SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (28 ግንቦት 2026)
    ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ኣውስትራሊያ ዓይነት ሓደ ሽኮርያ (type one diabetes) ንኸይወጽእ ክደናጐ ዝኽእል መድሃኒት ኣብ ጥቕሚ ክውዕል ጸዲቑ። ካናዳ ፡ ካብ ብኢቦላ እተጠቕዓ ሃገራት ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ፡ ኡጋንዳ ወይ ደቡብ ሱዳን ዝመጹ ገያሾ ፡ ን21 መዓልቲ ርእሶም ኪግልሉ ኽትሓትት ክትጅምር እያ ። ኣብቲ ኣብዚ ዓመት ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝግበር ናይ ሓጅ ጕዕዞ ፡ ልዕሊ 1.7 ሚልዮን ሰዓብቲ እምነት ምስልምና ተሳቲፎም ። ኒው ሳውዝ ዌልስ ኣብ ናይ ፈለማ ግጥም ስቴት ኦፍ ኦሪጂን ብ 22-20, ተዓዊታ።
    13 min
  • በዓል ዒድ ኣል-ኣድሓ ኣስመራን መቐለን ሓዊስካ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተኸቢሩ ውዒሉ። (ጸብጻብ)
    ጉዳይ ዶብ ምስ ኤርትራ ብግዝያዊ ስምምዕ ክድቅስ ኢትዮጵያዊ መንግስታዊ ትካል ሓቲቱ። ፕረዚደንት ኬንያ ነበር ዝመርሖ ጕጅለ ተዓዛቢ መረጻ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። ዝመጽእ ሰኑይ ዝካየድ መረጻ፡ ትግራይን ሸሞንተ ናቑጣታት ኣምሓራን ከም ዘይካየድ ቦርድ መረፃ ኣፍሊጡ እዩ። በዓል ዒድ ኣል-ኣድሓ ኣስመራን መቐለን ሓዊስካ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተኸቢሩ ውዒሉ። ተቓወምቲ ውድባት ትግራይ ንጥሕሰት ሕጊ መንግስቲ ፌደራልን ግፋ መናእሰይ ኣብ ትግራይ ኣውጊዞም።

    Check out our podcast collection here
    10 min
  • ዉዕል ኣብርሃም- ABRAHAM ACCORDS
    ነቲ ምስ ኢራን ዘሎ ኲናት ደው ንምባል ኣብ ስምምዕ ንምብጻሕ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን ሃገራት ወሽመጥ ምስ እስራኤል ዘለዎም ርክብ ከመሓይሹ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ጸዊዑ። ትራምፕ ኣብቲ ማሕበራዊ ሜዲያኡ ኣብ ትሩዝ ሶሻል ዝጸሓፎ መልእኽቲ: ሃገራት ዓረብን እስላምን ነቲ ብ "Abraham Accords' ወይ ዉዕል ኣብርሃም ዝበሃል ስምምዕ ክፍርማ ኣለወን ኢሉ ። እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ እቲ ውዕል እንታይ ምዃኑን ኣገዳስነቱን ከብርህ እዩ።
    8 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (27 ግንቦት 2026)
    ** ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናረንድራ ሞዲ ናብ ኣውስትራልያ ክበጽሕ እዩ ፣... ** ኣብ ኒው ሳውዝ ዌልስ ፡ ብናጻ ብኣፍንጫ ዝወሃብ ክታበት ዝወስዱዎ ዝኽእሉ ገደብ ዕድመ ሰፊሑ... ** ሜክሲኮ፡ቅድሚ ጸወታታት ዋንጫ ዓለም [ፊፋ]ምጅማሩ፡ ነቲ ኣብ ማእከላይ ኣፍሪቃ ተራእዩ ዘሎ ኢቦላ ንምምካት መርመራታት ጀሚራ ከምዘላ ገሊጻ ኣላ ።
    5 min
  • #111 Water problems at home? |Talking to a plumber (Med) - #111 ኣብ ገዛ ብዛዕባ ማይ|ዝርርብ ምስ ሰራሒ ቡምባ። Water problems at home? |Talking to a plumber (Med)
    Learn English useful for describing plumbing problems at home. Practise everyday phrases for explaining issues, asking about cost, and arranging repairs. - ኣብ ገዛ ንዘሎ ናይ ቡምባ ጸገማት ንምግላጽ ብእንግሊዝኛ ንጥቀመሉ ኣገላልጻ ንመሃር ። ብዛዕባ ዋጋ ንምሕታትን ጽገና ንምሕታትን መዓልታዊ ሓረጋት ልመድ ። Learn English useful for describing plumbing problems at home. Practise everyday phrases for explaining issues, asking about cost, and arranging repairs.
    11 min
  • A guide to fuel types in Australia | Fuel in Focus - ዓይነታት ነዳዲ ኣብ ኣውስትራሊያ | ኣተኩሮ ኣብ ነዳዲ
    Drivers across Australia are paying more at the bowser as fuel prices remain unstable. So does it make sense to go for cheaper petrol options when filling up? The answer depends largely on your engine requirements, as not every fuel works for every vehicle. - ዋጋ ነዳዲ ርጉእ ኣብ ዘይኮነሉ ኩነታት፡ ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ዘለዉ መራሕቲ መካይን ነዳዲ ንምዕዳግ ብዙሕ ገንዘብ ይኸፍሉ ኣለዉ ። ስለዚ ፡ ነዳዲ ኣብ እትመልኣሉ እዋን ናብ ዝሓሰረ ናይ ነዳዲ መማረጺታት ምኻድ ርትዓዊ ድዩ? መልሲ ናይዚ ሕቶ ፡ ነፍሲ ወከፍ ማኪና ዝደልዮ ዓይነት ነዳዲ ስለዝፈላለ ብቐንዱ ኣብ ዓይነትን ድልየትን ሞተርካ እዩ ዝምርኰስ ።
    7 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (26 ግንቦት 2026)
    ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ክመሓየሽ እንተኮይኑ ጉዳይ ዶብ ብግዝያዊ ስምምዕ ክድቅስ ከምኡ'ውን ንተጠቃምነት ወደብ ዓሰብ ስምምዕ ክግበርን ከምዘድሊ መንግስታዊ ትካል መጽናዕቲ ኢትዮጵያ ገሊጹ። ** ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ዉልቂ ኣባላት ፓርላማ " ሓድሽ ፖለቲካዊ ሰልፊ ንምቛም” ኣብ ዘተ ከም ዘለዉ ተፈሊጡ... ** ሜክሲኮ ንሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢራን ኣብ እዋን ዋንጫ ዓለም ፊፋ ከተአንግድ ተሰማሚዓ። ... ** ካልኣይ ጉጅለ ምስ እስላማዊ መንግስቲ (Islamic State) ዝጸንሑ ቆልዑን ኣንስትን ኣውስትራሊያዊያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ትኬት ነፋሪት ምዕዳጎም ተፈሊጡ ።
    5 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (25 ግንቦት 2026)
    ኣርእስታት ዜና፥ ሎሚ ፌደራላዊ ምርጫ እንተ ዝካየድ ነይሩ ፡ ሰልፊ ዋን ኔሽን ክሳዕ 59 ዝዀኑ መናብር ታሕተዋይ ባይቶ ክሕዝ ይኽእል እዩ ክብል ሓድሽ መጽናዕቱ ኣፍሊጡ። ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ኣፍደገ ዋይት ሃውስ ዝተገብረ ናይ ተኹሲ ምልውዋጥ ዝምልከት ምርመራታት ይቕጽሉ ኣለው ። ኢትዮጵያ 'ሓድሽ መጠነ ሰፊሕ ግጭት' ንምጅማር ኣብ ቀረባ ከምትርከብ ጉጅለታት መሰላት ብምጥንቃቕ ህጹጽ ኣህጉራዊ ስጉምቲ ክውሰድ ጸዊዖም። ዌስት ሃም ዩናይትድ ፡ ካብ ዝርዝር ጋንታታት ፕሪሜር ሊግ እንግሊዝ ክትወርድ’ከላ ቶተንሃም ግን ንስክላ ድሒና።
    8 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,865 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners