SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • 'Only one winner in this war': How the war on Iran is bankrolling the war on Ukraine - 'ኣብ'ዚ ኲናት ሓደ ተዓዋቲ ጥራይ'ዩ ዘሎ': ኲናት ኣብ ልዕሊ ኢራን ከመይ ኢሉ ንኲናት ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ይምውሎ'ሎ
    New data shows that Russia's oil export earnings have soared since the US-Israeli war in Iran broke out, sparking fears that Russia will use this war to finance its own in Ukraine. As the United States lifts sanctions and Europe considers more flexibility, Russia says the world is coming to understand the importance of its resources. - ኣታዊታት ሩስያ ካብ ሰደድ ነዳዲ ኲናት ኣሜሪካ-እስራኤል ኣብ ኢራን ካብ ዝጅመር ንድርሓር ብዝለዓለ መጠን ወሲኹ ክብሉ ሓደስቲ ኣሃዛት ኣመልኪቶም፡ ሩስያ ነቲ ናታ ኲናት ኣብ ዩክረይን ንምምዋል ክጥቀመሉ'ያ ዝብል ፍርሒ ድማ ኣሕዲሩ'ሎ። ኣሜሪካ እገዳታት ኣብ ተልዕለሉን ኤውሮጳ ድማ ዝያዳ ምትዕጽጻፍ ክተርኢ ወይ ክትገብር ኣብ ትሓስበሉን ዘላ እዋን ሩስያ ዓለም ጥቕሚ ናይ'ቶም ሃብትታታ እናተረደኣ ይመጽእ ኣሎ ትብል።
    11 min
  • "ተስፋ ለ ሰላም" ብዝብል ተበግሶ ኣብ መንጎ ትግራይ፣ ኣምሓራ ዘተ ንምክያድ ምንቅስቓስ ተጀሚሩ። (ጸብጻብ)
    ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራ፡ ቀዳማይ ‘ፈስቲቫል ፊልም ኣስመራ’ ከካይድ ምዃኑ ኣፍሊጡ። "ተስፋ ለ ሰላም" ብዝብል ተበግሶ ኣብ መንጎ ትግራይ፣ ኣምሓራ ዘተ ንምክያድ ምንቅስቓስ ተጀሚሩ። ሜላት ኪሮስ ኣብ ዴንቨር ኣብ ዝተኻየደ ናይ ዲሞክራታት ቀዳማይ ብርኪ መረፃ ዓወት ኣመዝጊባ። ውድብ ሳልሳይ ወያነ ኣብ ኣባሉ ዝኾነ መምህር ሸዊት ውዳሴ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተፈጸመ ማእሰርቲ ኮኒኑ። ኢትዮጵያ ን40 ኣብያተ ትምህርቲ ስደተኛታት ናብ ሃገራዊ ስርዓተ ትምህርቲ ከተእቱ ምዃና ተሓቢሩ። ኣብ ዞባ ጋሞ ድሕሪ ዘጋጠመ ምንሽርር መሬት ልዕሊ 125 ሰባት ደ
    10 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (12 መጋቢት 2026)
    ኣርእስታት ዜና፥ ኢራን ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ዱባይ ሓድሽ መጥቃዕቲ ፈጺማ ፡ በቲ ኣብ ከባቢ እቲ መዓርፎ ነፈርቲ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ንኣርባዕተ ሰባት ጎዲኡ ። ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዘሎ ውግእ ዝያዳ እንተ ኣስፋሕፊሑን ዓብዩን ፡ ዋጋታት ነዳዲ ንሓደ በርሚል $US200 [[A$300]] ክኸውን ከምዝኽእል ወተሃደራዊ እዚ ኢራን ኣጠንቂቑ ። ሚኒስተር ስፖርት ኢራን ኣሕመድ ዶኒማሊ ፡ ሃገሩ ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓመት ውድድር ዋንጫ ዓለም ፊፋ ክትወዳደር ከም ዘይትኽእል ገሊጹ ።
    12 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (12 መጋቢት 2026)
    ን ሎሚ ሓሙስ 12 መጋቢት 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ኣመሪካን እስራኤልን ኣብ ልዕሊ ኢራን ብዘካይዳኦ ዘለዋ ውግእ ፡ ቀንዲ ሰንሰለት ነዳዲ ዘይትን ጋዝን ብምዕንቃፉ ፡ ዋጋታት ነዳዲ ዓለም ሰማይ ይዓርግ ኣሎ ። መራሕቲ ዓለም ፡ ነቲ ኣብ ዘይግዜኡ ብኣመሪካ ዝተወለዐ ኲናት ፡ብጥርጣረን ብዝተሓዋወሰ ስምዒት ዝዕዘብሉ ዘለዉ ፡ ንቐጻሊ ጸቕጥታት ጸዓት ኣብ ምድላው ይርከቡ ኣለዉ ። ነዚ ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶ ኣለና። ቅድሚ ብልጃኻ ምጥርናፍ ምሕሳብ : መብርሂ ብዛዕባ ሕግታት ብዶባት ቁጽጽር ዝግበረሎም ነገራትን ስነ-ህይወታዉያን ትሕዝቶታት። ትሕዝቶ ዘለዎ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ክቐርብ እዩ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ክቐርብ’ዩ፡ ሃገራዊ ማሕበር ላቦራቶሪ ጥዕና ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ሓሙሻይ ጉባኤኡ ኣካይዱ። ሃገራዊ ሕብረት ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ፡ ን7 ኣብነታውያን ደቂ ኣንስትዮ ሓረስቶት መተባብዒ ሂቡ። ውድብ ስምረት ንውሳነ ቦርድ መረጻ ዘቐረቦ ክሲ ስሒቡ። ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ኣብያተ ትምህርቲ ብሰንኪ ከቢድ ፋይናንሳዊ ፀገም ኣብ ሓደጋ ምዕፃው ከምዘለዋ ኣፍሊጡ። ጉግል ኣብ ሰርች ኢንጅን ኣምሓርኛ፣ ኣፍን ኦሮሞን ሶማልኛን ዝርከቡዎም 13 ቋንቋታት ኣፍሪቃ፡ከምዝወሰኸ ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ፋይናንስ ኢትዮጵያ ኣሕመድ ሽደ፡ ኣጠቓቕማ ነዳዲ “ብዓቢ ጥንቃቐ” ክግበር ኣተሓሳሲቡ። ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኢትዮጵያውያን ናይ ቪዛ መጠንቀቕታ ሂቡ። ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሃቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም። ኣርእስታት ዜና፥ ኢራን ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ዱባይ ሓድሽ መጥቃዕቲ ፈጺማ ፡ በቲ ኣብ ከባቢ እቲ መዓርፎ ነፈርቲ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ንኣርባዕተ ሰባት ጎዲኡ ። ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዘሎ ውግእ ዝያዳ እንተ ኣስፋሕፊሑን ዓብዩን ፡ ዋጋታት ነዳዲ ንሓደ በርሚል $US200 [[A$300]] ክኸውን ከምዝኽእል ወተሃደራዊ እዚ ኢራን ኣጠንቂቑ ። ሚኒስተር ስፖርት ኢራን ኣሕመድ ዶኒማሊ ፡ ሃገሩ ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓመት ውድድር ዋንጫ ዓለም ፊፋ ክትወዳደር ከም ዘይትኽእል ገሊጹ ።
    53 min
  • ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኢትዮጵያውያን ናይ ቪዛ መጠንቀቕታ ሂቡ። (ጸብጻብ)
    ሃገራዊ ማሕበር ላቦራቶሪ ጥዕና ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ሓሙሻይ ጉባኤኡ ኣካይዱ። ሃገራዊ ሕብረት ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ፡ ን7 ኣብነታውያን ደቂ ኣንስትዮ ሓረስቶት መተባብዒ ሂቡ። ውድብ ስምረት ንውሳነ ቦርድ መረጻ ዘቐረቦ ክሲ ስሒቡ። ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ኣብያተ ትምህርቲ ብሰንኪ ከቢድ ፋይናንሳዊ ፀገም ኣብ ሓደጋ ምዕፃው ከምዘለዋ ኣፍሊጡ። ጉግል ኣብ ሰርች ኢንጅን ኣምሓርኛ፣ ኣፍን ኦሮሞን ሶማልኛን ዝርከቡዎም 13 ቋንቋታት ኣፍሪቃ፡ከምዝወሰኸ ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ፋይናንስ ኢትዮጵያ ኣሕመድ ሽደ፡ ኣጠቓቕማ ነዳዲ “ብዓቢ ጥንቃቐ” ክግበር ኣተሓሳሲቡ። ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኢትዮጵያውያን ናይ ቪዛ መጠንቀቕታ ሂቡ።
    8 min
  • #105 Celebrating small wins at work - #105 "ምጽምባል ንኡስ ዓወት ኣብ ስራሕ" (Celebrating small wins at work)፡ ት፣ህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ ኤስ ቢ ኤስ
    Learn useful English for talking about small wins at work. Practise phrases for celebrating achievements, staying motivated, and making progress step by step. - ብዛዕባ ኣብ ስራሕ ዝርከብ ንእሽቶ ዓወት ምዝራብ ፡ ጠቓሚ እንግሊዝኛ ምፍላጥ ። ዓወታት ንኽትጽምብል ፡ ንኽትድረኽ ፡ በብደረጃኡ ድማ ዕቤት ንኽትገብር ዝሕግዝ ሓረጋት እንግሊዝኛ ተላመድ ። Learn useful English for talking about small wins at work. Practise phrases for celebrating achievements, staying motivated, and making progress step by step.
    8 min
  • ዋጋታት ነዳዲ ዓለም ይንህር፡ ዜጋታት ንምእካብ ይቀዳደሙ: መንግስታት ስጉምቲ ይወስዱ
    ኣመሪካን እስራኤልን ኣብ ልዕሊ ኢራን ብዘካይዳኦ ዝዘለዋ ውግእ ፡ ቀንዲ ሰንሰለት ነዳዲ ዘይትን ጋዝን ብምዕንቃፉ ፡ ዋጋታት ነዳዲ ዓለም ሰማይ ይዓርግ ኣሎ ። መራሕቲ ዓለም ፡ ነቲ ኣብዘይግዜኡ ብኣመሪካ ዝተወለዐ ኲናት ፡ብጥርጣረን ብዝተሓዋወሰ ስምዒት ዝዕዘብሉ ዘለዉ ፡ ንቐጻሊ ጸቕጥታት ጸዓት ኣብ ምድላው ይርከቡ ኣለዉ ።
    10 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (11 መጋቢት 2026)
    ** ካብ ኣባላት ጋንታ ኲዕሶ ደቂ ኣንስትዮ ኢራን ተወሰኽቲ ኣብ ኣውስትራሊያ ዑቕባ ከምዝሓተታ ተገሊጹ። ** ነቲ ዶናልድ ትራምፕ ብዛዕባ ኣብ ሓደ ቤት ትምህርቲ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ዝበሎ ዝጻረር እኹል መርትዖታት ይቐርብ... ** ኣብ ኖርዝ ተሪቶሪ ን ኲንስላንድን ከቢድ ምዕልቕላቕ ማይ ይቕጽል ።
    5 min
  • Think before you pack: Australia’s customs and biosecurity rules explained - ቅድሚ ብልጃኻ ምጥርናፍ ምሕሳብ : መብርሂ ብዛዕባ ሕግታት ብዶባት ቁጽጽር ዝግበረሎም ነገራትን ስነ-ህይወታዉያን ትሕዝቶታት
    Customs is generally the first point of contact for people entering Australia. Our Border Force Officers are there waiting. They ensure that we don’t bring in prohibited goods that could threaten Australia’s unique environment, economy and communities. Before you zip up your suitcase, here’s what you need to know about what can—and can’t—cross the border, and what’s at stake if biosecurity rules are ignored. - ነቑጣ መፈተሺ ዶባት/ ካስተም ብሓፈሽኡ ናብ ኣውስትራሊያ ንዝኣትዉ ሰባት ናይ መጀመርያ ዝረኽብዎ ነቑጣ እዩ ። ሓለዋ ዶብ ኣብኡ ኮይኖም ይጽበዩ ። ነቲ ኣውስትራሊያ ዘላቶ ፍሉይ ኣከባቢ ፣ ቁጠባን ማሕበረሰብን ኣብ ሓደጋ ከእቱ ዝኽእል ዝተከልከለ ኣቑሑት ከይኣቱ ድማ ይከታተሉ ። ባልጃኻ ቅድሚ ምጥርናፍካ ፡ እንታይ ናብ ኣውስትራሊያ ከተእቱ ከም እትኽእልን ከም ዘይትኽእልን ክትፈልጥ ኣሎካ ፣ ሕግታት ስነ-ህይወታዊ ብዙሕነት ዕሽሽ እንተ ተባሂሉ ፡ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ነገር እንተኣሎካ ነቲ ዶብ ክትሰግሮ ኣይትኽእልን ኢኻ።
    9 min
  • ኣባላት ጋንታ ኲዕሶ እግሪ አቂኣንስትዮ ኢራን ኣብ ኣውስትራሊያ ክንብራ ናይ ሰብኣዊ ቪዛ ዑቕባ ተዋሂብውን (ሓጸርቲ ዜናታት 10 መጋቢት 2026)
    ግጭት ማእከላይ ምብራቕ ናብ ሓድሽ ምዕራፍ ይኣቱ ኣሎ ። ኣብዚ ንኻልኣይ ሰሙን ሒዙ ውግእ ማእከላይ ምብራቕ ይቕጽል፡ ድሮ ሰብኣውን ቁጠባውን ዓለም ኣናዊጹሉ ኣብዘሎ ዛጊት ዝር አ ምዕባለ ኣብ ናይ ሎሚ ዜናና ነተኩረሎም ጉዳያት፡ ***ኣባላት ጋንታ ኲዕሶ እግሪ አቂኣንስትዮ ኢራን ኣብ ኣውስትራሊያ ክንብራ ናይ ሰብኣዊ ቪዛ ዑቕባ ተዋሂብውን... *** ናብ ቱርኪየ ንካልኣይ ግዜ ዝተተኮሰ ሚሳይል ብኔቶ ተሃሪሙ ድሕሪ ምውዳቑ ቱርኪየ ኣብ ልዕሊ ኢራን ስጉምቲ ክትወስድ ምዃና ኣጠንቂቓ... *** ኢራን ንወዲ ኣያቶላህ ዓሊ ኻመኒ ላዕለዋይ መራሒ ክኸውን መሪጻቶ ...
    7 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,868 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners