SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • How should we talk to children about antisemitism? - SBS Examines: ብዛዕባ ጸረ-ሴማውነት ንህጻናት ከመይ ገይና ነዘራርቦም፧
    Hearings for the Royal Commission on Antisemitism and Social Cohesion have revealed many victims and perpetrators of antisemitism in Australia are children. How do we discuss the issue in an age-appropriate way? - መርማሪ ኮሚሽን ኣብ ጉዳያት ጸረ-ሴማውነትን ማሕበራዊ ምትእስሳርን (The Royal Commission on Antisemitism and Social Cohesion) ብዙሓት ግዳያትን ፈጸምትን ጸረ-ሴማውነት ኣብ ኣውስትራልያ ህጻናት ምዃኖም ኣመልኪቱ። ከመይ ገይርና ነዚ ጉዳይ ምስ ዕድመ ብዝሰማማዕ ኣገባብ ንዝትየሉ፧
    12 min
  • What to expect when visiting the veterinarian - ናብ ሓኪም እንስሳ (veterinarian) ኣብ ትበጽሕሉ ዝጽበየኩም ኩነታት፡ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
    Regular veterinary visits play an important role in keeping your pet healthy and happy. Find out what to expect at a veterinary clinic in Australia, from routine check-ups and vaccinations to advice on caring for your pet’s wellbeing. - ኣዘውቲርካ ናብ ሓኪም እንስሳ ምኻድ ፡ ትውንኖ እንስሳ ጥዑይን ሕጉስን ክኸውን ኣገዳሲ ግደ ኣለዎ ። ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ዝርከብ ክሊኒክ ሓኪም እንስሳ እንታይ ክትጽበ ከምዘለካ ፤ ካብቲ ልሙድ ምርመራታትን ክታበታትን ንድሕንነት ናይ ገዛ እንስሳኻ ብኸመይ ክትኣልዮ ከምዘለካ ምኽሪ ርኸብ ።
    9 min
  • “ወዲ ሓሙሽተ ዓመት ኮይነ ምስ ኣቦይ ቡን እተክል ነይረ”- መስራቲ ኣገዮ ኮፊ ዳኒኤል ስዩም
    ዳኒኤል ስዩም ምስ በዓልቲ ቤቱ ሶልያናን ወዲ ሽዱሽተ ወርሒ ወዶምን ፡ ኣብ 2016 ኣኣ፡ ን ወለዱ ኣብ ናይ ቡን ሕርሸኦም ንምሕጋዝ፡ ካብ መልበርን ናብ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ እትርከብ ገጠር ኣገዮ ከይዶም። ድሕሪ ናይ ሰለስተ ዓመታት ናይ ሃገረሰብ ናብራ ናብ መልበርን ተመሊሶም፡ ኣገዮ ኮፊ ዝተባህለ ካፌ፣ መቕለውን መከፋፈልን ቡን ዘጠቓልል ትካል ከፊቶም። ኣብ ከባቢ ኮሊንውድ ዝርከብ ኣገዮ ኮፊ ካብቶም ብኣፍሪቃውያን ዝውነኑ ፍሉጣት ካፌታት መልበርን ሓደ እዩ። ቡን ካብ ዘፍርዩ ሓረስቶት ዝተወለደ ዳኒኤል፡ ብዛዕባ ምስ ቡን ዘለዎ ምትእስሳር፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮ ፃንሒትን ሞያኡን ምስ ሃይሉ ሳህለ ኣውጊዑ ኣሎ።

    Check out our podcast collection here
    29 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (02 ሰነ 2026)
    ** ቀዳማይ ምኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ስልጣኑ ንተወሳኺ 5 ዓመታት ዘናውሕ ምርጫ ኣብ ኢትዮጵያ ክግበር ውዒሉ... ** ሕዝቦላህ ነቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ደቡብ ቤሩት እተካይዶ መጥቃዕቲ ደው ንምባል ብኣመሪካ ዝቐረበ እማመ ከም እተቐበሎ ገሊጹ ተባሂሉ... ** ኣብ ወርሒ ግንቦት ፡ ኣብ ሲድኒ ብ 0.9 ሚእታዊት ፡ ኣብ መልበርን ድማ ብ 0.8 ሚእታዊት ዋጋታት ገዛ ጎዲሉ ።
    6 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (01 ሰነ 2026)
    ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (01 ሰነ 2026)

    ን ሎሚ ሰኑይ 1 ሰነ 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም።


    ኣብ ሕቡራት ህገራት ኣመሪካ ኣብ 1968 በቶም ንልጣን ዝበሓቱ ስሩታት ፖሎቲካ (establishment) ፍጊዕ ዝበሎ ብ Youth International Party ጽዋዕ ሰልፊ መንእሰያት ፕረሲደንት ክኸውን ከም ሕጹይ ምርጫ ንሓደ ሓሰማ ኣቕሪቡ፡ ስም ናይቲ ሕጹይ ድማ ፒጋሱስ ሰምይዎ። እዚ ኣብቲ ፖለቲካ ናይ ኣመሪካ መእተዊ ቀዳድ ዝሰኣነ ጉጅለ መንእሰያት ካብኡ ኣይትሕለፉ ኢሉ ከምተቕዉሞ ዘረቦ ሕጹይ ዩ። እቲ ፕረሲደንት ክኸውን ዝተሓጽየ ሃሰማ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ኣብ ቺካጎ ቀሪቡ ነይሩ። ኣብ ቅድሚ ሕጹይ ፕረሲደንቶም ድማ ብዙሓት ብፖሊስ ተቐየዱ።

    ነዚ ትሕዝቶን ካልእን ዝሓዘ ብዛዕባ ምርጫ ሓደ ትሕዝቶ ኣለና።

    ሓደስቲ ትንበያታት ክሊማ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ልዑል ትርኽእሎ ዝተቐላጠፈ ምውዓይ ኣብ መላእ 2030 ክህሉ ይእምቱ፡ መሬት እቲ ክብረወሰን ዝወዓየ ተባሂሉ ዝተመዝገበላ ዓመት ዝሓምሸሸትሉን ቀጻሊ ነቲ ኣብ 2015 ንድሕነት ቅቡል'ዩ ተባሂሉ ዝተቐመጠ ደረት ክሊማ ዓለም ሓሊፋ ዝኸደትሉን ኮይኑ'ሎ። ነዚ ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶ ምስ ቀረበ

    ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ’ ክቐርብ እዩ፡ ኣርእስታቱ ድማ፡

     

    ልዕሊ 50 ሚሊዮን ህዝቢ ድምጺ ንምሃብ ተመዝጊቡሉ ዝተብሃለ መረፃ ኢትዮጵያ ሎምዓንቲ ይካየድ ኣሎ።

    ትግራይ ኣብዚ ዕለት ንካልኣይ ጊዜ ሃገራዊ መረጻ ኢትዮጵያ ከይተኻየደላ ትተርፍ ዘላ ክልል ኮይና ኣላ።

    ልኡኽ ‘ዩኔስኮ’፡ ምስ ላዕለዎት ሰብ-መዚ ኤርትራ ዕውት ዘተ ከም ዘካየደ ሓቢሩ።

    ብልዕሊ 17 ቢሊዮን ብር ካፒታል ዝተጣየሸ ፋብሪካ ሲሚንቶ ተጎጋ ስራሕ ንምጅማር ዘኽእሎ ማሽነሪታት ናብ ትግራይ የእትዉ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

    ኢትዮጵያ ኣብዚ ቅንያት ንዝተነጽገ ኣከፋፍላ ልቓሕ ወጻኢ ዝምልከት ሓደስቲ መማረጺታት ትደሊ ምህላዋ ተገሊጹ።

     

    ኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሃቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም።

     

    ኣርእስታት ዜና፥

    መንግስቲ ብዛዕባ ኣብ ግብሪ ክገብሮ መዲብዎ ዘሎ ምምሕያሽ ዝምልከት ሰልፊታት ዋን ኔሽን፡ ግሪንስን ሰልፊ ጥምረትን ብቐጻሊ ይነቕፍዎ ኣለዉ ።

    ካብ 1 ሰነ ጀሚሩ ኣብ ቪክቶርያ ዝነብሩ ን ህዝባዊ መጓዓዝያ ፡ ክሳዕ መወዳእታ ናይ "ዚ ዓመት" ዚ ፍርቂ ዋጋ ጥራይ ክኸፍሉ እዮም።

    ኢትዮጵያውያን ኣብቲ እቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ብገፊሕ ክዕወት ትጽቢት ዝግበሮ ምርጫ ሎሚ [1 ሰነ] ድምጾም ክህቡ እዮም ።

     

    45 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (01 ሰነ 2026)
    ኣርእስታት ዜና፥ መንግስቲ ብዛዕባ ኣብ ግብሪ ክገብሮ መዲብዎ ዘሎ ምምሕያሽ ዝምልከት ሰልፊታት ዋን ኔሽን፡ ግሪንስን ሰልፊ ጥምረትን ብቐጻሊ ይነቕፍዎ ኣለዉ ። ካብ 1 ሰነ ጀሚሩ ኣብ ቪክቶርያ ዝነብሩ ን ህዝባዊ መጓዓዝያ ፡ ክሳዕ መወዳእታ ናይ "ዚ ዓመት" ዚ ፍርቂ ዋጋ ጥራይ ክኸፍሉ እዮም። ኢትዮጵያውያን ኣብቲ እቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ብገፊሕ ክዕወት ትጽቢት ዝግበሮ ምርጫ ሎሚ [1 ሰነ] ድምጾም ክህቡ እዮም ።
    13 min
  • ምርጫ፡ መረፃ፥ መረጻ
    ኣብቲ ሎሚ ሰኑይ ብ ኣቋጻጽራ ግእዝ 24 ግንቦት ዝካየድ ምርጫ፡ ን42 ፖለቲካዊ ውድባት ን 80 ውልቀ ሕጹያትን ዝውክሉ ልዕሊ 10,430 ሕጹያት ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝብታት ክልልን ፌደራልን ኣባልነት ክወዳደሩ እዮም። ልዕሊ 54 ሚልዮን ሰባት ንምምራጽ ተመዝጊቦም ኣለዉ። ሙሉእ ህዝቢ ክልል ትግራይን ኣብ 8 መረፃ ክልል ዝነብር ህዝቢ ክልል ኣምሓራን ፅባሕ መፃኢ መራሕቱ ኣይመረፅን። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ 70 ዓመታት ካብ ዝተኻየዱ ኩሎም መረፃታት እቲ ኣብ 2005 ዝተኻየደ መረፃ ብብዙሓት ዝድነቕ እዩ። እቲ ምርጫ ካብ ዝካየድ ሎሚ ዓመት መበል 21 ዓመት ኮይንዎ ኣሎ።
    8 min
  • ልዕሊ 50 ሚሊዮን ህዝቢ ድምጺ ንምሃብ ተመዝጊቡሉ ዝተብሃለ መረፃ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። (ጸብጻብ)
    ትግራይ ኣብዚ ዕለት ንካልኣይ ጊዜ ሃገራዊ መረጻ ኢትዮጵያ ከይተኻየደላ ትተርፍ ዘላ ክልል ኮይና ኣላ። ልኡኽ ‘ዩኔስኮ’፡ ምስ ላዕለዎት ሰብ-መዚ ኤርትራ ዕውት ዘተ ከም ዘካየደ ሓቢሩ። ብልዕሊ 17 ቢሊዮን ብር ካፒታል ዝተጣየሸ ፋብሪካ ሲሚንቶ ተጎጋ ስራሕ ንምጅማር ዘኽእሎ ማሽነሪታት ናብ ትግራይ የእትዉ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ኣብዚ ቅንያት ንዝተነጽገ ኣከፋፍላ ልቓሕ ወጻኢ ዝምልከት ሓደስቲ መማረጺታት ትደሊ ምህላዋ ተገሊጹ።
    12 min
  • That’s not a heatwave, THIS is a heatwave, says WMO - ኤውሮጳን ኤስያን ሙቐት ተለብሊበን፣ ውድብ ሜትዮሮጂ ዓለም ግን 'እዚ'ዩ እቲ ማዕበል ሙቐት' ይብል
    A new World Meteorological Organisation report has found the odds are high that the next five years will smash global heat records.The new United Nations climate projections forecast a high likelihood of more speeded-up warming through 2030, with Earth smashing its record for the hottest year and regularly surging past the international climate limit set as safe in 2015. - ውድብ ሜቲዮሮሎጂ ዓለም ዘውጽኦ ሓደ ጸብጻብ ዝመጹ ሓሙሽተ ዓመታት ንግሎባዊ መዛግብቲ መጠን ሙቐት ክሓማሽሹ ምዃኖም ልዑል ተኽእሎ'ሎ ክብል ደምዲሙ። እዞም ሓደስቲ ትንበያታት ክሊማ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ልዑል ትርኽእሎ ዝተቐላጠፈ ምውዓይ ኣብ መላእ 2030 ክህሉ ይእምቱ፡ መሬት እቲ ክብረወሰን ዝወዓየ ተባሂሉ ዝተመዝገበላ ዓመት ዝሓምሸሸትሉን ቀጻሊ ነቲ ኣብ 2015 ንድሕነት ቅቡል'ዩ ተባሂሉ ዝተቐመጠ ደረት ክሊማ ዓለም ሓሊፋ ዝኸደትሉን ኮይኑ'ሎ።
    7 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,865 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners