SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ቀልቢ ዓለም ኣብ ዩክሬን'ከሎ ናይ ሰ/ኮርያ ሚሳይል ንዓለም ከየጥፍኣ ይስጋእ
    ሰሜን ኮርያ ብ ቀዳም ናብ ገማግም ባሕሪ ጃፓን ዘወንጨፈቶ ነዊሕ ርሕቀት ዝጐዓዝ ሚሳይል ስዒቡ፡ ኣብ ዩክረይን ዘሎ ውግእ ንስርዓት ፕዮንግያን ናብ ካልእ ቅዝፈት ዘምርሕ ስጉምቲ ከምርሕ ከየተባብዖ ስግኣት ፈጢሩ። እዚ መጠንቀቕታ እዚ ዝመጸ ፡ካብ ደቡብ ኮርያ ኮይኑ፡ መንግስቲ ጃፓን ነቲ መጥቃዕቲ ብምዅናን ንማሕበረ ሰብ ዓለም ኣስጋኢ ከም ዝኸውን ኣፍሊጡ ኣሎ ።
    4 min
  • ለተሰንበት ግደይ ውድድር ክትመርሕ ውዒላ ኣብ ኣፈፈት ዓወት ወዲቓ፣ ብሓገዝ ሰብ ደው ስለዝበለት ውጽኢታ ተሰሪዙ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት: * ሻምፒዮናታት ጉያ እግሪ መሮር ኣትለቲክስ ዓለም ኣብ'ዚ ኣብ ባተርስት፡ ኣውስትራልያ፡ ተኻይዶም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ጾታታት ብሩር መዳልያ ተዓዊቶም፣ ለተሰንበት ግደይ ግን ምሉእ መዓልቲ ክትመርሕ ውዒላ ኣብ ጥቓ መዛዘሚ መስመር ወዲቓ ክትስእ እንከላ ሰብ ስለዝሓገዛ ውጽኢት ከየመዝገበት ተገሊፋ፣ * ኢትዮጵያዊ ለመቻ ግርማ ኣብ ለቪን፡ ፈረንሳ፡ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ውሽጢ ኣዳራሽ ን25 ዓመታት ተታሒዙ ዝጸንሐ ክብረወሰን 3000ሜ ሓምሺሽዎ፣ * ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ግጥማታ ኣንጻር ጊኒ ንመጻረዪ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2023 (ኣፍኮን) ኣብ ሞሮኮ ከተካይዶም ምዃና ፈደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፣ * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ኣብ'ቲ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ጋና ዝተዛዘመ ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽግለታ መንገዲ ኣፍሪቃ 2023 ተዓዊቱ ንኻልኣይ ግዚኡ ሻምፒዮን ኣፍሪቃ ኮይኑ፣ * ዙር ሩዋንዳ 2023 ከኣ ሰንበት ተጀሚሩ፣ ሄኖክ ንኡድ ውጽኢታቱ ብምቕጻል ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ሳልሳይ ክወጽእ እንከሎ ክልተ ካልኦት ኤርትራውያን ከኣ ኣብ ዝለዓሉ 10 ደረጃታት ወዲኦም፣
    12 min
  • ዋዕላ ጸጥታ ምዕራባዊያን ሃገራት ኣብ ሙኒክ
    ካብቲ ሩስያ ንዩክረይን ዝወረረትሉ እዋን ዳርጋ ሓደ ዓመት ኮይኑ ኣሎ ፡ ነዚ ኣመልኪቶም ፖለቲከኛታትን መራሕቲ ሃገራትን ኣብ ዋዕላ ጸጥታ ሙኒክ ተራኺቦም ፡ ነቲ ኣብ ኤውሮጳ ዝካየድ ዘሎ ቀታሊ ውግእ ዘወግድ ስጕምትታት ተመያይጦም ። ዝሓለፈ ዓመት እቶም መራሕቲ ፡ ናይ ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ነቲ ግጭት ከይቅጽሎ ተማሕጺኖም ነይሮም ፣ ሕጂ ድማ ፕረዚደንት ዩክረይን ፡ እቲ ዝቕጽል ኣኼባ ጸጥታ ኣብ ዝሓሸ ኵነታት ክበጽሕ ተስፋ ከም ዘለዎ ገሊጹ ።
    4 min
  • "ግብረሰዶምነት ኣብ ሕብረተሰብና ኣሎ፡ ነዚ ጉዳይ ብጎነጽ ዘይኮነ ብፍልጠትን ብርድኢትን ኢና ክንሕዞ ዘለና።" ዳዊት ዘወልዲ
    ኣብዚ ቅሩብ እዋን "ግብረ-ሰዶምነት፥ ናይዚ ዘመን ሞራላዊ ትንግርቲ" ብዝብል ኣርእስቲ ዘለዋ መጽሓፍ ዝጸሓፈ ዳዊት ዘወልዲ፡ ብዛዕባ ግብረሰዶምነትን ኣብ ሕብረተሰብና ዘሎ ኣረኣእያን ኣተሓሕዛን ኣመልኪቱ ዝሃበና ዕላል ቀሪቡ ኣሎ።
    20 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ለካቲት 2023)
    ሓሙስ 16 ለካቲት 2023 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ኤርትራ ካብ ዕደና ቢሻ ልዕሊ 300 ሚልዮን ዶላር ግብሪ ከም ዝኣከበት ተፈሊጡ ጳጳሳት ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ተዓሪቖም። ወለዲ፣ ካብ ትግራይ ናብ ኤርትራ ናይ ዝተጨውዩ ሰባት ደሃይ ደቆም ክሓቱ ከም ዝጀመሩ ተገሊጹ። ኢትዮጵያ፥ ዓለምለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰ/መሰላት ስርሑ ክቋረፅ ዝሓትት ናይ ውሳነ ሓሳብ ከምዘዳለወት ኣፍሊጣ ኣብ ትግራይ ንኹሉ ዘሳትፍ ግዝያዊ መንግስቲ ንምምስራት ይስራሕ ከም ዘሎ ተገሊጹ። መበል 42 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ዝብሉን ካልእ ትሕዝቶታትን ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ። ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና “ግብረ ሰዶምነት፡ ናይዚ ዘመንዚ ሞራላዊ ትንግርቲ” ብዝብል ኣርእስቲ መጽሓፍ ዝጸሓፈ ዳዊት ዘወልዲ ዝገበርናዮ ዕላል ኣለና። ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ጥሮታ ወይ ሱፐር ገንዘብካ ምስዝጠፍእ ብኸመይ ክርከብ ከምዝከኣል ፥ ብተወሳኺ ናብ ወጻኢ ሃገር ኽትግዕዙ ከለኹም ወይውን ክትሞቱ ከለኹም ሱፐራኑዌሽንኹም ወይ ናይ ጥሮታ ገንዘብኩም እንታይ እዩ ዘጋጥሞ? ። ነዚ ዝምልከት ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያን ካልእ ትሕዝቶታትውን ቀሪብና ኣለና ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣውስትራሊያውያን ኣብ 2035 ብኤለክትሪክ እትሰርሕ መኪና ካብ ምግዛእ ወጻኢ ካልእ ምርጫ የብሎምን ተባሂሉ። ** ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ኣብ ዲሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ርእሲ ከተማ ኪንሻሳ ኣብ እተገብረ ስርዓተ ቅዳሰ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃ ዝፍጸም መጥቃዕቲ ደው ክብል ጸዊዖም ኣለዉ ። ** ጳጳሳት ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ተዓሪቖም።
    53 min
  • ተስፋ ዝሃበ ፍወሳ ንካንሰር ቆልዑ
    ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ንዝርከቡ ካንሰር ከምዘለዎም ንዝተመርመሩ ህጻውንቲ ዘሕዊ ፍወሳ ከምዝህሉ ተበሲሩ ። ኣብ ዓለም ናይ መጀመርታ ዝኾነን ሕክምና ኣብ ዓመት ልዕሊ 1000 ህጻናት ህይወቶም ከናውሑ ትጽቢት ይግበረሎም ፤
    4 min
  • ኣብ ትግራይ ንኹሉ ዘሳትፍ ግዝያዊ መንግስቲ ንምምስራት ይስራሕ ከም ዘሎ ተገሊጹ። (ጸብጻብ)
    መበል 42 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ጳጳሳት ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ተዓሪቖም። ኢትዮጵያ፥ ዓለምለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰ/መሰላት ስርሑ ክቋረፅ ዝሓትት ናይ ውሳነ ሓሳብ ከምዘዳለወት ኣፍሊጣ ኤርትራ ካብ ዕደና ቢሻ ልዕሊ 300 ሚልዮን ዶላር ግብሪ ከም ዝኣከበት ተፈሊጡ ወለዲ፣ ካብ ትግራይ ናብ ኤርትራ ናይ ዝተጨውዩ ሰባት ደሃይ ደቆም ክሓቱ ከም ዝጀመሩ ተገሊጹ። ዝብሉን ካልእ ትሕዝቶታትን ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ቀሪቡ ኣሎ።
    10 min
  • ናይ ጥሮታ ገንዘብካ ብኸመይ ትከላኸሎ፡ ንዝጠፍአ ብኸመይ ትረኽቦን ናብ ወጻኢ ምስትገይሽ እንታይ ትገብርን (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
    ናይ ኣውስትራሊያ ስርዓተ ጡረታ ሓደ ኣስራሒ ንጥሮታ ሰራሕተኛ ዝውዕል ብስሩዕ ኣብቲ ማዕከን ጥሮታ ወይ ሱፐር ገንዘብ ከቐምጥ የገድድ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ስሩዕ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ጥሮታ ወይ ሱፐር ገንዘብካ ምስዝጠፍእ ብኸመይ ክርከብ ከምዝከኣል ዝሕብር እዩ። ብተወሳኺ ናብ ወጻኢ ሃገር ኽትግዕዙ ከለኹም ወይውን ክትሞቱ ከለኹም ሱፐራኑዌሽንኹም ወይ ናይ ጥሮታ ገንዘብኩም እንታይ እዩ ዘጋጥሞ? ክንርእዮ ኢና።
    11 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ለካቲት 2023)
    ናይ ሎሚ ሰኑይ 13 ለካትት 2023 ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ምሉእ ትሕዝቶ ፡ *ኣብ እዋን ዉግእ ባጽዕ ካብዝተሳተፋ ክፍላተ ሰራዊት ሓንቲ ዝኾነት ክፍለ ሰራዊት 70 ኣባል ኮይኑ ኣብቲ ዉግእ ዝተሳተፈ ሙሴ ሃይለዝጊ፡ ተመኮሮኡ ኣብቲ ዉግእን ዘጋጠመ ኩነታትን ንድሕሪት ተመሊሱ ኣካፊሉና ኣሎ። ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ክቐርብ እዩ፡ *ልኡኽና ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ኣርእስታት፦ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ኤርትራን ክተጋጩ ትጽዕር ኣላ ክብል ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ከሲሱ። ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ውሱን ዕላማ ዝውዕል ማዕቀብ ክግበር ሂዩማን ራይትስ ዎች ፀዊዑ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ዝብሉን ካልእ ትሕዝቶታትን ክቐርብ እዩ።
    53 min
  • "ባጽዕ ኣብ 11 ለካቲት ነጻ ኣይወጸትን።" ኣብ ኲናት 'ፈንቅል' ዝተሳተፈ ኣባል ክ/ሰራዊት 70 ሙሴ ሳህለዝጊ
    ኣብ ኤርትራ፡ ከተማ ምጽዋዕ ብሓይሊታት ህዝባዊ ግምባር ካብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ነጻ ዝወጻትሉ ዝዝከረሉ ዘሎ ሰሙን እዩ። ኣብ እዋን ዉግእ ባጽዕ ካብዝተሳተፋ ክፍላተ ሰራዊት ሓንቲ ዝኾነት ክፍለ ሰራዊት 70 ኣባል ኮይኑ ኣብቲ ዉግእ ዝተሳተፈ ሙሴ ሃይለዝጊ፡ ተመኮሮኡ ኣብቲ ዉግእን ዘጋጠመ ኩነታትን ንድሕሪት ተመሊሱ ኣካፊሉና ኣሎ።
    19 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,863 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners