SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ኣውስትራልያ ፍልስጤም ምሉእ ኣባል ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ክትከውን ኣድሚጻ
    ኣውስትራልያ ፍልስጤም ምሉእ ኣባል ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ክትከውን ኣድሚጻ። ኣውስትራልያ ሓንቲ ካብ’ተን ነቲ ውሳነ ደጊፈን ዘድመጻ 143 ሃገራት’ያ። እንተኾነ ግን ፈደራል ተቓዋሚ ሰልፊ ነዚ ድምጺ መንግስቲ ግዚኡ ዘይኣኸለ’ዩ ክብል ገሊጽዎ።
    10 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ግንቦት 2024)
    ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ * እስራኤል ወራራ ኣብ ልዕሊ ራፋሕ ኣብ ዝቐጸለትሉ ተወሳኺ ምውጻእ ፍልስጤማውያን ትእዝዝ፣ * ብርቱዕ ህቦብላ ንፋስ ኣብ ግዝኣት ወስተርን ኣውስትራልያ ን1300 ሰባት ብዘይመብራህቲ ኣትሪፍዎም፡ * ሰበስልጣን ሩስያ ሓይልታቶም ሓሙሽተ ቁሸታት ኣብ ዞባ ኻርኪቭ ናይ ዩክረይን ከምዝተቖጻጸሩ ገሊጾም፡ * ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ምቅይያራት ክሊማ ዝፈጠርዎም ምዕልቕላቓት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ልዕሊ 600 ሽሕ ሰባት ክፈናቐሉ ገይሮም ይብል።
    7 min
  • MiniPod: Kookaburra song | Pronunciation practice with Janice - ሓጻር ፖድካስት: Kookaburra song (ደርፊ/መዝሙር ኩኮባራ) | ምልምማድ ኣደማምጻ ቃላት ህብብቲ ጋዜጠኛ ምስ ጃኒስ ፒተርሰን
    In this five-minute lesson you’ll improve your pronunciation by listening and following along with Janice Petersen. Learning objectives: Can pronounce /k/ and /g/. - ኣብ'ዚ ናይ ሓሙሽተ ደቒቕ ኣስተምህሮ ንህብብቲ ጋዜጠኛ ቴሌቪዥን ኤስቢኤስ ጃኒስ ፒተርሰን ብምስማዕን ብምኽታልን ኣደማምጻና ከነመሓይሽ ንኽእል። ዕላማታት ናይ ሎሚ ኣስተምህሮ፣ ከመይ ጌርና ን ኬይ /k/ ን ጂ /g/ ን ፈላሊና ነድምጾም፣
    7 min
  • MiniPod: If a dog chews shoes | Pronunciation practice with Janice - ሓጻር ፖድካስት: If a dog chews a shoe (ከልቢ ሳእኒ እንተነኺሱ) | ምልምማድ ኣደማምጻ ቃላት ምስ ህብብቲ ጋዜጠኛ ጃኒስ ፒተርሰን
    In this five-minute lesson you’ll improve your pronunciation by listening and following along with Janice Petersen. Learning objectives: Can pronounce /tʃ / and /ʃ/ (ch and sh). - ኣብ'ዚ ናይ ሓሙሽተ ደቒቕ ኣስተምህሮ ንህብብቲ ጋዜጠኛ ቴሌቪዥን ኤስቢኤስ ጃኒስ ፒተርሰን ብምስማዕን ብምኽታልን ኣደማምጻና ከነመሓይሽ ንኽእል። ዕላማታት ናይ ሎሚ ኣስተምህሮ፣ ከመይ ጌርና ን ች /tʃ / ከምኡ'ውን ሽ /ʃ/ ን ወይ (ch and sh) ፈላሊና ነድምጾም፣
    6 min
  • ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ግንቦት 2024)
    ኣርእስታት ዜና፥ ሰራዊት እስራኤል ኣብቲ ምስ U-S ዘለዎ ዝምድና ሓርፊፉ ይርከብ ዝብል ትሒምትሒም ከዋድቖ ፈቲኑ። ፖለቲከኛታት ፡ ኣብ ምዕራባዊ ሲድኒ ዝርከብ ባይቶ ናይ ሓደ ካውንስል፡ ናይ ተመሳሳሊ ጾታ ዘለዎም ወለዲ ትሕዝቶ ዘለዎም መጻሕፍቲ ምእጋዱ ኮኑኖም ። ዳግመ ህንጸት ታሪኻዊ መስጊድ ኣልነጃሺ ንምስላጥ ዝዓለመ ዋዕላ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።
    16 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ግንቦት 2024)
    ንሎሚ ሓሙስ 9 ግንቦት 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣመንቲ ክርስትና ብፍላይ ድማ ኣመንቲ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን፡ ጾመ ኣርብዓን ሓማማትን ክጾሙ ድሕሪ ምውራሕ ኣብዚ ቕነ በዓል ትንሳኤ የብዕሉ ኣለዉ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ዋና ጸሓፊ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ ቆሞስ ገብረሚካኤል ዮሃንስ ዝሃብዎ መልእኽቲ’ዩ ።ከነቕርቦ ኢና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ መንግስቲ ኤርትራ ሓዱሽ መግለጺ ዘርጊሑ ኣሎ። ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ሚልዮናት ነበርቲ ብሓደጋ ውሕጅ ኣንጸላልዩዎም ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ ሰራዊት እስራኤል ኣብቲ ምስ U-S ዘለዎ ዝምድና ሓርፊፉ ይርከብ ዝብል ትሒምትሒም ከዋድቖ ፈቲኑ። ፖለቲከኛታት ፡ ኣብ ምዕራባዊ ሲድኒ ዝርከብ ባይቶ ናይ ሓደ ካውንስል፡ ናይ ተመሳሳሊ ጾታ ዘለዎም ወለዲ ትሕዝቶ ዘለዎም መጻሕፍቲ ምእጋዱ ኮኑኖም ። ዳግመ ህንጸት ታሪኻዊ መስጊድ ኣልነጃሺ ንምስላጥ ዝዓለመ ዋዕላ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።
    55 min
  • MiniPod: I scream, you scream... | Pronunciation practice with Janice - ሓጻር ፖድካስት: I scream, you scream... (ኣነ ይጭድር፣ ንስኹም ትጭድሩ...) | ምልምማድ ኣደማምጻ ቃላት ምስ ህብብቲ ጋዜጠኛ ጃኒስ ፒተርሰን
    In this five-minute lesson you’ll improve your pronunciation by listening and following along with Janice Petersen. Learning objectives: Can pronounce /iː/ and /aɪ/ (sheep and eye) - ኣብ'ዚ ናይ ሓሙሽተ ደቒቕ ኣስተምህሮ ንህብብቲ ጋዜጠኛ ቴሌቪዥን ኤስቢኤስ ጃኒስ ፒተርሰን ብምስማዕን ብምኽታልን ኣደማምጻና ከነመሓይሽ ንኽእል። ዕላማታት ናይ ሎሚ ኣስተምህሮ፣ ከመይ ጌርና ን I (ኣይ) (ንኣብነት በጊዕ 'ሺፕ' ክንብል እንከለና) ን aɪ (ኤኣይን) (ንኣብነት ዓይኒ 'ኣይ' ክንብል እንከለና) ፈላሊና ነድምጾም፣
    7 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (08 ግንቦት 2024)
    ኣብ ምዕራባዊ ሲድኒ ዝርከብ ካውንስል ፡ ብዛዕባ ሓደ ጾታ ዘለዎም ወለዲ ዝምልከት ትሕዝቶ ዘለዎ መጽሓፍ ኣብቲ ከባቢ ካብ ዝርከብ ኣብያተ መጻሕፍቲ ኣጊዱ። በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ (ECTA) ካብ 8 ሓምለ 2023 ዝጀመረ ናይ ሎሚ በጀት ዓመት ኣብ ቀዳሞት ትሽዓተ ኣዋርሕ ብሰደድ ናይ 835.2 ሚሊዮን ዶላር ኣታዊ ገይሩ። ሰራዊት እስራኤል ንኣፍደገ ራፋሕ ቓዛ ከምዝተቖጻጸረ ኣፍሊጡ።
    7 min
  • ምምእራር ቓንጥሻ (ማሽሩም) ኣብ ኣውስትራሊያ ዉሑስ ድዩ፧ ብኸመይ፧
    ኣብ ብዙሕ ክፋላት ዓለም ቃንጥሻ ዕሶ ወይ ማሽሩም ፍቱው እዩ ፡ ኣብ ቀረባ እዋን ኣውስትራሊያ ዝኣተው ስደተኛታት ግን እቲ ኣብዚ ሃገር ዝቕንጠስ ናይ በረኻ ማሽሩም ሓደገኛ ምዃኑ ኣይፈልጡን ይዀኑ ። ንሓደጋ ዘቃልዑ እተፈላለየ ዓይነት ጐዳእቲ ማሽሩም ከይፈለጥካ ምምእራር ኣዝዩ ሓደገኛ ክኸውን ይኽእል እዩ ፣ ምኽንያቱ ገለ ፋንጋስ እንተ ተበሊዖም መርዛማት ወይ ቀተልቲ ክኾኑ ይኽእሉ እዩም ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ፤ ኣብ ኣውስትራሊያ ምምእራር ቃንጥሻ ወይ ማሽሩም ድሕነት ዝሕሉን ዝፍቀድን ምዃኑን ብኸመይ ከም ዝርከብን ክንርእይ ኢና።
    11 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,866 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners