SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ኣብ ልዕሊ ሰማያት ካናዳን ኣመሪካን ስሊንደራዊ ቅርጺ ዘለዎም ነገራት ይሕምሸሹ፡
    ኣብ ልዕሊ ሰማያት ካናዳ ስሊንደራዊ ቅርጺ ዘለዎ ነገር ብሓንቲ ነፋሪት ውግእ ተተኲስሉ ድሕሪ ምሕምሻሹ ፡ ቅድሚ ሰሙን'ውን ቻይናዊ ሰላዩ ባሉን ብተመሳሳሊ ምውቓዑ ስግኣት ፈጢሩ። መንግስቲ ካናዳ ፡ ሓይልታት ነቲ ኣብ ልዕሊ ሲቪላዊ መጓዓዚያታት ኣየር ሓደጋ ከስዕብ ስለ ዝኽእል ተባሂሉ እተተኮሰሉ ስብርባር ፡ እንደገና ከም ዝርእይዎን ከም ዝትንትንዎን ይገልጽ ።
    4 min
  • 'ክሳብ ሕጂ ድቃስ ዘይብሉ ዓይነይ ሰም ኣየበልኩን፣ ማዕጾ ኳሕ እንተኢሉ መሬት ደጊሙ ዘንቀጥቀጠ ይመስለኒ' ጋናዊት ተጻዋቲት ኣብ ቱርኪ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ኢትዮጵያውያን ኣብዲሳ ቶላን ደራ ዲዳን ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን ዱባይ ድርብ ዓወት ናይ ኣዝማድን ሃገርን ኣመዝጊቦም፣ * ጉዳፍ ጸጋይ ኣብ ፖላንድ ኣብ ርክባት ውድድር ጉያ እግሪ ሓደ ማይል ውሽጢ ኣዳራሽ ኣብ ታሪኽ ካልኣይ ዝቐልጠፈ ግዜ ከተመዝግብ ‘ከላ ኣብ 3000 ሜ ንፈለማ እዋና ዝተሳተፈት ፍረወይኒ ሃይሉ ተዓዊታ፣ * ኣብ ጋና ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኮንፈደረሽን ቅ/ብ ኣፍሪቃ 2023 ኤርትራ ብቅልጣፈ ግዜ ብጋንታ ብሩር ክትስለም እንከላ ኣብ ቅድድም ቅልጣፈ ግዜ መንእሰያት ደቀንስትዮ ብውልቂ ኢትዮጵያ ነሓስ ተሰሊማ፣ * ኣብ ፊጉወራ ቻምፒዮንሺፕስ ክላሲክ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ሓምሻይ ወጺኡ፣ * ኣብ ቱርክን ሶርያን ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ልዕሊ 35000 ሰባት ምቕዛፉ ኣብ ዝቃልሓሉ ዘሎ እዋን ገለ ፕሮፌሽናል ተጻወቲ ኣብ’ቲ ክስተት ዘጋጠመሉ ቦታ ከምዝነበሩን ግዳያት ከምዝኾኑን ይጽብጸብ
    12 min
  • ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ኤርትራን ክተጋጩ ትጽዕር ኣላ ክብል ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ከሲሱ።
    ተወሰኽቲ ዜናታት፡ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ውሱን ዕላማ ዝውዕል ማዕቀብ ክግበር ሂዩማን ራይትስ ዎች ፀዊዑ። ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ ኣብ ትግራይ ዑደት ክገብሩ እዮም። ቅዱስ ሲኖዶስ ኢትዮጵያ ሕቶኡ ከም ዝተመለሰሉ ገሊጹ።
    8 min
  • ክትዕ ብዛዕባ ዕድመ፣ ደቅኹም መዓስ'ዩ (መዝገብ) ቲክቶክ ክኸፍቱ ዝፍቀደሎም፧
    ዓበይቲ ማሕበራዊ መድረኻት ሓፋሽ (ሶሻል ሜድያ ፕላትፎርምስ) ተጠቀምቲ፣ እንተወሓደ ዕድሚኦም 13 ዓመት ክኸውን ይሓቱ፡ እዚ ዕድመ ግን እቲ ዝተሓተ ከም መበገሲ ወይ መለክዒ ክኸውን ዘለዎ ነገር'ዩ ማለት ኣይኮነን። ዝሓለፈ ወርሒ፡ እዚ ናይ ሕጂ ሰርጀን ጀነራል (ሓላፊ ህዝባዊ ጥዕና) ኣሜሪካ ዘሎ ቪቨክ መርቲ፡ 13 ዓመት፣ ሓደ ህጻን መድረኽ ሓፋሽ ንኽጽንበር ኣዝዩ ንእሽቶ'ዩ ይብል። ንሱ ሶሻል ሜድያ ንንኣሽቱ ህጻናት ኣብ "ርእሰ-ተኣማንነቶምን ምስ ካልኦት ዘለዎም/ዝህልዎም ዝምድናን" ሓደጋ ይፈጥር ድሕሪ ምባል "ኣነ፡ ብውልቀይ፡ በቲ ዝረኣኽዎ ኣሃዛት መሰረት፡ 13 ኣዝዩ ንእሽቶ'ዩ ኢለ ይኣምን። ዝተሓዋወሰን ዝተዛብዐን ሃዋህው ሶሻል ሜድያ ንብዙሓት ቆልዑ ሃሳዪ ኣገልግሎት'ዩ ዘለዎ፣" ኢሉ። ስለ'ዚ 13 ኣዝዩ ይንእስ ዶ፧ ንደቆምን ማሕበራዊ መድረኻት ሓፋሽን ኣብ ዝምልከት ወለዲ እንታይ እዮም ክሓስቡ ዘለዎም፧ ዝስዕብ ርእይቶ መምህር ካተሪን ፐይጅ ጀፍሪ ካብ ዩኒቨርሲቲ ሲዲኒ ኣብ ኤስቢኤስ ዘስፈረቶ'ዩ።
    12 min
  • ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኬንያ ይበጽሕ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ኣውሮጳ ይምለስ (ጸብጻብ)
    ጸብጻባት ዜና * ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኬንያ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ፣ * ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ኣውሮጳ ምብጻሑ ዛዚሙ ናብ ሃገሩ ከም ዘተመልሰ ተገሊጹ፣ * ኣብ ትግራይ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ዳግም ስራሕ ንኽጅምራ ምድላዋት ተጀሚሩ፣ * ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ስደተኛታት ተወሳኺ ሓገዝ ሓቲቱ፣ * ኣብ ትግራይ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ማእከላይ ባንክ ኢትዮጵያ ዳግም ምጅማሩ ኣፍሊጡ፣ በጀት ትግራይ ንምጅማር ከኣ ምንቅስቓስ ምጅማሩ ተሓቢሩ
    8 min
  • ናብ ዝበዝሓ ሃገራት ዓለም ክትበጽሕሉ ትኽእሉ ዝበለጸ ፓስፖርት ኣየናይ እዩ፧ ናይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ከ፧
    ኣብ ዓለምና ዝኸበሩ ፓስፖርታት ናየኖት ሃገራት’ዮም? እተን ዝተሓተ ክብሪ ዝወሃበን ከ፧ እቶም መለክዒታት እንታይ’ዮም፧ ፓስፖርታት ናይ በዓል ኣውስትራልያ፣ ኢትዮጵያን ኤርትራን ከ ኣበይ ይስርዑ፧ ዝሓለፈ ወርሒ ተርታ ፓስፖርታት ዓለም ዝልክዕ ‘ሄንሊ ፓስፖርት ኢንደክስ’ ወጺኡ ንጃፓን ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ኣቐሚጥዋ፣ ንኣፍጋኒስታን ከኣ ኣብ መወዳእታ።
    10 min
  • ደቅኹም ኣብ ኣውስትራልያ ከተዕብዩ ምሕንባስ ክምሃሩ ንምንታይ የድሊ ኣብ'ዚ እነሀልኩም
    ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት እቶም ዝለዓለ ተኽእሎ ሓደጋ ናይ ምጥሓል ዘለዎም’ዮም፣ ኣብ መላእ ኣውስትራልያ ዓመታዊ ብማእከላይ ገምጋም 23 ሞታትን 183 ሆስፒታል ዝኣትዉን የጋጥሙ። ደቅኹም ድሕነቶም ሓልዮም ምሕንባስ ክኽእሉ ክትሕግዝዎም ኣገዳሲ’ዩ፣ ብፍላይ ኣብ’ቶም ምስ ማይ ዝተኣሳሰሩ ንጥፈታት ልሙዳት ዝኾንሉ ቦታ ምስ እትነብሩ። ኣብ ኣውስትራልያ ዕድመን ቀዲሙ ዝነበረኩም ተሞክሮን ብዘየገድስ ህጻናት ዘድልይዎም ክእለታት ከማዕብሉሎም ዝኽእሉ ኣማራጺታት ኣለዉ።
    12 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,863 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners