Cervical cancer is preventable, but only if you catch it early. Cultural and personal barriers have often meant that women avoid cervical cancer testing. But now with the help of a world-leading test, Australia is aiming to eliminate cervical cancer by 2035. The test is a safe and culturally sensitive option for women from all backgrounds. Best of all it could save your life—or that of someone close to you. - ካንሰር ማህጸን ክትከላኸሎ ዝከኣል ብኣጋኡ እንተ ተመርሚርካ ጥራይ እዩ ። ብባህላውን ውልቃውን ማሕለኻታት መብዛሕትኡ ግዜ ደቀንስትዮ መንሽሮ ማህጸን ካብ ምምርማር ከም ዝርሕቃ እዩ ዝሕብር ። ሕጂ ግን ብዓለምለኸ ደረጃኡ ቅቡል ዝኾነ ብዝግበር ምርመራ: ኣውስትራልያ ኣብ 2035 መንሽሮ ማህጸን ንምጥፋእ ዒላማ ግይራ ትሰርሕ ኣላ ። እቲ መርመራ ካብ ኩሉ ድሕረ ባይታ ንዝመጻ ደቂ ኣንስትዮ ውሑስን ባህላውን ዝኾነ ኣማራጺ እዩ ። ልዕሊ ኵሉ ድማ ህይወትኪ ወይ ህይወት ናይታ እትቐርብያ ሰብ ከድሕን ይኽእል እዩ ።