SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • 'ልዕሊ 600 ኤርትራውያን ሓተትቲ ዕቑባ ናብ ኤርትራ ብሓይሊ ተሰጒጎም'። (ጸብጻብ)
    ፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፈወርቂ ንፍሉይ ልኡኽ ፕረዚደንት ዚምባብወ ተቀቢሉ ኣዘራሪቡ። ስልጣኑ ዝተናውሐ፡ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፡ ኣብ መዝነቱ ክቕጽል ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ቴዲ ኣፍሮ ናይ ቀረባ ኣዕሩኽ እዮም ዝተብሃሉ ክልተ ሰባት ብሓይልታት ጸጥታ ተወሲዶም። ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ዝርከቡ ሰበ-ስልጣንን ዕጡቓትን ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ነበርቲ እቲ ዞባ ዘየቋረጸ ግህሰት ይፍጽሙ ምህላዎም ሂውማን ራይትስ ዎች ኣቃሊዑ ኣምነስት ኢንተርናሽናል ብወገኑ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሰፊሕ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ይቕጽል ምህላዉ ኣፍሊጡ። 'ልዕሊ 600 ኤርትራውያን ሓተትቲ ዕቑባ ናብ ኤርትራ ብሓይሊ ተሰጒጎም'።
    10 min
  • ኣጸጋሚ ግና ዕሽሽ ዘይበሃል ጉዳይ፡ ዓቢ ለውጢ ኣብ NDIS ንምጉዳል ተሳተፍቲን ንመጠፋፋእቲ ዒላማ ዝገበረ ስጉምቲ።
    ሚኒስተር ጥዕና ማርክ በትለር ፡ መንግስቲ ን ሃገራዊ ማዕከን መድሕን ስንኩላን ወይ NDIS ወጻኢታት ንምንካይ ፡ ከም ኣካል ናይ ምምሕያሽ መስርሕ ነቲ ኣገልግሎት ንምርካብ ከምዘጽብቦ ኣፍሊጡ ። መንግስቲ መጠን ዕብየት ናይ NDIS በብዓመቱ ካብ 5 ክሳብ 6 ሚኢታዊ ክንኪ እዩ ዝደሊ ዘሎ ። ሚስተር በትለር ኣብ ሃገራዊ ክለብ ፕረስ ቀሪቡ NDIS ጀመረ ከቢድን ነባርን ስንክልና ንዘለዎም ሰባት ንምድጋፍ ከምዝኾነ እንተኾነ ግን ስፍሓቱ ንብዙሓት ኣውስትራሊያዊያን ብዙሕ ሓገዝ ንዘየድልዮም ሰባት ንምሽፋን ኣዝዩ ሰፊሑ ኣሎ ኢሉ ። ፈደራላዊ መንግስቲ ነቲ ናይ 50 ቢልዮን ዶላር ወጻኢ ፕሮግራም ካብ ምጥፍፋእን ብዙሕ ወጻኢታትን ከድሕኖ ከምዝደሊ እዩ ዝገልጽ ዘሎ። ተጣበቕቲ ስንክልና ንገለ መዳያት ናይ ተሃድሶ ለውጢ ክቕበሉ ከለዉ: እቶም ሓገዝ ዘድልዮም ሰባት ኣድላዪ ደገፍ ኸይረኽቡ ከይተርፉ ብምስጋእ: ኣብ ከባቢ ምጽራይ ተመስርሕ ንጹር ክኸውን ኣለዎ ይብሉ ።
    10 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (22 ሚያዝያ 2026)
    ** ምስ ኢራን ተገይሩ ዝጸንሐ ስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ንዘይተወሰነ ግዜ ከምዘናወሖ ፕረሲደንት ትራምፕ ኣፍሊጡ... ** ላዕለዋይ ኣዛዚ ሜጀር ጀነራል ኣል-ኑር ኣሕመድ ኣዳም "ኣል-ጉባ" ካብ ዳዕመ-ሰሪዕ ከዲዑ ንመንግስቲ ሱዳን ኢዱ ሂቡ።... ** ፕረሲደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ስልጣኑ ክቕጽል ምዃኑ ኣፍሊጡ።
    6 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (21 ሚያዝያ 2026)
    ** ንሰልፊ ዋን ኔሽን ዝወሃብ ደገፍ ይጎድል መራሒት እቲ ሰልፊ ፖሊን ሃንሰን ዓበይቲ ሰልፍታት ንፖሊሲና ስለዝወስዳ ዘለዋ ደገፍ ክረኽቡ ኪኢሎም ትብል። ** ኢራን ምስ ኣመሪካ ኣብ ፓኪስታን ኣብ ዝግበር ዝርርብ ሰላም ክትሳተፍ ትሓስበሉ ከምዘላ ኣፍሊጣ።... ** ‘ዓርሞሽሽ ሱፐርማርኬት ዉልዎርዝ ፡ ንዓማዊል ብናይ ሓሶት ምጉዳል ዋጋታት ከምዝገብር የታልል ኣሎ’ ንዝብል ዝቐረበሉ ክሲ፡ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ ክጣበቑሉ እዩ።
    5 min
  • The overlooked story: Aboriginal and Torres Strait Islander service on ANZAC Day - እቲ ኣቓልቦ ዘይወሃቦ ታሪኽ: ወተሃራዊ ኣገልግሎት ኣቦርጂናዊያንን ቶረስ ስትሬት ኣይላንደራትን ኣብ መዓልቲ ኣንዛክ (ANZAC)
    Each year Australians gather on ANZAC Day to remember those who served in wars, conflicts and peacekeeping missions. But whose stories are we remembering? Are there stories we don’t always hear? In this episode we explore an important part of Australia’s history that has often been overlooked—the service of Aboriginal and Torres Strait Islander peoples. - ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ኣውስትራሊያውያን ነቶም ኣብ ውግእን ግጭትን ምዕቃብ ሰላምን ዘገልግሉ ንምዝካር ኣብ መዓልቲ ኣንዛክ ይእከቡ ። ናይ መን ዛንታ ኢና ግን እንዝክር ዘለና ? ኩሉ ግዜ ዘይንሰምዖ ዛንታታት ኣሎዶ? ኣብዚ ዛንታ እዚ ፡ ነቲ መብዛሕትኡ ግዜ ዕሽሽ ተባሒሉ ዝጸንሐ ኣገዳሲ ክፋል ታሪኽ ኣውስትራልያ ፡ ማለት ንኣገልግሎታት ኣቦርጅንን ቶረስ ስትረይን ኣይላንደራትን ኽንምርምሮ ኢና ።
    9 min
  • “ኣብ ዉሽጢ ሃገር ዘድልዮም እንተዝማልኣሎም፡ ተጻወቲ ኤርትራ ብዝወጽእዎ ኣይምጠፍኡን” ነጋ ወልደጊዮርጊስ (ተንታኒን ጋዜጠኛን ስፖርት)
    ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኤርትራ፡ ኣብ ሞሮኮን ኢስዋቲንን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ክልተ እግሪ ቅድመ መጻረዪ ግጥማት ናይቲ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝእንገድ ውድድር 'ኣፍኮን' ንኤስዋቲኒ ብድምር 4ብ1 ረቲዓታ፡፡ እንተኾነ 7 ተጻወቲ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ኢስዋቲኒ ተሪፎም ። ነዚ ክስተት ምኽንያት ብምግባር ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ካበይ ናበይ፧ እታ ብሩህ መጻኢ ዝነበራ ጋንታ እንታይ ዕንቅፋት’ዩ ገጢምዋ፧ ንምንታይ ተጻወቲ ብዝወጽእዎ ይተርፉን ዝብሉን ካልእ ሕቶታትን ተንታኒ ስፖርትን ኣዳላዊ "ነጋ ስፖርት"ን ዝኾነ ነጋ ወልደጊዮርጊስ ዝተገብረ ቃለ መሕትት ።
    36 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (20 ሚያዝያ 2026)
    ኣርእስታት ዜና፥ ግጭት ኢራን ሻሙናይ ሰሙኑ ኣትዩሉ ኣብ ዘሎ እዋን ፡ እቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ መሊሱ ንናይ ውሽጢ ሃገር ቅልውላው ቁጠባ ኣጋዲድዎ ከምዘሎ ተፈሊጡ ። ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊዮ መበል ዓሰርተው ኣርባዕተ ነቲ ኣንጎላውያን ኣብ ትሕቲ ባርነት ንነዊኅ ዘመናት "ብኸቢድ ጓህን ብዙሕ መከራን" እተሳቐይዎ ዘኪሮም ። ጸሊም ኣመሪካዊ ተዋሳኣይን ኮሜድያን ኤዲ ሙርፊ ንልዕሊ ሓሙሽተ ዕቑድ ዓመታት መስሓቕን ፊልምን ዘፍረየሉ ሞያ ብምኽባር ናይ ዕድመ ምሉእ ስራሕ ክብሪ ተሸሊሙ ።
    9 min
  • Between two homes: Migrant workers in Lebanon roped into social and economic impact of war - ኣብ መንጎ ክልተ ዓድታት: ናይ ደገ ሰራሕተኛታት ኣብ ሊባኖስ ኣብ ማሕበራውን ቁጠባውን ጽልዋ ኲናት ተኣሲሮም
    Migrant workers in Lebanon are one of the most vulnerable communities since the war in the Middle East erupted. Experts say they are trapped between the economic impacts of the war, and it's taking a toll on their sense of belonging. - ኣብ ሊባኖስ ዝርከቡ ናይ ደገ ሰራሕተኛታት፡ ኲናት ማእከላይ ምብራቕ ካብ ዝጅምር ንደሓር፡ ካብ’ቶም ኣዝዮም ተቓላዕቲ/ተኣፈፍቲ ዝኾኑ ማሕበረሰባት እዮም። ኣብ ውሽጢ ቁጠባዊ ጽልዋታት’ቲ ኲናት ተዓጽዮምን ተቐርቂሮምን፡ ዓድናን ቦታናን ድዩ ኣይኮነን ኣብ ዝብል ስምዒቶም ድማ ይሃስዮም ከምዘሎን ክኢላታት ይዛረቡ።
    12 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,865 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners