SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • MiniPod: GOAT | Words we use - MiniPod: GOAT | Words we use
    Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like 'GOAT'. - Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like 'GOAT'.
    4 min
  • ኣብ 24 ግንቦት፡ "ሰራዊት ናብ ኣስመራ ክኣቱ የብሉን ዝብል መልእኽቲ ናይ ኢሳያስ ብመገዲ ሸሪፎ ኣቢሉ'ዩ መጺኡና።" ተጋ/ ዳኒኤል ጋርዛ
    ኣብ ዉሽጥን ወጻእን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ንመበል 35 መዓልቲ ነጻነት የኽብር ኣሎ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ካብቶም ኣብ 24 ግንቦት 1991 ናብ ኣስመራ ዝኣተዉ ናይ ፈለማ ተጋደልቲ ዝኾነ ዳንኤል ጋርዛ ብዛዕባ'ቲ ኩነታት ንድሕሪት ተመሊሱ ስምዒቱ እንታይ ከምዝነበረን ዝተፈጸመ ኩነታትን ኣዘንትዩልና ኣሎ።

    Check out our podcast collection here
    35 min
  • Second-hand EV sales are surging - even classic cars are going electric - መሸጣ ዘገልገላ (Second-hand) ናይ ኤሌክትሪክ መካይን (EVs) ብናህሪ ይውስኽ፣ ናይ ቀደም (classic) መካይን'ውን ናብ ኤሌክትሪክ ይቕየራ
    Australia’s electric vehicle (EV) market hit a new record in April. And sales of second-hand EVs are soaring too. Some owners are also converting classic cars. - ዕዳጋ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ መካይን ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ ኣብ ኣውስትራልያ ሓድሽ ክብረወሰን ኣመዝጊቦም። መሸጣታታት ካልኣይ ኢድ ወይ ዘገልገላ ናይ ኤሌክትሪክ መካይን (EVs) ድማ ብተመሳሳሊ ብናህሪ ወሲኾም። ገለ ሰብ መካይን’ውን ንህቡባት ናይ ቀደም ቅዲ (ክላሲክ) መካይኖም ናብ ኤሌክትሪክ ይቕይርወን ኣለዉ።
    8 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (21 ግንቦት 2026)
    ኣርእስታት ዜና፥ ፕረዚደንት ዩ-ኤስ ዶናልድ ትራምፕ ፡ ምስ ኢራን ዝግበር ዘተ ሰላም ኣብ ናይ መወዳእታ ደረጃኡ ከም ዝርከብ ገሊጹ ። ውድብ ጥዕና ዓለም ፡ ነቲ ኣብ ዲሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ዘጋጠመ ኢቦላ ንምምካት ፡ መከላኸሊ ናውትን ናውቲ ሕክምናን ንምቕራብ ተዳልዩ ከም ዘሎ ገሊጹ ኣሎ ። ደገፍቲ እንግሊዛዊት ጋንታ ኣርሰናል ድሕሪ 22 ዓመታት ጋንታኦም ብምስዓራ ሓጎሶም ክገልጹ ዊዒሎም ሓዲሮም።

    Check out our podcast collection here
    11 min
  • ጎደናታት ከተማ ኣስመራ፡ ንመበል 35 ዝኽሪ ናጽነት ኤርትራ ንምቕባል ምዕሩግ ባህላዊ ካርኒቫል ቀሪቡ። (ጸብጻብ)
    ኣውስትራሊያ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊ ፓርክ እምባታት ባሌ ንዝተኻየደ መደብ ስልጠና ሓለውቲ ፓርክ ሓገዝ ገይራ። ፖለቲካውን ወተሃደራውን ሓይልታት ዝሓቘፈ "ቤት ምኽሪ ሰላምን ለውጥን" ኣብ ትግራይ ብዕልዋ ስልጣን ዝተቖጻጸረ ሓይሊ ከኣሊ ምዃኑ ገሊጹ። ህወሓት ብወገኑ " ንመድረኻዊ ቃልሲ ምርግጋፅ ህልውና ኣብ ሓደ ንዕሰል" ክብል ጸዊዑ። ንመበል 35 ዝኽሪ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ቀንዲ ጎደናታት ከተማ ኣስመራ፡ ምዕሩግ ባህላዊ ካርኒቫል ቀሪቡ። ኤርትራ ዓንዲ ማእከል ጸጥታን ምርግጋእን ቀርኒ ኣፍሪቃ እያ'- ክብል ግብጻዊ ሚኒስተር ተዛሪቡ ሰራዊት ሱዳን ኣብ ጥቓ ዶብ ኢትዮጵያ ክልተ ተወሰኽቲ ስትራቴጂካዊ ቦታታት መሊሱ ከምዝተቖጻጸረ ኣፍሊጡ።

    Check out our podcast collection here
    10 min
  • ለበዳ ኢቦላን ምላሽ ዉድብ ጥዕና ዓለምን :
    ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ኡጋንዳን ሕማም ኢቦላ ናይ ህጹጽ ኩነታት ከምዝኾነ ኣዊጁ ኣሎ ፡ እዚ ድማ ንማሕበረሰብ ዓለም ዘሰክፍ ህጹጽ ናይ ጥዕና ጸገም እዩ ኮይኑ ። ውድብ ጥዕና ዓለም ንቅጥዕታት ናይ ለበዳ ህጹጽ እዋን ከምዘየማልእ እኳ ንተገለጸ፡ እቲ ሕማም ናብተን ምስ ምስ ዲ.ሪ.ኮንጎ ዝዳበዋ ሃገራት ዝያዳ ናይ ምስፍሕፋሕ ተኽእሎ ኣለዎ ።
    8 min
  • ኣርሰናል ኣብ ውሽጢ 22 ዓመታት ንመጀመርያ ግዜ ቻምፒዮን ፕሪሜር ዓዲ እንግሊዝ ኮይና። (ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ 20 ግንቦት 2026)
    ** ኣብ ደቡብ ምዕራብ ሲድኒ ብዝተተኮሰ ጠያይት፡ ሓደ ሰብኣይ ሞይቱ ፡ ካልኦት ኣርባዕተ ድማ ቈሲሎም ... ** ፕረዚደንት ሩስያ ቫልደሚር ፑቲን ናብ ቻይና ወግዓዊ ምብጻሕ ንምፍጻም ናብ በይጂንግ ኣትዩ ... ** ኣርሰናል ድሕሪ 22 ዓመታት ንፈለማ ቻምፕዮን ኩዕሶ እግሪ ዓዲ እንግሊዝ ኮይና።
    5 min
  • The Aboriginal flag: History, meaning and recognition - ባንዴራ ደቀባት፡ ታሪኽ፡ ትርጉም፣ ክብርን ኣፍልጦን
    At school, work, council offices or sporting events, you might see a red, black and yellow flag flying beside the Australian national flag. This is the Aboriginal flag, representing the Aboriginal people of Australia and their connection to land, community and stories. - ኣብ ቤት ትምህርቲ፣ ስራሕ፣ ቤት ጽሕፈታት ምምሕዳር ወይ ስፖርታዊ ውራያት፣ ኣብ ጎድኒ ሃገራዊት ባንዴራ (ሰንደቕ ዓላማ) ኣውስትራልያ፣ ቀይሕ፣ ጸሊምን ቢጫን ባንዴራ ክትርእዩ ትኽእሉ። እዚኣ ባንዴራ ደቀባት ወይ ኣቦሪጂናል ባንዴራ እያ። ንደቀባት ህዝብታት ኣውስትራልያን ምትእስሳሮም ምስ መሬት፡ ማሕበረሰብን ዛንታታትን ትውክል።
    11 min
  • ‘ሕብረተሰብና ኣብ ምጥያሽን ስራሕ ምድላይን ክረኽቦም ዝግባእ ሓገዛት ኣይፈልጦምን’- ገብረስላሰ ገብሩ በዓል ሞያ ምስላጥ ትምህርትን ስራሕን
    ኣወስትራልያ ካብተን ኣብ ዝተፈላለየ ፅላታት ናይ ሰብ ሞያ ሕፅረት ዘለወን ሃገራት ሓንቲ እያ። ነዚ ሓጓፍ ንምምላእ ዝተፈላለየ ክእለታት ዘለዎም ሰባት ብቐዋምነትን ጊዝያውን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝኣትውሉ መስርሕ ብምትግባር እውን ትፍለጥ። ብኻልእ ገፅ ካብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሓዊሱ ዝመፁ ብዙሓት ሰባት፡ ብፍላይ ኣብ መጀመርታ፡ ስራሕ ምርካብ ቀሊል ከምዘይኮነ እዮም ዝገልፁ። ንምዃኑ ሓደሽቲ መፃእቲ፡ ስራሕ ኣብ ምድላይ ዝገጥምዎም ዕንቅፋታት እንታይ እዮም? ዘለዉ ዕድላትከ? ኣብዚ ዛዕባ፡ ሃይሉ ሳህለ ንሓደሽቲ መፃእቲ ኣብ ምጥያስ፣ ስራሕን ትምህርትን ክረኽቡ ኣብ ምግባርን ኣብ ዝነጥፍ ትካል፡ በዓል ሞያ ምስላጥ ዕድላት ትምህርትን ስራሕን ምስ ዝኾነ ገብረስላሰ ገብሩ ዝገበሮ ፃንሒት ተኸታተሉ።
    23 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,865 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners