SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ቢንያም ግርማይ ልዑል ውጽኢታት ኣብ ኤውሮጳ ኣመዝጊቡ፣ ኬንያ ተቐዳደምቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተአንግድ፣ ጸብጻብ ፕሪምየር ሊግ፣
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (07/10/2024) * ቢንያም ግርማይ ኣብ በልጅምን ጀርመንን ዝተኻየዱ ናይ ሓደ መዓልቲ ቅድድማት ዝለዓሉ ውጽኢታት ኣመዝጊቡ፣ * ናትናኤል ተስፋጽዮን ምስ ዓባይ ጋንታ ሞቪስታር ክጽንበር ናይ ክልተ ዓመት ውዕል ተፈራሪሙ፣ * ሻምፒዮና ቅድድም ብሽግለታ መንገዲ ኣፍሪቃ ኣብ ኤልዶረት ኬንያ ኣብ`ዚ ሰሙን ክካየዱ`ዮም፣ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሓያሎ ተቐዳደምተን ከሰልፋ`የን፣ * ኢትዮጵያ ዝመጽእ ጥቅምቲ 12ን 15ን ዘለውዋ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2025 ኣብ ከተማ ኣቢጃን፣ ኣይቮሪኮስት፣ ከተካይዶም`ያ፣ * ኣብ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሊቨርፑል፣ ማንቸስተር ሲቲን ኣርሰናልን ዓወታት ብምምዝጋብ ክምርሻ`ንከለዋ ማንቸስተር ዩናይትድ ማዕረ ድሕሪ ምውጻኣ ኣሰልጣኒኣ ክስጎግ ድምጽታት ይበዝሑ፣
    13 min
  • ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ መተሃራ ፈንታሌ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓዊስካ ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ተሰሚዑ።
    ኤርትራ ሃገራዊ ዓውደ መጽናዕቲ ውሕስነት መግቢ ከም ዘሳለጠት ተሓቢሩ። ውድብ ናፅነት ትግራይ ፖሊሲ-ባዶባዶ ዝተብሃለ ኣማራጺ ምድሓን ብሄረ ትግራይን ምትካል መንግስትን ኣቕሪቡ። ሎሚ ሰኑይ መኽፈቲ መደረ ዘስምዓ ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ንሓደ ዓመት ዝኣክል ስቕታ ከም ዝመራጻ ገሊጸን። ኢትዮጵያ ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ብዝሒ እሱራት ዝርከቡላ ሃገር ተባሂላ ኣብ 3ይ ደረጃ ከምዝተሰርዐት ተሓቢሩ።
    8 min
  • "ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ኲናት ሽፋን ጌርካ ብመራሕቲ ሰልፊ ሕዳሰ ምስቲ ስርዓት ምቕራብ ዝተወስድ ስጉምቲ ኣዝዩ ሓደገኛ'ዩ ነይሩ።"እድሪስ ኑር
    ሓደ ካብቶም ኣንጻር ኣብ ኤርትራ ዘሎ መንግስቲ ዝቃወሙ ዘለዉ ዉድባት "ሰልፊ ሕዳሰ ኤርትራ" ዝበሃል ኮይኑ፡ ኣብ ትግራይ ዝተገብረ ኲናት ስዒቡ ኣብ ዉሽጢ ምሪሕነቱ ምክፍፋል ተራእዩ። እቲ ዝጸንሐ መሪሕነት ሰልፊ፡ "ናይ ፓራዳይም ለውጢ " ብምግባር ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክንሰርሕ ኢና" ዝብልን ንዕኡ ዝመሳሰል ዘረባታትን መትከላትን ሒዙ። ነዚ ዝቃወሙ ድማ እዚ ካብ መትከልና ወጻኢ እዩ ብምባል ጉባኤ ኣካይዶም 'ግዝያዊ መሪሕነት ሰልፊ ሕዳሴ ኤርትራ ድማ ኣቑሞም። ምስዚ ዝተኣሳሰር ዛዕባ ምስ ኣቦ ወምበር ናይቲ ሰልፊ ግዝያዊ መሪሕነት ኢንጂኔር እድሪስ ኑር ዝተገብረ ቃለ መጠይቕ።
    28 min
  • ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ጥቅምቲ 2024)
    ኣርእስታት ዜና፥ እስራኤል ፡ ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ኣንጻር ሰራዊት ሕዝቦላህ ዝቐንዐ ናይ ኣጋር ወራር ኣብ እተካይደሉ ዘላ እዋን ፡ ሸሞንተ ወተሃደራታ ከም እተቐትሉ ገሊጻ ። ንምክትል ፕረዚደንትነት ዝተሓጽዩ ሪፓብሊካን J-D Vance ን ደሞክራቲክ ቲም ዋልዝን ኣብ ናይ C-B-S. ቴሌቭዥን ቀሪቦም ተኻቲዖም። ኤርትራ ግጭት ንምልዕዓል ዘጋድዱ ተስፋ ቆረጽ ምትላልታት ንዝበለቶም ኣካይዳታት ነቒፋ።
    13 min
  • ቀጥታ ፖድካስት ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ጥቅምቲ 2024)
    ንሎሚ ሓሙስ 03 ጥቅምቲ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ሙባረክ ኢማም ኣብ 2016 ናብ ኣውስትራሊያ ድሕሪ ምስዳዱ፡ ብትምህርትን ኣብ ማሕበረሰቡ ብዝገብሮ ንጥፈታት ስሙ ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናበረኸ ይኸይድ ኣሎ። ንሱ "Young Assets Foundation" ዝበሃል ትካል ብምምስራት ንልዕሊ 150 መንእሰያት ኣብ ምሕጋዝ ዝርከብ መንእሰይ እዩ። በቲ ንማሕበረሰቡ ዝገብሮ ደገፍ ናይ ከተማ ያራ ናይ 2023 ዜጋ ከተማ ያራ ናይቲ ዓመት "citizen of the City of Yara" ተባሂሉ ተሰይሙ እዩ። ኣብዚ እዋን ንሲቲ ካውንስላት ኣብ ዝግበር ዉድድር ን ኖርዝ ሪችመንድን ንያራ ሲቲ ክውክል ይወዳደር ኣሎ። ቅድሚቲ መዓልቲ ምድማጽ ኣብ ከባቢኡ ዘለዉ ጸገማትን ክፍትሕሎም ዝኽእሉ መገድታት፡ ዘለዎ ራእያትን ኣካፊሉና ኣሎ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ርክብ ትግራይን ዓፋርን ናብ ንቡር ንምምላስ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበፅሐ ፕሬዝደንት ጌታቸው ረዳ ገሊጹ።ኣብ ልዕሊ ሓይልታት ፋኖን ምስኦም ርክብ ኣለዎም ዝተባህሉ ኣካላትን ሓያል ስጉምቲ ምውሳዱ መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣብ ጅቡቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል፡ ብውሑዱ 45 ሰባት ከም ዝሞቱን ካልኦት ብዙሓት ከም ዝጠፍኡን ተገሊጹ። ኣብ ኣውስትራሊያ ልቓሕ ንመዐደጊ ገዛ ብኸመይ ይርከብ፧ ነዚ ዝድህስስ ትሕዝቶ ኣብ ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ክቐርብ እዩ። ኣርእስታት ዜና፥ እስራኤል ፡ ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ኣንጻር ሰራዊት ሕዝቦላህ ዝቐንዐ ናይ ኣጋር ወራር ኣብ እተካይደሉ ዘላ እዋን ፡ ሸሞንተ ወተሃደራታ ከም እተቐትሉ ገሊጻ ። ንምክትል ፕረዚደንትነት ዝተሓጽዩ ሪፓብሊካን J-D Vance ን ደሞክራቲክ ቲም ዋልዝን ኣብ ናይ C-B-S. ቴሌቭዥን ቀሪቦም ተኻቲዖም። ኤርትራ ግጭት ንምልዕዓል ዘጋድዱ ተስፋ ቆረጽ ምትላልታት ንዝበለቶም ኣካይዳታት ነቒፋ።
    53 min
  • ኤርትራ ግጭት ንምልዕዓል ዘጋድዱ ናይ ተስፋ ቆረጻት ምትላልታት ንዝበለቶም ኣካይዳታት ዝነቅፍ መግለጺ ኣውጺኣ። (ጸብጻብ)
    ርክብ ትግራይን ዓፋርን ናብ ንቡር ንምምላስ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበፅሐ ፕሬዝደንት ጌታቸው ረዳ ገሊጹ።ኣብ ልዕሊ ሓይልታት ፋኖን ምስኦም ርክብ ኣለዎም ዝተባህሉ ኣካላትን ሓያል ስጉምቲ ምውሳዱ መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣብ ጅቡቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል፡ ብውሑዱ 45 ሰባት ከም ዝሞቱን ካልኦት ብዙሓት ከም ዝጠፍኡን ተገሊጹ።
    8 min
  • First homebuyer’s guide: Getting a home loan in Australia - ኣብ ኣውስትራሊያ ልቓሕ ንመዐደጊ ገዛ ብኸመይ ይርከብ፧
    For first-time borrowers, the home loan application process can feel overwhelming. Learn the basics around interest rates, the application process and government support you may be eligible for in Australia. - ገዛ ምዕዳግ ፡ ኣብ ናይ ሓደ ሰብ ህይወት ካብቲ ዝዓበየ ነገር እዩ ። ነዚ ዓቢ ዓቐን ዘለዎ ፋይናንሲያዊ ውሳነ ንምግባርን ምድላውን ፡ ልዕሊ ዓቕምኻ ኰይኑ ኽስምዓካ ይኽእል እዩ ። ኰይኑ ግና ፡ ዘሎ ኣማራጺታት ምፍላጥን ናይ ገዛ ልቓሕ ዕዳጋ ብኸመይ ከም ዝዓዪን ምርዳእ ፡ ባጀት ንምስላዕ ናይ ኣእምሮ ሰላም ይህብን እዩ ።
    11 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ጥቅምቲ 2024)
    ንሎሚ 2 ጥቅምቲ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኢራን ናብ እስራኤል ዝተኮሶቶ ልዕሊ 200 ሚሳይላት ብ ኣመሪካን እስራኤል ከምዝበርዓነ ተፈሊጡ። ኣብ ዶባ ሶማልያን ኢትዮጵያን ወጥሪ ከምዘሎ ኣብ ኣፍሪቃ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ኣመሪካ ጀነራል ሚካኤል ናንግሊ ገሊጹ። መራሕቲ ካቶሊክ ኣብ ቫቲካን ኣብቲ ንሓደ ወርሒ ዝጸንሕ ዋዕላኦም ኣብ ለውጢ መሰረተ እምነት (ዶክሪን) ድምጺ ክህቡ እዮም።
    6 min
  • ሙባረክ ኢማም፡ ኣብ ዉሑድ ዓመታት ብስደት ካብ ኤርትራ ናብ ውድድር ተወካሊ ህዝቢ ኣብ ኣውስትራሊያ።
    ሙባረክ ኢማም ኣብ 2016 ናብ ኣውስትራሊያ ድሕሪ ምስዳዱ፡ ብትምህርትን ኣብ ማሕበረሰቡ ብዝገብሮ ንጥፈታት ስሙ ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናበረኸ ይኸይድ ኣሎ። ንሱ "Young Assets Foundation" ዝበሃል ትካል ብምምስራት ንልዕሊ 150 መንእሰያት ኣብ ምሕጋዝ ዝርከብ መንእሰይ እዩ። በቲ ንማሕበረሰቡ ዝገብሮ ደገፍ ናይ ከተማ ያራ ናይ 2023 ዜጋ ከተማ ያራ ናይቲ ዓመት "citizen of the City of Yara" ተባሂሉ ተሰይሙ እዩ። ኣብዚ እዋን ንሲቲ ካውንስላት ኣብ ዝግበር ዉድድር ን ኖርዝ ሪችመንድን ንያራ ሲቲ ክውክል ይወዳደር ኣሎ። ቅድሚቲ መዓልቲ ምድማጽ ኣብ ከባቢኡ ዘለዉ ጸገማትን ክፍትሕሎም ዝኽእሉ መገድታት፡ ዘለዎ ራእያትን ኣካፊሉና ኣሎ።
    13 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (01 ጥቅምቲ 2024)
    ንሎሚ 1 ጥቅምቲ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ግዚያዊ ኣዛዚ ህዝቦላህ ናዒም ቃስም ፡ ሕዝቦላህ ኣንጻር እስራኤል ዝገብሮ ውግእ ከም ዝቕጽሎ ቃል ኣትዩ ። ኣብ ኣውስትራልያ ዋጋ ኣባይቲ እናወሰኸ ይኸይድ እኳ እንተ ኰነ ፡ እቲ ፍጥነት ክብሪ ግን እናዘሓለ ይኸይድ ከምዘሎ ሓድሽ ጸብጻብ ሓቢሩ። ሰራዊት ሱዳን ሓይልታቱ ኣብ ካርቱም ን መንበሪ ኣምባሳደር ሕቡራት ዓረብ ኢማራት ደብዲቦም ንዝብል ክሲ ነጺጉ።
    6 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,875 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners