SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ገምጋም መወዳእታ ዓመት (2022)፡ ንክኢላታት ጥዕና ዝተፈታተኑ ሓደስቲ ቫይረሳትን ሕማማት ዝፍውሱ ሓደስቲ መድሂናታትን ዝተበራረዩላ ዓመት
    እዚ ዓመት ምስ ጥዕና ዝተኣሳሰሩ ቃልስታት፣ ቀይድታት፣ ምዕጻዋትን ሞታታትን ዝዓብለልዎ ኔሩ፣ እንተኾነ ግን ተመራመርቲ ስነፍልጠት ፈውስታት፣ ክታበታትን ሕማም ዘጥፍኡ መድሃኒታትን ንምርካብ ኣብ ዝሰርሕሉ፣ ነቶም ዝሓመሙን ነቶም ሓደስቲ ጸገማት ጥዕና ከየሕምቖም ፍርሒ ዘለዎምን እቲ መጻኢ ብሩህ ይመስል ኣሎ። 2022 ብመንጽር መዳይ ጥዕና ከመይ ሓሊፋ?
    20 min
  • 'ዓድና ብምምላስና ዳግማይ ኢና ተፈጢርና' - ኣብ መቐለ ምስ ስድራቤቶም ዝተሓወሱ ተጋሩ፣ ኣቡነ ፍቕረማርያም ሓጎስ ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖም
    ጸብጻባት ዜና * ኣብ መቐለ ድሕሪ 17 ኣዋርሕ ስሩዕ በረራ ተጀሚሩ፣ ኢንተርነትን ስልክን ውን ተኸፊቱ፣ * ናብ መቐለ ብነፋሪት ብምጋሽ ምስ ስድራቤቶም ዝተሓወሱ ተጋሩ ዳግም ከም ዝተፈጥሩ ኮይኑ ከም ዝተሰምዖም ገሊጾም፣ * ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ከይወጸ ዘላቒ ሰላም ዝሕሰብ ከም ዘይኮነ ሓደ ካብ ተላዘብቲ ትግራይ ተዛሪቡ፣ * ጉዳይ ባሕሪ መሰረት ህላወና እምበር መጋየጺ ኣይኮነን ክብል ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሪር አድሚራል ክንዱ ገዙ ተዛሪቡ፣ * ካቶሊካዊ ጳጳስ ኤርትራ ሰበኻ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ ካብ ቤት ማእሰርቲ ተፈቲሖም፣ * ኣብ ሕቡራት ሃገራት ቀዋዊ ወካሊ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ካብ ሓላፍነቱ ተሰናቢቱ
    11 min
  • ገምጋም መወዳእታ ዓመት (2022)፡ ብወራር ሩስያን መቕተልቲ ሺንዞ ኣበይን ጀሚራ ብዓወት መሲን ኣርጀንቲናን ትዛዘም ዘላ ዓመት
    ኣብ’ዚ ንሓልፎ ዘለና ዓመት፣ ዓለም ካብ’ቲ ዝኸፍአ ኩነታት ናይ’ቲ ለበዳ ክትወጽእ ኣብ ዝጀመረትሉ፣ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ብኲናት ተሰናቢዱን ብስፖርታዊ ዓወታት ከኣ ተጸናኒዑ። 2022 ወራራት፣ ፖለቲካዊ መቕተልታት፣ ምዕልቕላዓትን ሕልፈት ህይወት ሓንቲ ንግስትን ተዓዚባ፣ እዚ ግን እቲ መበገሲ ጥራይ’ዩ ኔሩ።
    11 min
  • ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ታሕሳስ 2022)
    ዜና ጸብጻባት ዜና * ድሕሪ ናይ 2 ዓመታት ኲናት ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌዴራል ናብ መቐለ ኣምሪሑ። * ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ "ከይዲ ኣፈፃፅማ ስምምዕ ፕሪቶርያ ተስፋ ዝህብ ምዃኑ ሓቢሩ። * ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣሜሪካን እንግሊዝን ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ፣ መሰረታውያን ኣገልግልታት ክምለሳ ፀቕጢ ኣሐይለን። * ዕጡቓት ኣምሓራን ሰራዊት ኤርትራን ሕጂ ውን ብምቕታል፣ ምግፋዕን ምዕማጽ ደቀንስትዮን ተኸሲሶም። * ኢጋድ ንተግባራውነት እቲ ስምምዕ ሰላም ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ። * ላዐለዋይ ኣማኻሪ መገዲ ኣየር ዴልታ ዝኾኑ ኣቶ ተወልደ ገብረማርያም ኣብ ኬንያ ሓዱሽ መሪሕነት ክረኽቡ ምዃኖም ተገሊጹ። ነቶም በዓል ልደት ሰንበት ዘብዓልኩም እንቋዕ ኣብቅዓኩም እናበልና መልእኽቲ በዓል ልደት ካብ መራሕቲ ኣውስትራልያ ከነቕርብ ኢና። ካብ ግጭታት ዓለም ናብ ተፈጥሮኣዊ ዕንወታት ኣብ ዓዲ፡ ዘቤታውን ዓለምለኻውን ክስተታት ኣብ 2022 ንፖለቲከኛታት ኣውስትራልያ ጸሚዶሞም። ኣውስትራልያውያን ኣብ ወርሒ ግንቦት ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር መሪጾም፡ ንባህልን ስነምግባርን ኣብ ኣዳራሻት ባይቶ ዝምልከቱ ግን ዘየቋረጹ ሕቶታት ኣብ'ዚ ዓመት ብዓብላሊ ቀሪቦም። ነዚ ዝገልጽ ትሕዝቶ እዚ ሒዝናዮ ዘለና እዋን ቅነ ኣውደኣመትን ሓድሽ ዓመት ፈረንጂን ብምዃኑ ካብ ልደት ብኣቆጻጽራ ግሪጎሮሳውያን ክሳብ ልደት ብኣቆጻጽራ ግእዝ ንበዓል ልደት ዝምልከቱ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ብተኸታታሊ ከነቕርበልኩም ኢና። ንሎሚ ንኣመጻጽኣ በዓል ልደት፣ ንምንታይ ኣብ ዝተፈላለዩ ዕለታት ይበዓልን እቲ መዓልቲ ብሓቂ መዓልቲ ልደት ኢየሱስ ድዩ ንዝብሉ ሕቶታት መረዳእታ ክህብ ዝፍትን ብቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል ዝቐረበ ትሕዝቶ ናባኹም ከነብሎ ኢና። ኣብ ሰሙናዊ መደብ ስፖርት: *ፈደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንወጻኢታት ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ወይ ቻን ኣብ ምሽፋን መንግስቲ ክሕግዞ ሓቲቱ፣ *ኣሰልጣኒ ዉበቱ ኣባተ ኸኣ ናብ’ቲ ውራይ ሒዝዎም ዝኸይድ 28 ተጻወቲ መሪጹ፣ *ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ግጥማት ጋንትኡ ኒውካስትል ዩናይትድ ኣብ በዓላት ልደትን ሓድሽ ዓመትን ከምዘይጻወት ተፈሊጡ፣ *ድሕሪ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ቐጠር ትጽቢታት ሃገራዊት ጋንትኦም ከማልኡ ዘይከኣሉ ብዙሓት ኣሰልጠንቲ ካብ ቦትኦም ክስጎጉ ወይ ባዕሎም ክሰናበቱ’ንከለው ካልኦት ኣብ ተጠንቀቕ ይርከቡ
    56 min
  • ድሕሪ ናይ 2 ዓመታት ኲናት ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌዴራል ናብ መቐለ ኣምሪሑ፣ 'ከይዲ ኣፈፃፅማ ስምምዕ ፕሪቶርያ ተስፋ ዝህብ'ዩ' ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
    ጸብጻባት ዜና: * ድሕሪ ናይ 2 ዓመታት ኲናት ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌዴራል ናብ መቐለ ኣምሪሑ። * ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ "ከይዲ ኣፈፃፅማ ስምምዕ ፕሪቶርያ ተስፋ ዝህብ ምዃኑ ሓቢሩ። * ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣሜሪካን እንግሊዝን ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ፣ መሰረታውያን ኣገልግልታት ክምለሳ ፀቕጢ ኣሐይለን። * ዕጡቓት ኣምሓራን ሰራዊት ኤርትራን ሕጂ ውን ብምቕታል፣ ምግፋዕን ምዕማጽ ደቀንስትዮን ተኸሲሶም። * ኢጋድ ንተግባራውነት እቲ ስምምዕ ሰላም ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ። * ላዐለዋይ ኣማኻሪ መገዲ ኣየር ዴልታ ዝኾኑ ኣቶ ተወልደ ገብረማርያም ኣብ ኬንያ ሓዱሽ መሪሕነት ክረኽቡ ምዃኖም ተገሊጹ።
    10 min
  • ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ምሉእ ብምሉእ ክሳብ ዝሓዊ ክንጽበዮ ኢና - ኣሰልጣኒ ኒው ካስትል ኤዲ ሃው
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (26/12/2022) * ፈደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ነቲ ኣብ ኣልጀርያ ዝካየድ ግጥማት ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ወይ ቻን ዝህልዎ ወጻኢታት ኣብ ምሽፋን መንግስቲ ክሕግዞ ሓቲቱ ተባሂሉ፣ * ኣሰልጣኒ ዉበቱ ኣባተ እቶም ናብ’ቲ ውራይ ሒዝዎም ዝኸይድ 28 ተጻወቲ መሪጹ፣ * ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ግጥማት እንግሊዛዊት ጋንትኡ ኒውካስትል ዩናይትድ ኣብ እዋናት’ዞም በዓላት ልደትን ሓድሽ ዓመትን ከምዘይጻወት ተፈሊጡ፣ * ድሕሪ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ቐጠር ትጽቢታት ሃገራዊት ጋንትኦም ከማልኡ ዘይከኣሉ ብዙሓት ኣሰልጠንቲ ካብ ቦትኦም ክስጎጉ ወይ ባዕሎም ክሰናበቱ’ንከለው ካልኦት ሕቶታት ኣብ ልዕሊኦምን ብቕዓቶም ቀሪቡ ኣብ ተጠንቀቕ ይርከቡ፣
    11 min
  • መራሕቲ ኣውስትራልያ መልእኽቲ በዓል ልደት የመሓላልፉ፣ ነጋድያንን በጻሕትን ናብ ቤት ልሔም ይምለሱ
    ፈለማ ንኩልኹም ነዚ በዓላት ተብዕሉ ኣመንቲ ክርስትና ካብ’ዚ ካብ ኤስቢኤስ ትግርኛ እንቋዕ ኣብጽሓኩም ንብል። መራሕቲ ኣውስትራልያ መልእኽቲ ኣውደኣመት ናብ ማሕበረሰብ ኣመሓላሊፎም። ነጋድያንን በጻሕትን ናብ ቤት ልሔም ክመጹ ጀሚሮም።
    7 min
  • ገምጋም መወዳእታ ዓመት (2022)፡ ተፈጥሮኣዊ ዕንወታትን ግጭታት ዓለምን ንፖለቲከኛታት ዝጸመዱ ክስተታት
    ካብ ግጭታት ኣብ ካልኦት ክፋላት ዓለም ናብ ተፈጥሮኣዊ ዕንወታት ኣብ ዓዲ፡ ክልቲኦም ዘቤታውን ግሎባውን ክስተታት ኣብ 2022 ኣብ ኣእምሮ ፈደራል ፖለቲከኛታት ኣውስትራልያ ተመላሊሶም። ኣውስትራልያውያን ኣብ ወርሒ ግንቦት ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር መሪጾም፡ እንተኾነ ግን ዘየቋርጹ ሕቶታት ብዛዕባ ባህልን ስነምግባርን ኣብ ኣዳራሽ ባይቶ ወይ ፓርላመንት ሃውስ ኣብ'ዚ ዓመት ብዓብላሊ ቀጺሎም።
    8 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ታሕሳስ 2022)
    ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስቢኤስ ትግርኛ ጸብጻብ ሓደስቲ ዜናታት ገምጋም መወዳእታ ዓመት (2022)፥ ቁጠባን ፋይናንስን መቐጸልታ ቃለ መሕትት ምስ ጸሓፊን ጋዜጠኛን ሳሙኤል ገብረህይወት (ዓካ ዓካ)ን ጸሓፊን ኣቦወንበር ፔን ኤርትራ ዓወት ፍስሃየን መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ - ኣምቡላንስ ከመይ ጌርኩም ትጽውዑ፧ ክትከፍሉ ይግባኣኩም ድዩ፧
    56 min
  • ገበናት ኲናት ትግራይ ዝምርምር ጉጅለ ክኢላታት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሓድሽ ኣቦ መንበር መሪጹ፣ ወተሃደራት ሶማልያ ካብ ኤርትራ ንዓዶም ምምላስ ጀሚሮም
    ጸብጻብ ሓደስቲ ዜናታት * ገበናት ኲናት ትግራይ ዝምርምር ጉጅለ ክኢላታት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሓድሽ ኣቦ መንበር ምምራጹ ኣፍሊጡ፣ * ላዕለዎት ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ኣብ ናይሮቢ ይዛተዩ ኣለዉ፣ * ኣብ ኤርትራ ካብ ዘለዉ ወተሃደራት ሶማልያ ንዓዶም ምምላስ ጀሚሮም፣ * መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገሩ ተዓጊቶም ዝነበሩ ወተሃደራት ጁቡቲ ንዓዶም ሰዲዱዎም፣
    7 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,863 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners