SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ህወሓት ምስ ተቓወምቲ ሰልፍታት ትግራይ ብሕገ መንግስቲ ኢትዮጵያን መጻኢ ዕጻ ትግራይን ይካሰስ (ካብ ጸብጻባት)
    ጸብጻባት ዜና (21/07/2022) * 4000 መማህራን ዩኒቨርሲታት ትግራይ ናብ ካልኦት ዩኒቨርሲታት ተመዲቦም: * ቅድሚ ክልተ ወርሒ ኣብ ትግራይ ዝተኣስሩ 5 ጋዜጠኛታት ገና ኣይተኸሰሱን ተባሂሉ: * ህወሓት ምስ ተቓወምቲ ሰልፍታት ትግራይ ብሕገ መንግስቲ ኢትዮጵያን መጻኢ ዕጻ ትግራይን ይካሰስ: * ሶማልያ ኣብ ኤርትራ ዘለው ወተሃደራታ ኣብ ኲናት ትግራይ ተሳቲፎም ዝበሃል 'ሓሶት'ዩ' ትብል
    9 min
  • ሓደ ዓመት ድሕሪ ምምሕዳር ኣብ ትሕቲ ጣሊባን ከበድቲ ብድሆታት ንኣፍጋኒስታን ይገጥምዋ
    ጣሊባን ንኣፍጋኒስታን ካብ ዝቆጻጸር ናብ ሓደ ዓመት ይቐርብ ኣሎ [[Aug 15]]። ኣብ’ቲ እዋን እቲ ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታት፡ እገዳታትን ብድሆታት ቁጠባን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣደራዕ ኣውሪዶም’ዮም። ህጻናት ካብ’ቶም ኣዝዮም ዝተሃስዩ ኮይኖም ህይወት ኣብ’ታ ሃገር ንዝነብሩ ሰባት ኣዝዩ ከቢድ ኮይኑ’ሎ።
    8 min
  • ሓካይም መንግስቲ ኣብ ምምካት ሓደስቲ ዓሌታት ኮቪድ ዝያዳ ክሰርሕ ኣለዎ ይብሉ፣ መንግስቲ ግን ምኽሪ ጥራይ ኣኻሊ'ዩ ይብል
    ዝለዓሉ ዶክተራት ኣውስትራልያ መንግስቲ ምስፍሕፋሕ’ዚ ሓድሽ ዓሌት ኦሚክሮን ኮቪድ ደው ንምባል ዝያዳ ክገብር መጸዋዕታ ኣቕሪቦም። ማሕበር ሓካይም ኣውስትራልያ (Australian Medical Association) እዚ ማዕበል ኮቪድ-19 ካብ’ቲ ኣብ ወርሒ ጥሪ ዝነበረ ጠርዚ ምልባዕ ብዝለዓለ ዝኸፍአ ክኸውን’ዩ ድሕሪ ምባል እቲ ጸቕጢ ኣብ ልዕሊ ሆስፒታላት ኣዝዩ ልዑል ክኸውን’ዩ ኢሉ። እንተኾነ ግን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነዚ እቲ ዘሎ ምኽሪ ክንክን ጥዕና ማስክ ወይ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ክግበር ክተባባዕ ኣለዎ እንበር ብሕጊ ክሕገግ ወይ ከገድድ የብሉን ዝብል’ዩ ክብል ገሊጹ።
    6 min
  • ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባን ዝንባለን ብዘየገድስ ንኹሉ ጠርኒፎም ዝኸዱ ፈስቲቫላት ኤርትራውያን ኣለዉ ዶ፧ ክግበሩ ኸ ይከኣል ድዩ፧
    ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባን ዝንባለን ብዘየገድስ ንኹሉ ጠርኒፎም ከተሓዋውሱ፣ ከዘናግዑን ከምህሩን ዝኽእሉ ፈስቲቫላት ኤርትራውያን ኣለዉ ዶ፧ ክግበሩ ኸ ይከኣል ድዩ፧ ፈስቲቫል ካብ ጽልዋ ፖለቲካን ህሉው ኩነታትን ክትንጽሎ ወይ ክትሕልዎ ይከኣል ዶ፧ ዶክተር ፍትዊ ወልዳይ ነዚኦምን ካልኦት ዝተተሓሓዙ ጉዳያትን ክምልስ ፈቲኑ'ሎ።
    22 min
  • ንዝረኸብናዮ ኣገልግሎት ሞቕሽሽ ወይ ቲፕ ንህብዶ? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
    ሞቕሽሽ ንሰራሕተኛታት ከም ዓስቢ ጽቡቕ ኣገልግሎት ገንዘብ ምሃብ እዩ ። ብጥረ ገንዘብ ወይ ብኻልእ መገዲ ክፍሊት ክኽፈል ይኽእል ። ኣብ ኣውስትራሊያ ብዙሕ ዘይንጹር ነገር ኣሎ ፤ ሞቕሽሽ ምሃብ ከምዘይግባእ ሓደሓደ ግዜ ይቑጸር እዩ ።
    9 min
  • ቅጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (18 ሓምለ 20220
    ናይ ሰኑይ 18 ሓምለ 2022 ሰዓት 6 ናይ ሚሸት ምሉእ መደባት ፡ ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ 3.4 ቢልዮን ብር ንኣርባዕተ ዩኒቨርሲታት ትግራይ ከም ዝሰለዐ ገሊጹ። ሱዳን ኣብ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውብ ግዝኣታ ሰዓታት እቶ እቶ ኣዊጃ። ኣብ ኤርትራ ሕጽረት ኤለትሪክን ማይን ኣብ ዘሻቕል ኩነታት ከም ዘሎ ተሓቢሩ። ዝብሉን ካልኦትን ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ኣለና ከነቕርቦ ኢና፣ ሓድሽ ፕረሲደንት ሶማልያ ናብ ኤርትራ ምብጻሑን ንክልቲኤን ሃገራት ዘለዎ ትርጉምን እንታይ እዩ፧ ድሕሪ ናብ ሃገሩ ምምላሱ ህዝቢ ሶማል ብፍላይ ድማ ስድራ እቶም ደቀን ክዕስከሩ ናብ ኤርትራ ዝኸዳ እንታይ መልሲ ሒዙሎም’ዩ ዝኸይድ ዘሎ፧ ዝብሉን ካልእ ዞባዊ ጽልዋታትን ዝምልከት ምስ ሳልሕ ቓዲ ጆሃር ዝተገብረ ቃለ መሕትት ኣለና። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊን ካልእ ትሕዝቶንውን ቀሪቡ ኣሎ።
    59 min
  • መንግስቲ ኢትዮጵያ 3.4 ቢልዮን ብር ንኣርባዕተ ዩኒቨርሲታት ትግራይ ከም ዝሰለዐ ገሊጹ። (ጸብጻብ)
    ሱዳን ኣብ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውብ ግዝኣታ ሰዓታት እቶ እቶ ኣዊጃ። ኣሜሪካን ግብጽን ብዛዕባ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ከምዝተዘራረባ ተሓቢሩ። ትካል ሜትሮሎጂ ትግራይ ኣብ ዝበዝሕ ክፋል ናይታ ክልል ጽቡቕ ዝናብ ይቕጽል ከምዘሎ ሓቢሩ። ኣብ ኤርትራ ሕጽረት ኤለትሪክን ማይን ኣብ ዘሻቕል ኩነታት ከም ዘሎ ተሓቢሩ። ዝብሉን ካልኦትን ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ፣
    12 min
  • ብሪጣንያን ሃገራት ኣውሮጳን ነቲ ተኸሲቱ ዘሎ ዋዒን ባርዕን ንምምካት ኣብ ቃልሲ።
    ኣብ ታሪኽ ዓባይ ብሪጣንያ ንመጀመርታ ግዜ ፡ ሙቐት 40 ዲግሪ ሰኑይን ሰሉስን ክበጽሕ ትጽቢት ኣብ ዝግበረሉ ፡ ናይ ልዑል መጠን ምቘት ቅድመ ጥንቃቐ ክግበር እዩ ። ኣብ ስጳኛ ፡ ግሪኽን ፈረንሳን እውን ፡ ኣብ ኤውሮጳ ብርቱዕ ሃሩር ኣንጸላልዩ ኣሎ ፣ መጥፋእቲ ሓዊ ክሳዕ 45 ዲግሪ ሰልሲየስ ኣብ ዝበጽሕ ኩነታት ቃልሲ ምጥፋእ ሓዊ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን ፡ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቝጸሩ ሰባት ካብታ መንበሪኦም ክወጹ ምኽንያት ኰይኑ ኣሎ ።
    7 min
  • ለተሰንበት ግደይን ታምራት ቶላን ኣብ ሻምፒዮናታት ኣትለቲክስ ዓለም ወርቂ ዓቲሮም፣ ዓሊ ሱለይማን ምስ ጋንታ ሃዋሳ ሲቲ ተጸምቢሩ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (18/07/2022) * ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሻምፒዮናታት ኣትለቲክስ ዓለም ኦሬገን 2022 ኢትዮጵያዊት ወናኒት ክብረወሰን ዓለም ለተሰንበት ግደይ ኣብ 10ሽሕ ሜ፣ ታምራት ቶላ ኣብ ማራቶን፣ ተዓዊቶም፣ * ኤርትራዊ ኣጥቃዓይ ሃገራዊት ጋንታ ዓሊ ሱለይማን ካብ ጋንታ ባህር ዳር ሲቲ ወጺኡ ናብ ጋንታ ሃዋሳ ሲቲ ናይ ሓደ ዓመት ውዕል ብምፍርራም ተዘዋዊሩ፣ * ፕረዚደንት ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ፓትሪስ ሞትሰፐ ዝሓለፈ ሰሙን ናብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ ፈጺሙ ምስ ፕረዚደንት ሳህለወርቅ ዘውደ ተራኺቡ፣ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ጂሮ ቺኪሊስቲኮ ደላ ቫለ ዳ’ኦስታ ኢትዮጵያዊ ወላይ ሓጎስ በርሀ ካብ’ቶም ዝለዓሉ ዓሰርተ ብሉጻት ተቐዳደምቲ ኮይኑ ክውድእ’ንከሎ ዙር ፈረንሳ ብመሪሕነት ጆናስ ቪንገጋርድ ካልኣይ ሰሙኑ ኣጠናቒቑ፣
    10 min
  • ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (14/07/2022)
    ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ * ዜና * ጸብጻብ ካብ ኢትዮጵያን ኤርትራን * ፕረዚደንትን ኣዝማዱን ዘባረረ ምልዕዓል ህዝቢ፣ * ንጡረታ ዝውህለል ገንዘብ ሱፐር ኣኑወሽን እንታይ'ዩ፧ ብኸመይ ከነበርክተሉ ንኽእል፧ ክንግደሰሉ ኣሎና ድዩ፧ መብርሂ ካብ ዶክተር ሳላሕ ጅምዕ * ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ፣ ንምክንኻን ከባቢናን ምዕቃብ ፕላነትናን እንታይ ከነበርክት ንኽእል፧
    48 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,809 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners