SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (19 መጋቢት 2026)
    ኣርእስታት ዜና፥ እስራኤል ነቲ ኣብ ጥቓ ኣህሳህሉያ ዝርከብ ኣብ ዓለም ዝዓበየ መኸዘኒ ጋዝ ኣጥቂዓ። ናይ ሳውዝ ኣውስትራልያ ፕሪመር፡ ፒተር ማሊናውስካስን መራሒ ሰልፊ ተቓዋሚ ኣሽተን ሃርንን ቅድሚ እቲ ኣብ ቀዳም ዝግበር ምርጫ ፡ ናይ መወዳእታ ክትዕ ኣካይዶም ። እስራኤል ካልእ ላዕለዋይ ኢራናዊ በዓል ስልጣን ከምዝቐተለት ገሊጻ ፣ንሱ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታት ዝቕተል ዘሎ ሳልሳይ ላዕለዋይ በዓል መዚ ኢራን'ዩ ።
    10 min
  • #106 Mmm or Hmm? Trying new and unusual food - #106 ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ SBS ; ምጥዓም ሓድሽን ዘይልሙድን ዓይነት መግቢ፡ Mmm or Hmm? Trying new and unusual food
    Learn useful English for talking about unusual or strong flavours. Practise everyday phrases for reacting to new foods, sharing opinions, and encouraging someone to try something new. - ብዛዕባ ዘይልሙድን ፍሉይ ጣዕሚ ዘለዎ መግቢ ብእንግሊዝኛ ብኸመይ ከምዝግለጽ ጠቓሚ ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝኛ። Learn useful English for talking about unusual or strong flavours. Practise everyday phrases for reacting to new foods, sharing opinions, and encouraging someone to try something new.
    9 min
  • ኣብ መቐለ ካልእ ጋዜጠኛ ቴለቪዥን ትግራይ ተኣሲሩ። ኣቐዲሙ ዝተኣስረ ሸዊት ገብረእግዚኣብሄር ድማ ናብ ቤትፍርዲ ቀሪቡ። (ጸብጻብ)
    ልኡኽ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ጃፓን ምስ ሰበስልጣን ኤርትራ ዘትዩ። ኣብ ኤርትራ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ካልኣይ ደረጃ፡ ይወሃብ ኣሎ። ኣብ መቐለ ካልእ ጋዜጠኛ ቴለቪዥን ትግራይ ተኣሲሩ። ኣቐዲሙ ዝተኣስረ ሸዊት ገብረእግዚኣብሄር ድማ ናብ ቤትፍርዲ ቀሪቡ። ተሓላቒ ትካል ቀዳምነት ንሰብኣዊ መሰላት ብወገኑ ኣብ ትግራይ "ሰባት ዓፊንካ ምጥፋእ"ን "ካብ ፍርዲ ወፃኢ ምእሳርን" ይጋደድ ከም ዘሎ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያን ኢጣልያን ኣብ ትሕቲ ማዕቀፍ G20 ክልተኣዊ ስምምዕ ዳግመ ውደባ ዕዳ ፈሪመን።መራሕቲ ኢትዮጵያን ኢማራት ዓረብን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ዘትዮም። ካብተን 31 ንግዳዊ ባንክታት ኢትዮጵያ፡ እተን 25 ብምንኣስ ዓቕሚ ክወሃዳ ከም ዝኽእላ ተገሊጹ።
    10 min
  • እስራኤል፡ ንሓደ ላዕለዋይ ኢራናዊ በዓል-ስልጣን ጸጥታን ንኣማኻሪ ኑክልየሳዊ ስትራተጂን ዓሊ ላሪጃኒ ከም ዝቐተለት ገሊጻ። (ሓጸርቲ ዜናታ SBS ትግርኛ 18 /03/026)
    ** እስራኤል ፡ ንሓደ ላዕለዋይ ኢራናዊ በዓል-ስልጣን ጸጥታን ኣማኻሪ ኑክልየሳዊ ስትራተጂን ዝነበረ ዓሊ ላሪጃኒ ፡ ከም ዝቐተለት ገሊጻ ። ** ናይ ኣውስትራሊያ ዓበይቲ ኣርባዕተ ባንክታት ምስቲ ናይ ትማሊ መጠን ገንዘብ ምውሳኽ ብዝተኣሳሰረ ናይ ገዛ መጠን ወለድ ልቓሕ ብ25 ሚኢታዊ ከምዝውስኹ ኣፍሊጦም ኣለው ። ** ኣብ ኩባ ዘሎ ሕጽረት ነዳዲ ፡ ንህዝቢ ኩባ ኣብ ኣዝዩ ከቢድ ጸበባ ኣእትይዎም ከም ዘሎ ፡ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ቤት ጽሕፈት ሰብኣዊ ጕዳያት ገሊጹ ።
    6 min
  • Have you considered a career in translating and interpreting? - ሞያ ስራሕ ምትርጓምን ምስትርጓምን፡
    Have you ever considered using your bilingual skills to assist others? A career in translating and interpreting might be for you. In Australia you can train for a TAFE certificate all the way to Master’s degree prior to getting certified. In this episode we help you navigate the pathway to becoming a qualified practitioner. - ነቲ ዘለካ ናይ ብዙሕ ቋንቋታት ክእለትኩም ንኻልኦት ንምሕጋዝ ክትጥቀምሉ ሓሲብኩምሉ'ዶ ትፈልጡ ? እቲ ናይ ምትርጓምን ምስትርጓምን ስራሕ ንዓኻትኩም ክኸውን ይኽእል እዩ ። ኣብ ኣውስትራሊያ ቅድሚ መረጋገጺ ምስክር ምርካብኩም ካብ ናይ TAFE ክሳብ ማስተርስ ዲግሪ ንምርካብ መንገዲ ኣሎ ። ኣብዚ ትሕዝቶ ፡ ብቑዕ ክኢላ ብዓል ሞያ ንምዃን እትኽእለሉ መገዲ ኽንርእይ ኢና ።
    10 min
  • "ዉሑዳት ፖለቲከኛታት'ዮም ንጸቢብ ረብሓ ጸረ ምስልምና ዘለዓዕሉ ዘለዉ ብዙሓት ግና ነዚ ዝጻረርዎ ኣለዉ።" ጋዜጠኛ ብርሃን ጃብር
    ናይ ሎሚ ዓመት ረመዳን ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ሓያል ዉግእ ኣብ ዝካየደሉን ኣብ ኣውስትራልያ ዘሎ ጽልኣት ምስልምና ካብቲ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዘሎ ከምዝዓቢ ሓድሽ ሓበሬታ ዝወጻሉን እዩ ዝጽወም ዘሎ። እዚ ኩነታት ን ኣመንቲ ብኸመይ ጸልይዎም፧ ኣብ ዝተፋለልዩ ሃገራት ማእከላይ ምብራቕ ብሰንኪ ኲናት ኢራን ተዓጊቶም ዝለዉ ኣዝማድ ቤተ ሰብን ምስዚ ዛዕባ ዝተሓሓዝ ምስ ጋዜጠኛ ብርሃን ጃብር ዝተገብረ ጻኒሒት።
    26 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (16 መጋቢት 2026)
    ኣርእስታት ዜና፥ ጸሓፊ ጸዓት ኣመሪካ: ክሪስ ራይት ፡ እቲ ኣንጻር ኢራን ዝግበር ውግእ ኣብ ውሽጢ ሒደት ሰሙናት ከም ዘብቅዕ ገሊጹ ትረዠረር ጂም ቻለምስ ፡ ብዛዕባ’ተን ናብ ኢራን ዝመለሳ ኣባላት ኩዕሶ እግሪ ኢራን ከም ዘሻቐሎ ገሊጹ። ካንታ ኩዕሶ እግሪ ኣንስትዮ ኣውስትራሊያ/ማቲልዳስ ዝሓለፈ ዓርቢ [13/03/26] ንሰሜን ኮርያ ኣብቲ ናይ ርብዒ ፍጻመ እተገብረ ግጥም ድሕሪ ምስዓራ ፡ ጽባሕ ሰሉስ ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ኤስያ ኣንጻር ቻይና ክትገጥም ትዳሎ።
    8 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (16 መጋቢት 2026)
    ን ሎሚ ሰኑይ 16 መጋቢት 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ኣታዊታት ሩስያ ካብ ሰደድ ነዳዲ ኲናት ኣሜሪካ-እስራኤል ኣብ ኢራን ካብ ዝጅመር ንድሓር ብዝለዓለ መጠን ወሲኹ ክብሉ ሓደስቲ ኣሃዛት ኣመልኪቶም፡ ሩስያ ነቲ ናታ ኲናት ኣብ ዩክረይን ንምምዋል ክጥቀመሉ'ያ ዝብል ፍርሒ ድማ ኣሕዲሩ'ሎ። ።ነዚ ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶ ኣለና። ብዛዕባ ረመዳን፡ ኣብ ልዕሊ ምስልምና እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ጽል ኢ ኣብ ኣውስትራሊያ፥ ጽልዋ ኲናት ማእከላይ ምብራቕ ኣብ ኣመንቲ ምስልምና ዝምልከት ምስ ጋዜጠኛ ብርሃን እስማዒል ዝገበርናዮ ዕላል ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ክቐርብ እዩ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራ፡ ቀዳማይ ‘ፈስቲቫል ፊልም ኣስመራ’ ከካይድ ምዃኑ ኣፍሊጡ "ተስፋ ለ ሰላም" ብዝብል ተበግሶ ኣብ መንጎ ትግራይ፣ ኣምሓራ ዘተ ንምክያድ ምንቅስቓስ ተጀሚሩ ሜላት ኪሮስ ኣብ ዴንቨር ኣብ ዝተኻየደ ናይ ዲሞክራታት ቀዳማይ ብርኪ መረፃ ዓወት ኣመዝጊባ። ኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሃቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም። ኣርእስታት ዜና፥ ጸሓፊ ጸዓት ኣመሪካ: ክሪስ ራይት ፡ እቲ ኣንጻር ኢራን ዝግበር ውግእ ኣብ ውሽጢ ሒደት ሰሙናት ከም ዘብቅዕ ገሊጹ ትረዠረር ጂም ቻለምስ ፡ ብዛዕባ’ተን ናብ ኢራን ዝመለሳ ኣባላት ኩዕሶ እግሪ ኢራን ከም ዘሻቐሎ ገሊጹ። ካንታ ኩዕሶ እግሪ ኣንስትዮ ኣውስትራሊያ/ማቲልዳስ ዝሓለፈ ዓርቢ [13/03/26] ንሰሜን ኮርያ ኣብቲ ናይ ርብዒ ፍጻመ እተገብረ ግጥም ድሕሪ ምስዓራ ፡ ጽባሕ ሰሉስ ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ኤስያ ኣንጻር ቻይና ክትገጥም ትዳሎ።
    47 min
  • ጽልኣት ኣብ ልዕሊ ምስልምና ካብ ኣብ ኣመሪካ ኣብ ኣውስትራልያ ከምዝገድድ ተፈሊጡ፡
    ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣውስትራሊያ ኣብ ኣህጉራዊ መዓልቲ ምምካት ጸረ ምስልምና ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ምስልምና መጥቃዕቲ ፣ ምዉራድን ጽልእን ንምዉጋድ ህጹጽ ስጉምቲ ክወስድ ጸዊዑ ። ኮሚሽነር ዓሌታዊ ኣድልዎ ጂሪ ሲቫራማን መንግስቲ ንሃገራዊ ፀረ-ዓሌትነት ብዝምልከት መደብ ክሳብ ሕጂ ዝሃቦ ምላሽ የለን ይብል ። እቲ መደብ ኣብ ሕዳር 2024 እዩ ተጀሚሩ: እንተዀነ ግን መንግስቲ ገና ምላሽ ክህብ እዩ ።
    8 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,868 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners