SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ሓልታት ራሻ ኣብ ዩክሬን ይደፍኡ፡ ምዕራባዊያን ንቻይና የጠንቅቑ።
    ሓይልታት ሩስያ ነታ ኣብ ዩክረይን እትርከብ ምብራቓዊት ከተማ ባክሙት ብምኽባብ፡ ነታ ኣብቲ ከባቢ ንዝርከብ ዞባ ዶንባስ ንምሓዝ ከም ቀንዲ ዕላማ ገይሮም ይደፍኡ ኣለዉ ። እቲ ውግእ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን ፡ ኣመሪካን መሻርኽታን ነቲ ቻይና ምስ ሩስያ ዘለዋ ርክብ ከም ዘተሓሳሰበን ብምግላጽ ፡ በይጂንግ ናብ ሞስኮ ኣጽዋር ከይትልእኽ ተማሕጺነን ኣለዋ ።
    7 min
  • ኣብ ማራቶን ቶክዮ ዝለዓለ 5 ተርታታት ኣትሌታት ኢትዮጵያ ወሲዶሞ፣ ራሄል ዳንኤል ኣብ ጉያ እግሪ መሮር ዝበለጸት ኮይና፣ ‘ተጻወቲ ማንቸስተር ዩናይትድ ብህይወቶም ዝተበልዕሉ ዘሕፍር ስዕረት’ ጋሪ ነቪል
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ሓሙሽተ ኢትዮጵያውያን ጎየይቲ ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ቶክዮ ካብ ሽዱሽተ ቦታታት ፖድየም ሓሙሽቲኡ ብምውሳድ ተዓዊቶም፣ * ኤርትራዊት ራሄል ዳኒኤልን ኣብ ዑደት ውድድር ጉያ እግሪ መሮር ኣትለቲክስ ዓለም 2022/2023 ዝለዓለ ተርታ ሒዛ ኣጠናቒቓ፣ * ሃገራዊት ጋንታ መንእሰያት ት23 ኢትዮጵያ ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ት23 ከምዘይትሳተፍ ድሕሪ ምፍላጣ ኣብ ናይ መወዳእታ ዙር መጻረዪ ግጥማት ኣልጀርያ ኣንጻር ጋና ክትገጥም ምዃና ተፈሊጡ፣ * ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ኣብ ዝተኻየዱ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ኣርሴናል መሪሕነታ ክትዕቅብ እንከላ ሊቨርፑል ከኣ ምስራዊ ኮኾብ መሓመድ ሳላሕ ናይ’ታ ጋንታ ዝለዓለ ሽቶ ኣመዝጋቢ ኣብ ዝኾነሉ ታሪኻዊ ዕለት ንጎረቤታን ዝዓበየት መቐናቕንታን ማንቸስተር ዩናይትድ ኣብ ታሪኽ ግጥማት ክልቲኤን ጋንታታት ዝዓበየ ዝኾነ 7-0 ስዒራታ፣
    13 min
  • “ንጥልያን ብፍላይ ኣብ ኣምባ ላጄ ከምዘይነበረ ዝገበርዎ ራእሲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እዮም።” ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ መም/ ግርማይ ገብረጻድቕ
    እቲ ናይ ጸለምቲ ህዝቢታት ሓበን ተባሂሉ ዝንገረሉ ኣብ ዓድዋ ኣብ ልዕሊ ገዛእቲ ጥልያን ዝተፈጸመ ዉግእን ዓወትን ንመበል 127 ዓመት ይዝከር ኣሎ። ነዚ ብዝምልከት ምስ ጸሓፊ ታሪኽን መምህር ግርማይ ገብረጻድቕ ዝገበርናዮ ዕላል ሎሚ ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል ቀሪቡ ኣሎ።
    15 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 መጋቢት 2023)
    ሓሙስ 2 መጋቢት 2023 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ እቲ ናይ ጸለምቲ ህዝቢታት ሓበን ተባሂሉ ዝንገረሉ ኣብ ዓድዋ ኣብ ልዕሊ ገዛእቲ ጥልያን ዝተፈጸመ ዉግእን ዓወትን ንመበል 127 ዓመት ይዝከር ኣሎ። ነዚ ብዝምልከት ምስ ጸሓፊ ታሪኽን መምህር ግርማይ ገብረጻድቕ ዝገበርናዮ ዕላል ሎሚ ቀዳማይ ክፋል ቀሪቡ ኣሎ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ዝሓዘ እዩ። ፓትርያሪክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ኣቡነ ማትያስ፡ ኣብ ትግራይ ካብ ዝውላዕ ኲናት ንንየው ንፈለማ እዋን ናብ ትግራይ ኣምሪሖም። ኣብ ትግራይ ዋዕላ ምጥያስ ግዜያዊ ምምሕዳር ይካየድ ኣሎ። ልዕሊ 60 ዓለምለኻውያን ትካላት መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንዘቕረቦ ጥርዓን ተቓዊመንኦ። ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ 4 ቢልዮን ዶላር ከምዘድሊ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥ ኣብ ኣውስትራሊያ ፍቓድ መዘወሪ ማኪና ብኸመይ ትረክብብዝብል ኣርእስትን ካልእ ትሕዝቶታትውን ቀሪብና ኣለና ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣሰራርሓ ፖስታ ኣውስትራሊያ ምምዕርራይ ክግበረሉ እዩ ። ** ሰራሕተኛታት ኣድሕን ፡ ነቲ ኣብ ማእከላይ ግሪኽ ዘጋጠመ ሓደጋ ባቡር ስብርባራት ይምርመሩ ። ** ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ልኡል ዘውዲ ቀዳማይ ሚኒስተር መሓመድ ቢን ሳልማን ተራኺቡ ዘተ ከም ዘካየደ ተገሊጹ።
    53 min
  • “ዓወት ዓድዋ በቲ ኣብ በዓል ኮዓቲት፡ ሰንዓፈን ኣምባላጄን ዝተገብረ ዉግእ ዝመጸ’ዩ ክበሃል ይከኣል።” ጸሓፊ ታሪኽ ግርማይ ገብረጻድቕ
    እቲ ናይ ጸለምቲ ህዝቢታት ሓበን ተባሂሉ ዝንገረሉ ኣብ ዓድዋ ኣብ ልዕሊ ገዛእቲ ጥልያን ዝተፈጸመ ዉግእን ዓወትን ንመበል 127 ዓመት ይዝከር ኣሎ። ነዚ ብዝምልከት ምስ ጸሓፊ ታሪኽን መምህር ግርማይ ገብረጻድቕ ዝገበርናዮ ዕላል ሎሚ ቀዳማይ ክፋል ቀሪቡ ኣሎ።
    16 min
  • ናይ መንእሰያት ርእሰ ቅትለትን ጭንቀት ኣእምሮን ንምግታእ ምሕምባስ
    ካብ ኢያን ቶርፔ ንላዕሊ ዝሕምብሱ ሰባት ብዙሓት ኣይኮኑን። ኣብዚ ሕጂ እዋን ድማ እቲ ፍሉጥ ኦሎምፒያዊ ንኣገልግሎታት ጥዕና ኣእምሮ ዝኸውን ንመንእሰያት ካብ ርእሰ-ቅትለት ንምክልኻልን ኢሉ ናይ ገንዘብ ዉህለላ ንምግባር ኣብ ዝግበር ዘሎ ጎስጓስ ይመርሕ ኣሎ ።
    6 min
  • ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ልኡል ዘውዲ ቀዳማይ ሚኒስተር መሓመድ ቢን ሳልማን ተራኺቡ ዘተ ከም ዘካየደ ተገሊጹ።
    ፓትርያሪክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ኣቡነ ማትያስ፡ ኣብ ትግራይ ካብ ዝውላዕ ኲናት ንንየው ንፈለማ እዋን ናብ ትግራይ ኣምሪሖም። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ልኡል ዘውዲ ቀዳማይ ሚኒስተር መሓመድ ቢን ሳልማን ተራኺቡ ዘተ ከም ዘካየደ ተገሊጹ። ኣብ ትግራይ ዋዕላ ምጥያስ ግዜያዊ ምምሕዳር ይካየድ ኣሎ። ልዕሊ 60 ዓለምለኻውያን ትካላት መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንዘቕረቦ ጥርዓን ተቓዊመንኦ። ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ 4 ቢልዮን ዶላር ከምዘድሊ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
    8 min
  • ኣብ ኣውስትራሊያ ፍቓድ መዘወሪ ማኪና ብኸመይ ትረክብ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
    ማኪና ምዝዋር ናጽነትን ናይ ስራሕ ዕድላትን ዘውህብ እኳ እንተዀነ: ድሕነት ጽርግያታት ኣብ ምዕቃብ ዓቢ ሓላፍነት ዘሰክም እውን እዩ ። ኣብ ኣውስትራሊያ ኣሽከርከርቲ ሙሉእ ፍቓድ ቅድሚ ምርካቦም ብዙሕ ምርመራታት ከሕልፉ ኣለዎም ። ስደተኛታት ናይ ወጻእ ሃገር ፍቓድ ብናይ ኣውስትራሊያ ፍቓድ ብናይ ምዉፃእ መስርሕ ንምቕያር ይፍቐደሎም ይኸውን ፤ እዚ ግን ኣብ ውልቃዊ ኩነታቶም እዩ ዝምርኮስ ።
    11 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 ለካቲት 2023)
    ናይ ሰኑይ 27 ለካቲት ለካቲት 2023 ዝተቐረቡ ናይ ሓደ ሰዓት ትሕዝቶ፡ ልኡኽና ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ኣርእስታት፦ ኤርትራ - ሆስፒታል ከረን 'መነጸር ዓይኒ ከፍሪ ጀሚሩ' ተባሂሉ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብ6.1 ቢልዮን ብር ስምምዕ ፕሮጀክት ምህናፅ መገዲ ተፈራሪሙ። ኣብ ኦሮምያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ደርቂ ልዕሊ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ከምዝደልዮም ተገሊጹ። ኤርትራ: ውሳነ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንወራር ሩስያ ኣብ ዩክሬይን ተቓዊማ። ሩስያ ንዩክረይን ዝወርረትላ ቀዳመይቲ ዓመት ኣብዝዝከረሉ፡ ህዝቢ ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ምስ ዩክረይን ኣጋርነቱ ብምርኣይ ብዝተፈላለዩ ኣገባባት ዘኪሩ ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ: ኣርእስታት ዜና፥ ** ንነበርቲ ኣውስትራሊያ ንምጉዳእ ብሕቡእ ዝሰርሑ ናይ ወጻእ መንግስታት ንዝግበር ዝኾነ ዓይነት ፈተነ ምስላይ ሪፖርት ክገብሩ ምሕጽንታ ቀሪቡ ። ** ኣብ ናይጀርያ ውጽኢት ናይቲ ዝተገብረ ምድማጽ ምርጫ ሓሙሽተ መዓልቲ ክወስድ ከም ዝኽእል ሰበ-ስልጣን ኣፍሊጦም። ** ኣብ ቅድድም ዙር ሩዋንዳ 2023 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ተዓዊቱ ።
    54 min
  • ኤርትራ: ውሳነ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንወራር ሩስያ ኣብ ዩክሬይን ተቓዊማ።
    ልኡኽና ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ኣርእስታት፦ ኤርትራ - ሆስፒታል ከረን 'መነጸር ዓይኒ ከፍሪ ጀሚሩ' ተባሂሉ። ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብ6.1 ቢልዮን ብር ስምምዕ ፕሮጀክት ምህናፅ መገዲ ተፈራሪሙ። ኣብ ኦሮምያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ደርቂ ልዕሊ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ከምዝደልዮም ተገሊጹ። ኤርትራ: ውሳነ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንወራር ሩስያ ኣብ ዩክሬይን ተቓዊማ።
    6 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,873 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners