SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • "ምዕራብ ትግራይ ኣረክብ ንብል ኣለና።" ፕረዚደንት ትግራይ
    ልኡኽና ዝሰደዶም ጸብጻባት እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ሒዙ ኣሎ፡ ፕረዚደንት ትግራይ ቅድሚ ዘተ ምጅማሩ "ምዕራብ ትግራይ ኣረክብ ንብል ኣለና።" ኢሉ ኣሜሪካ ናብ ትግራይ ወርሓዊ 2 ሚልዮን ሊትር ነዳዲ ክተእቱ ጀሚራ። ፕረዚደንት ክልል ሶማል ኢትዮጵያ ትዋግኦም ዘላ ዕጡቓት ኣልሸባብ ኢትዮጵያውያን ከም ዝኾኑ ተዛሪቡ።። ንገበናት ኲናት ትግራይ ትምርምር ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት ነቲ ገበን ዝምልከቱ መረዳእታታት ክሳብ 31ሓምለ 2022 ትቕበል ኣላ።
    8 min
  • ብሰንኪ ክብሪ ዋጋ ምምጋብ ኣሕምልቲን ፍረታተን ከይጎድል፡
    ብመሰረት እዋናዊ ሓበሬታ ቤት ጽሕፈት ስታትስቲክስ ኣውስትራሊያ (ABS). ፡ ዋጋ ፍሩታታትን ኣሕምልትን ኣብዚ ርብዒ ዓመት እዚ ፡ ብሽዱሽተ ሚእታዊት ወሲኹ ኣሎ ። እዚ ድማ ንገሊኡ ስድራ-ቤታት ምብላዕ ፍሩታን ኣሕምልትን ብምጉዳል ጥዕናአን ኣብ ሓደጋ ከእትዋ ምግዳድ እዩ ። ይኹን እምበር ካልኦት ኣማራጺታት ኣለዉ ፤ ዝስዕብ ትሕዝቶ ክምልሶ እዩ:
    8 min
  • ኣብ ግብጺ ደሃዮም ዘጥፍኡ 32 ኤርትራዊያን፡ ብህወት ይህልዉዶ ኣብ ማእሰርቲ፧ ወለዲ ይጣርዑ፡ ተጣበቕቲ ኣሰሮም ይደልዩ።
    "ኣብ 2016 ካብ ካይሮ ክወጹ ዝፈተኑ 32 መንእሰያት ኩሎም ተረሺኖም። ኣነ ግና ሃዲመ ወጺአ።" ክብል ሓደ ከሰግሮም ዝፈተነ ሱዳናዊ ገሊጹ። ብድሕር'ዚ "ክህልዉ ይኽእሉ'ዮም ዝብል ተስፋ ተሰሚዑ። ዛጊት ነዞም ጠፊኦም ዝተባህሉ መንእሰያት ንምርካብ ዝተገብረ ጻዕሪታት እንታይ ይመስል፧ ተስፋ ናይ ምርካቦም ክሳብ ክንደይ እዩ፧ ብዛዕባዚ ምሕጽንታ ካብ ሓንቲ ኣደ ናይዞም ዝጠፍኡን፡ ኣሰሮም ንምርካብ ካብ ዝነጥፉ ዘለዉ ኣቶ ገብረ ባህዱራይ ብዛዕባ'ዚ ኩነታት ይገልጽ።
    15 min
  • ኣብ ኣውስትራሊያ ገዛኻ ንምሟቕ ዝበለጸ መገዲ እንታ'ዩ፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
    ነቲ ዘሎ መማረጺታት ኣጠቓቕማ መሞቚ እንተፈሊጥካ ፡ ንቤትካ ግቡእ ናይ መውዓዪ ኣገባብ ምምራጽ ዝቐለለ ይኸውን ። ነቲ ኣብ ገዛኹም ተተኺሉ ዘሎ ኣገባብ መውዓዪ ክትቅይርዎ እንተ ዘይክኢልኩም ድማ ፡ ኣብ ጸዓትን ዋጋን ከተመሓይሾ እትኽእል መገድታት ኣሎ ።
    11 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (25 ሓምለ 2022)
    ናይ ሰኑይ 25 ሓምለ 2022 ናይ ሓደ ሰዓት መደብና SBS ትግርኛ ሒዝዎም ካብዘሎ ትሕዝቶታት፥፡ ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ ልኡኽና፥ ፍ/ልኡኽ ኣሜሪካን ሚ/ር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያን ኣብ ኢትዮጵያን ግብጽን ዝርከብአን ሃገራት በበይኑ ዑደት የካዱ ኣለዉ። ኣብ መስመር ኢትዮ-ጁቡቲ ሓሙሽተ መራሕቲ መካይን ፅዕነት ተቐቲሎም። ዕዳ ኢትዮጵያ ኣብቶም ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓመታት (ብዕጽፊ) ካብ 28 ቢልዮን ናብ 56 ቢልዮን ዶላር ከም ዝወሰኸ ተገሊጹ። *ትንታነ ዜና፥ ሩስያ ንዩክሬን ድሕሪ ምውራራ ኣብ ወደባት ዩክረይን ተኸርዲኑ ዝርከብ እኽሊ ክስደድ ናይ ፈለማ ስምምዕ ተጌሩ። ኣብ ቃለ መሕትት ብዛዕባ ፈስቲቫላት ኤርትራዊያን ኣብ ወጻኢ ዝምልከት ምስ ዶ/ር ፍትዊ ወልዳይ ዝገበርናዮ ጻንሒት ኣሎ፡ *ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊን ካልእ ትሕዝቶታትን ክቐርቡ እዮም
    54 min
  • ፍ/ልኡኽ ኣሜሪካን ሚ/ር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያን ኣብ ኢትዮጵያን ግብጽን ዝርከብአን ሃገራት በበይኑ ዑደት የካዱ ኣለዉ።
    ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ ልኡኽና፥ ኤርትራውያን ኣብ ትግራይ ዘሎ ዓፀቦ ንምቅላል ዝገብሩዎ ዘለዉ ሓገዛት ምስግና ቀሪቡሎም። ፍ/ልኡኽ ኣሜሪካን ሚ/ር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያን ኣብ ኢትዮጵያን ግብጽን ዝርከብአን ሃገራት በበይኑ ዑደት የካዱ ኣለዉ። ኣብ መስመር ኢትዮ-ጁቡቲ ሓሙሽተ መራሕቲ መካይን ፅዕነት ተቐቲሎም። ኣብ ምዕራብ ኦሮምያ ኣብ 12 ኣዋርሕ ልዕሊ 1100 ሲቪል ሰባት ተቐቲሎም። ዕዳ ኢትዮጵያ ኣብቶም ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓመታት (ብዕጽፊ) ካብ 28 ቢልዮን ናብ 56 ቢልዮን ዶላር ከም ዝወሰኸ ተገሊጹ።
    8 min
  • ኢትዮጵያ ካብ ኩሎም ዝሓለፉ ሻምፒዮናታት ኣትለቲክስ ዓለም ዝበዝሐ መዳልያታት ወርቂ ዓቲራ፣ ቢንያም ናብ ዓለምለኻዊ ቅድድም ተመሊሱ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (25/07/2022) * ኣብ ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ዓለም ኦሬገን 2022 ኢትዮጵያ ብለተሰንበት ግደይ፣ ታምራት ቶላ፣ ጎትይቶም ገብረስላሰን ጉዳፍ ጸጋይን ኣቢላ 4 መዳልያታት ወርቂ ወሲዳ፣ ብብዝሒ መዳልያታት ካልኣይቲ ኮይና ተሳትፎኣ ዛዚማ፣ * ኣልጀርያ ናብ ተአንግዶ ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ቻን 2023 ንምሕላፍ ኣብ ዝካየዱ ዘለዉ መጻረዪ ግጥማት ኢትዮጵያ ኣንጻር ደቡብ ሱዳን ገጢማ ብዘይሽቶ ማዕረ ተፈላልያ፣ * ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ንሰነጋላዊ ኣጥቃዓይ ሳዲዮ ማነ ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ናይ’ዚ ዓመት ክብል ሰሊምዎ፣ * ኤርትራዊ ኮኾብ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ድሕሪ ናይ ሻምፒዮና ኤርትራ ዓወቱ ንፈለማ ግዜ ናብ ዓለምለኻዊ ቅድድም ተመሊሱ፣ መትከል ኢዮብ ኣብ ቱርኪ ተቐዳዲሙ ካልኣይ ወጺኡ፣ ዙር ፈረንሳ ኸኣ ብዓወት ደንማርካዊ ዮናስ ቪንገጎ ተዛዚሙ፣
    10 min
  • “ካብ ዓድና ሃዲምናስ ኣብ ወጻኢ’ውን ካብ ታሪኽናን ካብቲ ክንሕዞ ዝግባእ ክብሪታትና’ውን ክንሃድም ኢና ጸኒሕና።” ዶ/ር ፊትዊ ወልዳይ
    ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባን ዝንባለን ብዘየገድስ ንኹሉ ጠርኒፎም ከተሓዋውሱ፣ ከዘናግዑን ከምህሩን ዝኽእሉ ፈስቲቫላት ኤርትራውያን ኣለዉ ዶ፧ ክግበሩ ኸ ይከኣል ድዩ፧ ፈስቲቫል ካብ ጽልዋ ፖለቲካን ህሉው ኩነታትን ክትንጽሎ ወይ ክትሕልዎ ይከኣል ዶ፧ ዶክተር ፍትዊ ወልዳይ ነዚኦምን ካልኦት ዝተተሓሓዙ ጉዳያትን ክምልስ ፈቲኑ'ሎ።
    13 min
  • ኣብ ወደባት ዩክረይን ተኸርዲኑ ዝርከብ እኽሊ ክስደድ ራሻን ዮክሬንን ስምምዕ ፈሪመን።
    ሩስያ ንዩክሬን ድሕሪ ምውራራ ኣብ ወደባት ዩክረይን ተኸርዲኑ ዝርከብ እኽሊ ክስደድ ናይ ፈለማ ስምምዕ ተጌሩ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ ከም ዝገለጾ ፡ እዚ ንዩክረይን ጥራይ ዘይኰነስ ፡ ንብዙሓት ካልኦት ሃገራት እውን ዓብዪ ሩፍታ ዝህብ ስጉምቲ እዩ ።
    8 min
  • ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛ
    ቀጥታ ፈነወ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛ ዜና ጣሊባንን ዕጫ ኣፍጋኒስታን ድሕሪ ሓደ ዓመት ስልጣን ጸብጻብ ዜናታት ዓዲ ፌስቲቫል ኤርትራ ንኹሉ ዘካተተ ክኸውን ይኽእል ዶ፧ ማስክ ብኣስገዳድ ዶ ይኹን ወይስ ብፍትወት፧
    52 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,809 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners