልኡኽና እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻባት ሰዲዱና ኣሎ፡ አቶ ጌታቸው ረዳ መንግስቲ ኤርትራ ንዓዲግራት ብከቢድ ብረት ደብዲቡ ብ4 ኣንፈት ንውግእ ይዳሎ 'ሎ ኢሎም። ኣቶ የማነ ገ/መስቀል ህወሓት ኣብ ኤርትራ መንግስቲ ክልውጥ ድሌት ኣለዎ ክብl’ከሎ ፤ ኣቶ ደመቀ መኮነን ድማ ትግራይ ንህወሓት መዐንደሪት ኣይክትከውንን ኢሉ። ካብ መዕቆቢ ስደተኛታት ሱዳን ወተሃደራዊ ምልመላ ይግበር ከምዝነበረ ዝሕብር ሓበሬታ ከም ዝጸሖ ኮሚሽት ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኲናት ዝምልከት ጠንቁን ሳዕቤናቱን ምስ ክልተ ምሁራን ማለት ምስ ዶ/ር ተስፋማሪያም መሓሪ ካብ ዓዲ እንግሊዝ ከምኡ'ውን ምስ ዶ/ር ኣደራጀው ሓድሽ ካብ ካንቤራ ኣውስትራሊያ ዝሃብዎ ትንታነ ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥** ቅቡላትን ዘይቅቡላትን ኣበሃህላታትን ተግባርን ኣብ ኣውስትራሊያ”” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘዩ ክከውን።
    58 min
  • ኣቶ የማነ ገ/መስቀል ህወሓት ኣብ ኤርትራ መንግስቲ ክልውጥ ድሌት ኣለዎ ክብሉ ከለዉ ፤ ኣቶ ደመቀ መኮነን ድማ ትግራይ ንህወሓት መዐንደሪት ኣይክትከውንን ኢሎም። (ጸብጻብ)
    ልኡኽና እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻባት ሰዲዱና ኣሎ፡ አቶ ጌታቸው ረዳ መንግስቲ ኤርትራ ንዓዲግራት ብከቢድ ብረት ደብዲቡ ብ4 ኣንፈት ንውግእ ይዳሎ 'ሎ ኢሎም። ልዕሊ 30 ሲቪክ ማሕበራት መግለጺ መጸዋዕታ ሰላም ከይህባ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተኸልኪለን። ብዕጡቓት ተሰዊሮም ዝነበረ ሓላፊ ጉዳይ ወፃኢ ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ኣቶ ሃይሉ ከበደ፣ ምስ ህወሓት ርክብ ኣለካ ብዝብል ተኸሲሶም። ኢትዮጵያ ትማሊ ክልተ ጋዜጠኛታት ኣሲራ። ካብ መዕቆቢ ስደተኛታት ሱዳን ወተሃደራዊ ምልመላ ይግበር ከምዝነበረ ዝሕብር ሓበሬታ ከም ዝጸሖ ኮሚሽት ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
    7 min
  • ሶማሊያን ቀርኒ ኣፍሪቃን ብደርቂ ይጥቃዕ፡ ህዝቢ ብጥምየት ይመውት
    ሶማልያ ኣብ ከቢድ ናይ ጥሜት ኩነታት በጺሓ ኣላ ፣ ሕቡራት ሃገራት ከኣ ህይወት ኣሽሓት ሰባት ንምድሓን ዝያዳ ኣህጉራዊ ሓገዝ ብህጹጽ ይሓትት ኣሎ ። ልዕሊ 700 ህጻናት ኣብ ማእከላት መኣዛታት መግቢ ሞይቶም እዮም ። ናይ ረድኤት ትካላት ከምዝብልዎ ብዙሓት ሰባት ኣብ ኣጻምእ ማሕበረሰቦም ይሞቱ ኣለዉ ወይ ሓገዝ ንምርካብ ኣብ ዝግበር ኣድካሚ ጕዕዞ ከምዝሞቱ ይገልጹ ።
    5 min
  • ቅቡላትን ዘይቅቡላትን ኣበሃህላታትን ተግባርን ኣብ ኣውስትራሊያ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
    ኣገባብ ወይ ስነ-ስርዓት ናይ ሓደ ሕብረተሰብ ፣ ባህሊ ፣ ወይ ከኣ ኣብ ሓደ ዝተወሰነ ማሕበራዊ ወይ ሞያዊ ክቢ ዝርከቡ ኣባላት ዘዘውትርዎ ከም ጠባያት ትሕትናን ጽቡቕ ጠባያትን ጌርካ እዩ ዝግለጽ ። እሞ ኣብ ናይ ኣውስትራሊያ ኣየኖት ኣገባባት ማለት ክግብሩ ዝግባእን ነውሪ ዝኾኑ ነገራትን ከመይ ዝበሉ እዮም?
    11 min
  • ጠንቂን ሳዕቤንን ኲናት ኣብ ትግራይ ብመነጽር ትግራዋይን ኤርትራዊን፡ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ተስፋማሪያም መሓሪን ዶ/ር ኣደራጀው ሓድሽን
    ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኲናት ዝምልከት ጠንቁን ሳዕቤናቱን ምስ ክልተ ምሁራን ማለት ምስ ዶ/ር ተስፋማሪያም መሓሪ ካብ ዓዲ እንግሊዝ ከምኡ'ውን ምስ ዶ/ር ኣደራጀው ሓድሽ ካብ ካንቤራ ኣውስትራሊያ ዝሃብዎ ትንታነ ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
    23 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,809 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners