SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • መንግስቲ ኤርትራ ንመገሻ ናብ ታይዋን ላዕለወይቲ በዓል ስልጣን ኣመሪካ ናንሲ ፔሎሲ ዝነቅፍ መግለጺ ኣውጺኡ (ጸብጻባት)
    ጸብጻባት ልኡኽና * ኣብ ትግራይ ሰለስተ ሕማማት ንጥዕና ኣሰካፊ ኣብ ዝበሃል ደረጃ ከም ዝርከቡ ቢሮ ጥዕና ገሊጹ; * ውድብ ጥዕና ዓለም ንቀርኒ ኣፍሪቃ ሓገዝ ንምልጋስ 123.7 ሚልዮን ዶላር ከም ዘድልዮ ኣፍሊጡ; * መሪሕነት ትግራይ፤ ምዕራብ ትግራይ እንተዘይተለቒቑ ንህላወ ኢትዮጵያ ተገዳስነት ከም ዘይህልዎ ንዲፕሎመሰኛታት ምዝራቡ ተሰሚዑ; * መንግስቲ ኤርትራ፣ ንመገሻ ወሃቢት ቃል ወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ናንሲ ፔሎሲ ኣብ ታይዋን ተቓዊሙ
    10 min
  • ኣብ ቤት ትምህርታት ኣውስትራልያ ኣለርጂ ብኸመይ ይተሓዝ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ)
    ኣውስትራልያ ኣብ ዓለም ሓንቲ ካብ’ተን ዝለዓለ መጠን ካብ መግቢ ዘይምስምማዕ ዝለዓል ቁጥዐ ኣካላት/ኣለርጂ መግቢ ዘለወን ሃገራት’ያ። ብመሰረት በዓል መዚ መግቢ NSW (ኒው ሳውዝ ዌልስ)፡ ኣለርጂ መግቢ ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን ኣብ ኣውስትራልያ ንሓደ ካብ 10 ዕሸላትን ከባቢ 2 ካብ 100 በጽሒን የጥቅዕ። ኣለርጂን ከቢድ ቁጥዐ ኣካላት/ኣናፊላክሲስን ዘለዎም ህጻናት ናብ ትምህርቲ ምልኣኽ ንብዙሓት ወለዲ ዘሻቕል ክኸውን ይኽእል’ዩ፡ ብፍላይ እቶም ሓደስቲ ናብ ኣውስትራልያ ዝመጹ፡ ብዛዕባ’ቶም ዝስራሓሎም ስርዓታትን መምርሕታትን ኣፍልጦ ዘይብሎም ክኾኑ ይኽእሉ።
    11 min
  • ላዕልን ታሕትን ዕዳጋ ኣባይቲ ምስ ምውሳኽ መጠን ወለድ
    ማእከላይ ባንክ (ሪዘርቭ ባንክ) ኣውስትራልያ ኣብ’ዚ ዓመት ንራብዓይ ግዜ መጠን ወለድ ንምውሳኽ ዝወሰዶ ውሳነ ኣብ ወነንቲ ኣባይቲ ልዑል/ድራማዊ ጽልዋ ከሕድር ትጽቢት ይግበር። ነቶም ገና ኣባይቲ ክገዝኡ ዝደልዩን ተቐማጢ ገንዘብ ዘለዎምን ሰባት ግን ኣወንታዊ ለውጢ ክኸውን ይኽእል’ዩ።
    6 min
  • ምሉእ ፈነወ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛ (01/08/2022)
    ምሉእ ፈነወ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛ ዜናታት ጸብጻብ ዜናታት ልኡኽና ፈስቲቫል ጋርማን ጉዕዞ ናብ ደቀባታዊ ድምጺ ናብ ባይቶ ኣውስትራልያ ቃለመሕትት ምስ ዶክተር ይፍደኣምላክ ተስፋማርያም ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ
    50 min
  • ደሃዮም ዝጠፋአ ኣትሌታት ኤርትራ ተረኺቦም ተባሂሉ፥ ኣትሌታት ኢትዮጵያ ዓዶም ኣብ ዝተመልስሉ ኩነታት ትግራይ ናይ ሓዋሩ ፍታሕ ይሕተተሉ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (01/08/2022) * ደሃዮም ጠፊኡ ዝነበረ ሓሙሽተ ኣባላት’ታ ኣብ ኦሬገን ኣሜሪካ ኣብ ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ዓለም ክትሳተፍ ዝጸንሐት ሃገራዊት ጋንታ ተረኺቦም ተባሂሉ፥ * ኣትሌታት ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ዓለም ኦሬገን 2022 ኣርባዕተ ኣዋርቕ ዝርከቦም 10 መዳልያታት ዓቲሮም ካልኣይ ድሕሪ ምውጽኦም ሮቡዕ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም፣ ኩነታት ትግራይን ኣትሌታት ትግራይን ዝያዳ ቆላሓት ረኺቡ፣ * ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ እግሪ መጻረዪ ግጥም ናብ ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ወይ ቻን 2022 ንደቡብ ሱዳን 5-0 ድሕሪ ምስዓራ ናብ ካልኣይ ዙር ሓሊፋ፣ * ኤርትራዊ ኮኾብ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ድሕሪ ሻምፒዮና ኤርትራ ንፈለማ ግዜ ኣብ ዓለምለኻዊ ቅድድም ተሳቲፉ ኣብ 3ይ መድረኽ ካልኣይ ወጺኡ፣ መትከል ኢዮብ ኣብ ቱርኪ ኣብ ግራንድ ፕሪ ያህያሊ ተቐዳዲሙ፣
    10 min
  • ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮጳ ኣን ዌበር ናብ መቐለ ክኸዳየን፣ ኣሜሪካዊ ልኡኽ ማይክ ሀመር ንተቓወምቲ ሰልፍታት ኣዘራሪቦም
    ጸብጻባት ዜና: ንትግራይ ዘድሊ 100 ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ዘመናዊ ድዅዒ ካብ ኢትዮጵያ ተዓዲጉ ይቐርብ ኣሎ ተባሂሉ፣ ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮጳ ዝኾና ኣን ዌበር ናብ መቐለ ክኸዳ ምዃነን ኣፍሊጠን፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ማይክ ሀመር ብወገኖም ምስ መራሕቲ ተቓወምቲ ሰልፍታት ተዘራሪቦም፣ ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ኣብ ክታበት ህጻናት ብዘመዝገቦ ዓወት ተሸሊሙ፡ ኢትዮጵያ ካብ 492 ቶን ስጋ ኣእዱግ 600,000 ዶላር ኣታዊ ከም ዝረኸበት ተገሊጹ
    7 min
  • “ጽምዋ እቲ ዝኸፍአ መርዚ ኣእምሮ’ዩ።” ዶ/ር ይፍደ-ኣምላክ ተስፋማርያም
    ዶ/ር ይፍደኣምላክ ካብ ኤርትራ ክሳብ ዝወጽእ ዳይረክተር ባንክ ደም ኤርትራ ዝነበረ በዓል ሞያ እዩ። ብዘይካ እቲ ብሞያኡ ኣብ ኣመሪካ እናነበረ ዝሰርሖ መሃሪ ጽሑፋት’ውን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ዘካፍል እዩ። ሎሚ ዕዱምና ዶ/ር ይፍደ ብዛዕባ ሕማም ኣእምሮን ምስኡ ዝዛመድ ሕቶታትን መሊሱልና ኣሎ።
    24 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (28 ሓምለ 2022)
    ናይ ሎሚ ሓሙስ 28 ሓምለ 2022 ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ካብዝሓዞ ትሕዝቶታት፥ **ብዛዕባ ኣብ 2016 ካብ ካይሮ ክወጹ ዝፈተኑ 32 መንእሰያት ዝምልከት ምስ ኣቶ ገብረ ባህዱራይ ። ልኡኽና ዝሰደዶም ጸብጻባት እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ሒዙ ኣሎ፡ **ፕረዚደንት ትግራይ ቅድሚ ዘተ ምጅማሩ "ምዕራብ ትግራይ ኣረክብ ንብል ኣለና።" ኢሉ **ኣሜሪካ ናብ ትግራይ ወርሓዊ 2 ሚልዮን ሊትር ነዳዲ ክተእቱ ጀሚራ። ** መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ “ኣብ ኣውስትራሊያ ገዛኻ ንምሟቕ ዝበለጸ መገዲ እንታ'ዩ፧” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ እዩ። ካልእ ትሕዝቶን
    59 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,809 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners