SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 መጋቢት 2024)
    ንሎሚ 27 መጋቢት 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ፈለማ ኣርእስታት ዜና: ብመንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዝግበር ዘሎ መሬት ትግራይ ኣብ ካርታ ግዝኣት ምእታው ኣምሓራ ኲናት ምጽሕታር’ዩ ክብል ባይቶ ግዚያዊ ምም/ ትግራይ ኣጠንቂቑ። ነቲ ኣብ ባልቲሞር ዝፈረሰ ዓቢ ድንድል ዳግም ምምሕዳሩ ከምዝሃንጾ ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ኣፍሊጡ ። ኣብ ደቡብ ፐርዝ ዘጋጠመ ብርቱዕ ባርዕ ጫካ ፡ ሸሞንተ ኣባይቲ ምስ ኣዕነወ ኣብትሕቲ ቁጽጽር ዊዒሉ ኣሎ ።
    6 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 መጋቢት 2024)
    ንሎሚ 26 መጋቢት 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ኣርእስታት ዜና: ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ 10 ዓመት ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ብኤለክትሪክ ዝሰርሓ ማካይን ከተእቱ መዲባ። ኣብ ምዕራብ ኣውስትራሊያ ካብ ከተማ ፐርዝ ብሸነኽ ደቡብ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ፡ ሰለስተ ኣባይቲ ነዲዱ ። ኣመሪካ ንውዕል ምቁራጽ ተዅሲ ቓዛ ድምጺ ተዓቅቦ ብምግባራ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል :ላዕለዋይ ልኡኽ ናብ ኣመሪካ ክሰዶ መዲብዎ ዝነበረ ሰሪዝዎ፣
    7 min
  • “ዕዳ ማለት ናይ በረኻ ገበል ኣምጺእካ ወዲ ገዛኻ ክኸውን ከም ምፍታን’ዩ።” መሓረና ይከኣሎ
    ዕዳ ምዕዳይን ምሕደራኡን፡ ዓይነታት መድሕን ወይ ኢንሹራንስን ጥቕሞምን፡ ኣበየናይ ኢንቨስት ክንገብር ወይ ከነውፍር፡ ብዛዕባ ስቶክ ማርኬት፡ ቦንድን ካልእ ሕቶታትን ኣብዚ ቃለመሕትት ብኣቶ መሓረና ይከኣሎ ተተንቲኖም ኣለዉ። ኣቶ መሓረና ኣብ ኣመሪካ ኣማኻሪ ፋይናንስ እዩ። ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብዝመጻሉ ብዛዕባ ኣብ ቢዝነስ ምንጣፍ፡ ኣገባብ ልቓሕን ምሕደራ ዕዳ፡ ምውናን ገዛን ካልእ ምስ ዋኒን ዝተኣሳሰር ትምህርታዊ ትሕዝቶ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ኣካፊሉ ነይሩ። እዚ ቀሪቡ ዘሎ ካልኣይ ክፋሉን ናይ መወዳእታን ቀሪቡ ኣሎ።
    25 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 መጋቢት 2024)
    ንሎሚ ሰኑይ 25 መጋቢት 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምሩኻት ወተሃደራት ኢትዮጵያ ብምሕረት ከም ዝለቐቐ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ታየ ኣፅቀስላሰ ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ክትውንን ማሕበረሰብ ዓለም ክግድፋ ሓቲቱ። ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ምምሕዳር ባይደን ን"ፍትሕን ተሓታትነትን ኲናት ትግራይ" ዕሽሽ ብምባሉ ነቒፉ። ዝብሉን ካልእን ዝሓዘ ጸብጻብ ል ኡኽና ክቐርብ እዩ። ሓጺር ጸብጻብ ኢፍጣር ኣብ መልበርን፡ ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ምዕራብ ኣውስትራሊያ ባርዕ ጫካ እናገደድደ ይኸይድ ኣሎ። ኣብ ሩሲያ ዝተፈጸመ ግብረ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ንዝተቐትሉ ሰለስተ ቘልዑ ዝርከብዎም 133 ሰባት ሓዘን ተኣዊጁ። ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ምምሕዳር ባይደን ን"ፍትሕን ተሓታትነትን ኲናት ትግራይ" ዕሽሽ ብምባሉ ነቒፉ።
    54 min
  • ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 መጋቢት 2024)
    ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ምዕራብ ኣውስትራሊያ ባርዕ ጫካ እናገደድደ ይኸይድ ኣሎ። ኣብ ሩሲያ ዝተፈጸመ ግብረ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ንዝተቐትሉ ሰለስተ ቘልዑ ዝርከብዎም 133 ሰባት ሓዘን ተኣዊጁ። ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ምምሕዳር ባይደን ን"ፍትሕን ተሓታትነትን ኲናት ትግራይ" ዕሽሽ ብምባሉ ነቒፉ።
    14 min
  • ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ታየ ኣፅቀስላሰ ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ክትውንን ማሕበረሰብ ዓለም ክግድፋ ሓቲቱ። (ጸብጻብ)
    ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምሩኻት ወተሃደራት ኢትዮጵያ ብምሕረት ከም ዝለቐቐ ኣፍሊጡ። ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ምምሕዳር ባይደን ን"ፍትሕን ተሓታትነትን ኲናት ትግራይ" ዕሽሽ ብምባሉ ነቒፉ። "ንህዝቢ ኦሮሞ ካብ መረበቱ ምፍንቓል ኣብቂዑ ኣሎ" ክብል ርእሰምምሕዳር ክልል ኦሮምያ ተዛሪቡ። ንመሓዝኦም ዝቐተሉ ኤርትራውያን ካብ ኣርባዕተ ክሳብ 22 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም።
    7 min
  • MiniPod: Ep12 Future Plans| English on Repeat (Easy) - SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ መበል 12 ክፋል፡ መጻኢ መደባት| English on Repeat (Easy)
    Listen to 'English on Repeat,' a podcast to help us improve our speaking skills: Do you have any plans? | I want to travel. | I hope to start a business. | I plan to save money. | I’d like to live near the beach. - ነዚ ናይ ምዝራብ ክእለትና ከነመሓይሽ ዝሕግዝ ሓረጋት ቋንቋ እንግሊዝ እናደጋገምና ንመሃረሉ መደብ 'English on Repeat' ስምዕዎ፡ ዝኾኑ መድባት ኣለዉኹም ድዮም፧ | ኣነ ክገይሽ (ክጓዓዝ) ይደሊ። | ሓደ ንግዲ ክጅምር ተስፋ 'ገብር። | ገንዘብ ከዋህልል ይምድብ (መደብ ኣሎኒ)። | ጥቓ ገምገም ባሕሪ ክነብር ድሌት ኣሎኒ።
    6 min
  • ቢንያም ግርማይ ኣብ ኼንት ዌቨለኸም 7ይ ወጺኡ፣ ኣብ ግጥማት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ብ9 ወርቂ 8ይ ኤርትራ ኸኣ ብ7 ወርቂ መበል 11 ወዲኤን፣
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (25/03/2024) * ኣብ ግጥማት ኣፍሪቃ ኣክራ 2023 ኢትዮጵያ ብብዝሒ ኣብ ኣትለቲክስ ዘመዝገበቶም ዓወታት ተጠቒማ 9 ወርቂ ዝርከብዎም 22 መዳልያታት ኣዋህሊላ 8ይ ክትውድእ’ንከላ ኤርትራ ዝበዝሑ ብቅድድም ብሽግለታ ዘመዝገበቶም 7 ወርቂ ዝርከብዎም 15 መዳልያታት ኣዋህሊላ ኣብ መበል 11 ተርታ ተሳትፎኣ ዛዚማ፣ * ኢትዮጵያ ኣንጻር ሌሶቶ ክልተ ምሕዝነታዊ ግጥማት ኣካይዳ ኣብ’ቲ ቀዳማይ 2-1 ክትሰዓር’ንከላ ኣብ’ቲ ካልኣይ 2-1 ስዒራ፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ኼንት ዌቨለኸም ተሳቲፉ ዝነኣድ 7ይ ወጺኡ፣ * ማልያታት ሃገራውያን ጋንታታት እንግሊዝን ጀርመንን ምስ ቅዲን ኣፍረይቲ ትካላት ስፖርታዊ ናውትን ብዝተኣሳሰር ምስሕሓብ ተፈጢሩ ኣዘራረብቲ ኮይኖም፣
    14 min
  • The importance of understanding cultural diversity among Indigenous peoples - ኣገዳስነት ምርዳእ ኣብ መንጎ ደቀባት ዘሎ ብዙሕነት፡
    Understanding the diversity within the First Nations of Australia is crucial when engaging with Aboriginal and Torres Strait Islander peoples and building meaningful relationships. - ምስ ተቐማጦ ደሴት ቶረስን ኣቦርጂንን ኣብ ዝግበር ጽምዶ ትርጕም ዘለዎ ርክብ ንምህናጽ ፡ ኣብ መንጎ ቀዳሞት ህዝብታት ኣውስትራልያ ዘሎ ብዙሕነት ምርዳእ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ ።
    10 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,866 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners